ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን ትምህርትን ስልጠናን ሃገረ ሰላም ግልጋሎት ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ ዓይነታት ንብረታት ሰርቪስ መኪና ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግን ክካረን ይደሊ ሎት 1 ፅሕፈት መሳርሒ ሎት 2 ናይ ኮንስትራክሽን ኣቁሑ 3 ንሰራሕተኛታት ሰርቪስ ትህብ መኪና 24 ሰብ እትሕዝ ደረጃ 2ን1ን ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ መስከረም 8, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ መስከረም 23, 2012 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ህንፃ መሳርሒናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተትመኪና ክራይትራንስፖርት ግልጋሎትዕድጊት ኸቢደ መሺን
ኢንስቲትዩት መፅናዕትን ምርምርን ፖሊስ ክልል ትግራይ ናይ ኤሌክትሮኒክስ ክቢ ማሕተምን ናይ ፎቶ ኮፒ ቀለምን ካብ ሕጋዉያን ነጋዶ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ መስከረም 8, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ መስከረም 9, 2012 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተትናይ ሕትመት ስራሕቲ
ዓዲግራት ፖሊ ቴክኒክ ኮሌጅ ን 2010 ዓም በጀት ዓመት ንምምሃር ምስትምሃር ምምሕዳራዊ ስራሕቲ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ህንፃ መሳርሒ : ናይ ኤሌክትሪክ መሳርሒ፣ ናይ ብሮድካስት ኤሌክትሮኒክስ፣ ይ ፅሕፈት መሳርሒ፣ ናይ ኣዉቶሞቲቭ፣ ናይ ቡምቧ ኣቁሑት ፣ ናይ ፅሬት ኣቁሑት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ መስከረም 8, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ መስከረም 22, 2012 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ህንፃ መሳርሒናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑትኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትንናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተትቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ
ኮሌጅ ፖሊ ቴክኒክ መቐለ ዝርከባ ናይ ፡ ፅሕፈት መሳርሒ፣ ህንፃ መሳርሒ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ፡፡ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ መስከረም 8, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ መስከረም 9, 2012 03:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ህንፃ መሳርሒናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት
ኤጄንሲ ምርግጋፅ ሙያ ክልል ትግራይ ንኤጄንሲ ግልጋሎት ዝዉዕሉ ናይ ኤሌክትሮኒክስ ስፔር ኣቁሑ፣ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ቀለማት ፣ ናይ መኪና እስፔርን ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደለየ ኣብዚ ፕሮፎርማ ክትወዳደሩ እትደልዩ ክትወዳደሩ ይዕድምዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ መስከረም 8, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ መስከረም 9, 2012 11:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ ንቤት ፅሕፈት ከተማ መቐለ ግልጋሎት ዝዉዕል ፅሕፈት መሳርሒ ካብ ሕጋዉያን ነጋዶ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲርና ክንገዝእ ስለ ዝደለና ዝምልከተኩም ከትወዳደሩ ንዕድምዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ መስከረም 7, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ መስከረም 8, 2012 11:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት
ቤት ፅሕፈት ቤት ማዛጋጃ ሸራሮ ከ/ስ/ዕ/ፋ/ም/ን ን 2012 ዓ/ም 1ይዙ ግልጋሎት ዝዉዕሉ መሳርሒ ፀሕፈት፣ ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ፣ ኣቁሑት ፅሬት፣ ናዉቲ ቢሮ፣ መሳርሒ ህንፃ ፣ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና፣ መሳርሒ ህትመት፣ ማይ ቦጥ ክራይ ምጉዕዓዝ ፣ ፣ ክትወዳደሩ ትክእሉ ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ መስከረም 7, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ መስከረም 22, 2012 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ሽራሮጨረታ መደብ:ህንፃ መሳርሒመለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑትኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንናይ ቢሮ ፈርኒቸርናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተትናይ ሕትመት ስራሕቲመኪና ክራይትራንስፖርት ግልጋሎት
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ታሕታይ ማይጨዉ ንዝተፈላለዩ ኣብያተ ዕዩ አገልግሎት ዝዉዕል መሳርሒ ፅሕፈት ቀለልትን ሃለቅትን ኣቅሑት : ኣቅሑት ፅሬት : ኣቅሑት መለዋወጢ ባትሪን ጎማን መኪናን ሞተርን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ መስከረም 7, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ መስከረም 22, 2012 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ታሕታይ ማይጨዉጨረታ መደብ:መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑትኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትንናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት
ናይ ከተማ ዉቕሮ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ን 2012ዓ/ም ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕል ፅሕፈት መሳርሒ ፣ ሕትመት ፣ መሳርሒ ፅሬት፣ ኤሌክትሮኒከስ ፣ ስፔር ፓርት መኪና፣ ስፔር ሞተር ሳይክል፣ ብስክሌትን ሳይክል ስፔርን ፣ ናይ ስፖርት ዕጥቂ፣ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ መስከረም 7, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ መስከረም 20, 2012 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ዉቅሮጨረታ መደብ:መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትንናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑትኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትንናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተትናይ ሕትመት ስራሕቲዕድጊት ሞተርሳይክል
ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን ዓዲጉዶም ኣብ 2012 ዓ/ም ግልጋሎት ዝዉዕሉ ኤሌክትሮኒክስ ፣ መሳርሒ ህንፃ ፣ ኣቁሐት ኣዉቶቮቲቭን ፣ መሳርሒ ፅሕፈትን ብግልፂ ጨረታ ኣጫሪቱ ክገዝእ ይደሊ።ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ መስከረም 7, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ መስከረም 21, 2012 03:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ዓዲ ጉዶምጨረታ መደብ:ህንፃ መሳርሒኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትንናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት