ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ታሕታይ ማይጨዉ ንዝተፈላለዩ ኣብያተ ዕዩ አገልግሎት ዝዉዕል መሳርሒ ፅሕፈት ቀለልትን ሃለቅትን ኣቅሑት : ኣቅሑት ፅሬት : ኣቅሑት መለዋወጢ ባትሪን ጎማን መኪናን ሞተርን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

1 ዝተሐደሰ ፍቃድ ንግዲ 2011/12ዓም ተወሳኪ እሴት ታክስ ተመዝገብቲ ዝኮኑን መለለይ ቁፅሪን ዝተሐደሰ ናይ መቅረባይነት ወረቀት ምስክር ናይ ወርሒ ሓምለ ሒሳብ ዘወራረድሉ መረዳእታ ከቅርቡ ዝክእሉ

2 መሳርሒ ፅሕፈት ቀለለትብ ሃለቅትን ኣቅሑት 50 ቅርሺ : ኣቅሑት ፅሬት 20 ቅርሺ : ናይ ባትሪን ጎማን መኪናን 50 ቅርሺ : ንመለዋወጢ ኣቅሑት ሞተርን 30 ቅርሺ ብምክፋል ካብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከይዲ ስራሐ ዕደጋ ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረትን ኬዝ ቲም ዕደጋ ቁፅሪ 10 ሰነድ ጨረታ ካብ 5 ምስከረም 2011 ዓም ጀሚሩ ምዉሳድ ይከኣል

3 ጨረታ ዝክፈተሉ ቦታ ኣብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ታሕታይ ማይጨዉ 22 መስከረም 2011 ዓም ልክዕ ሰዓት 4:30 ኮይኑ ተጫረቲ ወይድማ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት

4 ዝምለስ ናይ ጨረታ መከበሪ ዉሕስና ወይድማ ቢድቦንድ ንመሳርሒ ፅሕፈትን ቀለለትን ሃለቅትን ኣቅሑት 5000 ቅርሺ : ኣቅሑት ፅሬት 2000 ቅርሺ : ንመለዋወጢ ባትሪን ጎማን መኪናን 5000 ቅርሺ : ንመለዋወጢ ኣቅሑት ሞተር ሳይክል ሞተርን 3000 ቅርሺ ብብባንኪ ዝተረጋገፀ ስፒኦ ከቅርብ ዝክእል

5 ሰነድ ጨረታ ብሽምዒ ዝተዓሸገ ፖስታ ዋናን ቅዳሕን ብንፁር ናይ ሐደን ጠቅላላ ዋጋን መሊእኩም ክሳብ 22 መስከረም 2011 ዓም ሰዓት 4:00 ንጉሆ ናብቲ ሳንዱቅ ጨረታ ክተእትዉ ትክእሉ

6 ሰነድ ጨረታ ስርዝ ድልዝ ዘይብሉ ኣብ ነብስ ወከፍ ገፅ ድማ ማሕተምን ፌርማን ክህልዎ ይግባእ

7 ተጫረቲ ካበ ጠቅላላ ዝሰዓርዎ ዋጋ 10 ሚእታዊ መከበሪ ዉዕሊ ብምትሓዝ ጨረታ ምስዓሮም ካብ ዝፈለጥሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ዉሽጢ 3 መዓልቲ ዉዕሊ ብምእሳር በቲ ዝተኣዘዘ ዝርዝር መዓቀኒ በዝሕን ፅሬትን ከረክቡ ዝክእሉ

8 ቤት ፅሕፈትና ካብ ዝቀረበ ዝርዝር ዓይነታት ንብረት ክሳብ 20 ሚእታዊ ክዉስክ ወይ ክንኪ ይክእል ብተወሳኪ ክሳብ 20 ሚእታዊ ኣብ ዉሽጢ 3 ወርሒ ክዉስክ ይክእል

9 ቤት ፅሕፈትና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ንተወሳኪ ሐበሬታ 0346680319 0346680276 0346680336 ፋክስ 0346680451

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
  • ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (58)
    • ኮንስትራክሽን (1045)
      • ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4459)
        • ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (256)
          • ሕርሻ (508)
            • ህንፃ መሳርሒ (7189)
              • ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1689)
                • ምምካር (180)
                  • ትምህርቲን ስልጠና (199)
                    • ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1830)
                      • ምግብን መስተን (514)
                        • እግድ (40)
                          • ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (77)
                            • ፈርኒቸር (1283)
                              • ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
                                • ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
                                  • ጥዕና (266)
                                    • ናገዛ ኣቁሑት (87)
                                      • ኢንሹራንስ (4)
                                        • ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (288)
                                          • መሬትን ሊዝን (59)
                                            • ፅገና (833)
                                              • ናይ ሕክምና ኣቁሑት (426)
                                                • መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
                                                  • ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (2985)
                                                    • መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
                                                      • ምስሊን ቀረፃን (23)
                                                        • ስራሕቲ ሕትመት (1658)
                                                          • ስራሕቲ ምልላይ (83)
                                                            • ክራይ (737)
                                                              • መሸጣ (1182)
                                                                • ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (93)
                                                                  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8589)
                                                                    • ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (360)
                                                                      • መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
                                                                        • ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (831)
                                                                          • ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (360)
                                                                            • ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (578)
                                                                              • መኽዝን (33)
                                                                                • ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (237)
                                                                                  • ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (267)
                                                                                    s