ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ምምሕዳር ከተማ ራማ ዓዲ ኣርባዕተ ኣብ ወረድኡ ንዘለዎ ቤት ፅሕፈታት ግልጋሎት ዝዉዕል ን 2018 ዓም ናይ ፅሕፈት መሳርሒ : ኣናሽተይ ናይ ቢሮ ኣቅሑት : ናይ ፅሬት መሳርሒ :ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ: ናይ እንስሳ መድሓኒት ናዉቲ መሳርሕን: ናይ ሞትር ሳይክል ጉልበት ፅገናን : ሕትመትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ከዕድግን ከስርሕን ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጥቅምቲ 28, 2018 ( ቅድሚ 4 ወርሒ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ሕዳር 15, 2018 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ራማጨረታ መደብ:ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑትኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንፅገና ሞተርሳይክልናይ እንስሳት ምድሃኒታትን መሳሪሕታትንናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተትናይ ሕትመት ስራሕቲጥዕና ተንከፍ አቁሑትን ኣክሰሰሪናይ ቢሮ አቁሑት
ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምዳር ፋይናንስን ወረዳ ሳምረ ንኣብያተ ፅሕፈት አገልግሎት ዝዉዕሉ መሳርሒ ፅሕፈትን : ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ ብግልፂ ኣጫሪቱ ክዕድግ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጥቅምቲ 28, 2018 ( ቅድሚ 4 ወርሒ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ሕዳር 8, 2018 08:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ሳሓርቲ ሳምረ ጨረታ መደብ:ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት
ኢንተርፕራይዝ ስራሕቲ መንገዲ ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ተዘርዚሩ ዘሎ ንብረት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ንብረት ክገዝእ ስለዝደለየ ሕጋዊያን ነጋዶ ክትወዳደሩ ይዕድም::ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጥቅምቲ 26, 2018 ( ቅድሚ 4 ወርሒ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጥቅምቲ 28, 2018 09:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት
ቤት ህንፀት መቐለ ካብ በጀት ዓመት 2018 ዓ/ም ዝኸፈል ፅሕፈት መሳርሕን ህንፃ መሳርሕን ንብረት ካብ ሕጋዉያን ነጋዶ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ::ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጥቅምቲ 26, 2018 ( ቅድሚ 4 ወርሒ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሕዳር 11, 2018 03:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት
ማሕበር ቀዳሞት ኣግኣዚ ዓዲግራት ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሮም ክዕድጉ ይደልዩዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጥቅምቲ 26, 2018 ( ቅድሚ 4 ወርሒ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሕዳር 5, 2018 03:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ዓዲግራትጨረታ መደብ:ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት
ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ እገላ ኣብ በጀት 2018 ዓም ንኣብያተ ፅሕፈት ወረዳ እገላ ግልጋሎት ዝዉዕሉ መሳርሒ ፅሕፈትን ፡መሳርሒ ፅሬትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩክዕድግ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጥቅምቲ 26, 2018 ( ቅድሚ 4 ወርሒ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሕዳር 12, 2018 09:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ወረዳጨረታ መደብ:ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑትናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት
ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ፅራ ወንበርታ ን2017 ዓም በጀት ዓመት ንኣብያት ፅሕፈት ወረዳና ግልጋሎት ዝዉዕል ካብ ስሩዕ በጀት ዕጥቂ ስፖርት : መሳርሒ ፅሕፈት : ኣቅሑት ፅሬት : ሕትመት : ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ :ኣቅሑት ቢሮን: መለዋወጢ ኣቅሑት መኪና :ሞትር ሳይክልን መለዋወጢ ኣቅሑት ወይድማ ስፔር ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጥቅምቲ 26, 2018 ( ቅድሚ 4 ወርሒ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሕዳር 10, 2018 04:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ወረዳጨረታ መደብ:ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትንናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑትኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንመለዋወጢ ኣቁሑት መኪናመለዋወጢ ኣቁሑት ሞተርሳይክልናይ ቢሮ ፈርኒቸርናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተትናይ ሕትመት ኣቁሑትን
... ሬት መሳርሒ፣ሕትመት፣ ኤልክትሮንክስ ፣ፈርንቸር ናይ ቢሮ ኣቁሑት፣ ሞተር ሳይክል መለዋወጢ ኣቁሑቲን መኪና መለዋወጢ ኣቁሑቲን /ስፔር/ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ::ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጥቅምቲ 25, 2018 ( ቅድሚ 4 ወርሒ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሕዳር 9, 2018 11:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:Atsbiጨረታ መደብ:ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትንኮምፒተርን ተዛመድቲ ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢንኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንመለዋወጢ ኣቁሑት መኪናመለዋወጢ ኣቁሑት ሞተርሳይክልናይ ቢሮ ፈርኒቸርናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተትናይ ሕትመት ስራሕቲናይ ሕትመት ኣቁሑትን
ሙሉእ 1 ብርኪ ቤት ት/ቲ ዝረ - ሰማእታት መሳርሒ ፅሕፈት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ከገዝእ ይደሊ ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጥቅምቲ 25, 2018 ( ቅድሚ 4 ወርሒ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጥቅምቲ 27, 2018 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት
ቢሮ መሬትን ማዓድንን ክልል ትግራይ እዞም ትሕትሎም ዝተዘርዘሩ ናይ ናይ ፅሕፈት መሳሪሒ ካብ ሕጋዊ ነጋዶ አዋዳዲሩ ብብሮፎርማ ክዕድግ ከስርሕን ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጥቅምቲ 25, 2018 ( ቅድሚ 4 ወርሒ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጥቅምቲ 27, 2018 11:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት