ኢንተርፕራይዝ መፅናዕቲ፣ዲዛይንን ቁፅፅርን ስራሕቲ ማይ ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዘሎ ናይ መኪና መፋቱሕ (Tools Kit) ኣቑሑት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ታሕሳስ 27, 2018 ( ቅድሚ 2 ወርሒ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ቀዳም ጥሪ 9, 2018 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና
ማእኸል ሓወልቲ ሰማእታት ትግራይ ናይ መኪና- ስፔር ፓርት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደለየዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ታሕሳስ 24, 2018 ( ቅድሚ 2 ወርሒ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰንበት ታሕሳስ 26, 2018 03:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና
በዓል መዚ ሓለዋ ከባብን ለውጢ ነባሪ አየርን ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተጠቐሰ ናይ መኪና ጎማ ምስ ካላማደርያ ብፕሮፎርማ ምልክታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደልይ ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ታሕሳስ 24, 2018 ( ቅድሚ 2 ወርሒ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ታሕሳስ 27, 2018 03:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና
ኤጀንሲ ስታቲስቲክስን ምዝገባ ወሳኒ ኩነትን ትግራይ ካብ ዘለዎ በጀት ናይ መኪና ባትሪ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ታሕሳስ 24, 2018 ( ቅድሚ 2 ወርሒ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ታሕሳስ 27, 2018 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና
ቢሮ ጥዕና ክልል ትግራይ ነዚ ዝስዕብ ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቕሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳድሩ ክዕድግ ይድሊ።ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ታሕሳስ 23, 2018 ( ቅድሚ 2 ወርሒ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ታሕሳስ 27, 2018 10:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና
ማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይናይ መኪና ንብረት ክትዕድግ ሰለዝደለየት::ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ታሕሳስ 22, 2018 ( ቅድሚ 2 ወርሒ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ታሕሳስ 24, 2018 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና
ንቢሮ ፍትሒ ክልል ትግራይ ግልጋሎት ዝውዕሉ ናይ መኪና ኣቁሑት ፣ፊልትሮ ዘይቲን ግልጋሎት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሕዳር 24, 2018 ( ቅድሚ 3 ወርሒ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሕዳር 26, 2018 08:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና
ቢሮ ፋይናንስ ምትሕብባር ሃፍትን ንዳ/ዳሬክቶሬት ምም/ር ፋይናንስ መንግስቲ ካብ Calm በጀት ዝክፈል ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ኣቑሑት ብፕሮፈርማ ኣዋዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ታሕሳስ 20, 2018 ( ቅድሚ 2 ወርሒ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ታሕሳስ 22, 2018 10:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና
ንኮሚሽን ፖሊስ ትግራይ ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ተሽከርከርቲ መለዋወጢ ኣቑሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደለየ፦ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ታሕሳስ 20, 2018 ( ቅድሚ 2 ወርሒ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ታሕሳስ 23, 2018 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና
ግዝያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ቤት ፅሕፈት ፕሬዚዳንት ዳይሬክተር ዕደጋን ፋይናንሰን ንብረት ምምሕዳር ንቤት ፅሕፈት ርእሰ ምምሕዳርን ፕረስ ሴክሬታርያትን ግልጋሎት ዝውዕል ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቅሑትን ባትርን ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ታሕሳስ 20, 2018 ( ቅድሚ 2 ወርሒ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ታሕሳስ 22, 2018 10:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና