ኤጀንሲ ስታቲስቲክስን ምዝገባ ወሳኒ ኩነትን ትግራይ ካብ ዘለዎ በጀት ናይ መኪና ባትሪ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ታሕሳስ 24, 2018 ( ቅድሚ 2 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ታሕሳስ 27, 2018 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ቦታ: መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሶኒ ታሕሳስ 27, 2018 04:30 ቅደሚ ሰዓት
  • መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

ቑጽሪ፦ ኤ/ስ/ም/ወ/ኩ/3502/ዕ/ፋ/ም/ን/18

ዕለት፦ 23/4/2018

ቑጽሪ ፕሮፎርማ፦ 0010/2018

ን2ይ ምልክታ ጨረታ ፕሮፎርማ

ኤጀንሲ ስታቲስቲክስን ምዝገባ ወሳኒ ኩነትን ትግራይ ካብ ዘለዎ በጀት ናይ መኪና ባትሪ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ በዚ ዘርፊ ዝተዋፈርኩም መቕረብቲ ክትወዳደሩ ይዕድም።

ዝርዝር ንብረትመግለጺመለክዒበዝሒናይ ሓደ ዋጋ ብብር
ኤክስ ፕሮ ባትሪ /X-PRO/ Orgional70Aቑጽሪ01

ረቋሒታት፦

1. ናይ ዘመኑ ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ፣ ናይ ግብሪ ከፋላይነት መለለዪ ቁፅርን (TIN) ናይ መቅረባይነት ምስክር ወረቐትን (Certificate) ዘለዎን ኮፒ ገይሩ ዘተሓሕዝ፣

2. በቲ ዝቐረበ ሕቶ ድልየት (Spesfication) መሰረት ዘቅርብ፣

3. ሰዓራይ ዝኾነ መቅረቢ እቲ ንብረት ኣብ ውሽጢ 3 ናይ ስራሕ መዓልቲ ናብ ኤጀንሲ ሰታቲስቲክስን ምዝገባ ወሳኒ ኩነትን ኣታዊ ዝገብር፣

4. ተጫራታይ ናይቲ ዝመልኦ ዋጋ 10% ብCPO ኣስሪሑ ምስቲ ጨረታ ፕሮፎማ ኣታሒዙ ከቅርብ ዝኽእል፣

5. ናይ'ዚ ፕሮፎርማ ዋጋ ጸኒዑ ዝጸንሓሉ እቲ ጨረታ ካብ ዝኸፈት ን7 መዓልቲ ምዃኑ፣

6. እዚ ጨረታ ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 24/4/2018 ዓ/ም ክሳብ 28/4/2018 ዓ/ም ሰዓት 4:00 ናይ ንጉሆ ክፍቲ ኾይኑ። ብተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 4:00 ናይ ንጉሆ ተዓጽዩ ልክዕ 4:30 ናይ ንጉሆ ድማ ይክፈት።

7. ዝተዳለወ ጨረታ ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 24/4/2018 ዓ/ም ጀሚርካ ካብ ኤጀንሲ ስታቲስቲክስን ምዝገባ ወሳኒ ኩነትን ትግራይ ከይዲ ዳይሬክቶሬት ዕደጋ ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረትን ምውሳድ ይኸኣል። እዙይ ከምዘሎ ኾይኑ በቲ ዝወጽአ ድልየት ሕቶ (Specification) መሰረት ብናይ ባዕሉ ቅጥዒ መሊኡ ዝመጽአ ተቐባልነት ኣለዎ እዩ።

8. እቲ ዝተምለአ ዋጋ ፕሮፎርማ ብፖስታ ተዓሺጉ ናብ ዝተዳለወ ጨረታ ሳንዱቕ ክኣቱ ኣለዎ። ፌርማን ናይ ትካል ማህተምን ክዓርፎ ኣለዎ።

9. እዚ ፕሮፎርማ ከም ውዕል ኾይኑ የግልግል፣

10. ኤጀንስና ነዚ ፕሮፎርማ ብኽፋል ይኹን ብብምሉእ ናይ ምሰራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ።

11. ኣድራሻ ከተማ መቐለ ክፍለ ከተማ ሓወልቲ መስመር ጎደና ሰማእታት ኣብ ዝርከብ ህንጻ ወይዘር 4ይ ደብሪ ቁጽሪ 16። ግምባር ዋና ቤት ጽሕፈት ማይክሮ ፋይናንስ ክልል ደደቢት። 


ንዝበለጸ ሓበሬታ ብቁጽሪ ስልኪ 0342403254/0342402362 ኣብ ስራሕ ሰዓት ደዊልካ ምርካብ ይከኣል እዩ፡ ( ስታቲስት, ደንሲ ስታተቲስቲክስን ምዝገባ ወሳኒ ኩነትን ትግራይ ምምሕዳርን

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
  • ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (58)
    • ኮንስትራክሽን (1047)
      • ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4461)
        • ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (256)
          • ሕርሻ (510)
            • ህንፃ መሳርሒ (7193)
              • ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1689)
                • ምምካር (180)
                  • ትምህርቲን ስልጠና (199)
                    • ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1832)
                      • ምግብን መስተን (515)
                        • እግድ (40)
                          • ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (77)
                            • ፈርኒቸር (1283)
                              • ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
                                • ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
                                  • ጥዕና (266)
                                    • ናገዛ ኣቁሑት (88)
                                      • ኢንሹራንስ (4)
                                        • ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (288)
                                          • መሬትን ሊዝን (59)
                                            • ፅገና (833)
                                              • ናይ ሕክምና ኣቁሑት (426)
                                                • መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
                                                  • ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (2985)
                                                    • መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
                                                      • ምስሊን ቀረፃን (23)
                                                        • ስራሕቲ ሕትመት (1658)
                                                          • ስራሕቲ ምልላይ (83)
                                                            • ክራይ (737)
                                                              • መሸጣ (1182)
                                                                • ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (93)
                                                                  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8589)
                                                                    • ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (360)
                                                                      • መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
                                                                        • ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (831)
                                                                          • ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (360)
                                                                            • ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (579)
                                                                              • መኽዝን (33)
                                                                                • ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (237)
                                                                                  • ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (267)
                                                                                    s