ፕሮፎርማ ምልክታ
በዓል መዚ ሓለዋ ከባብን ለውጢ ነባሪ አየርን ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተጠቐሰ ናይ መኪና ጎማ ምስ ካላማደርያ ብፕሮፎርማ ምልከታ ኣወዳዲሩ ከዕድግ ስለ ዝደልይ ብዘርፉ ዝተዋፈርኹም ሕጋዊ ነጋዶ ዝኾንኩም ክትወዳደሩ ይዕድም::
| ተቁ | ዓይነት ንብረት | ስፐስፊኬሽን | መዐቐኒ | በዝሒ | ናይ ሓደ ዋጋ | ድምር ዋጋ |
|---|---|---|---|---|---|---|
| 1 | ጎማ መኪና ምስ ካላመደሪያ | 7.50*16 12 PR | ቑዕሪ | 05 | ||
| 2 | ኮምፑተር ማውዝ | ገመድ ዘይብሉ Wiress/ ንእሽተይ ሳይዝ | ቑፅሪ | 10 | ||
| ጠቕላላ ድምር | ||||||
መምርሒ
1. ናይ 2018 ዓ/ም ንግዲ ፍቓድ ዘሓደሱ
2. ናይ 2018 ዓ/ም መቕረባይነት ዘሓደሱ
3. ቲን ነምበር ዘለዎም
4. ፕሮፎርማ ዝወፀሉ ዕለት 24/04/ 2018ዓ/ም
5. ፕሮፎርማ ዝዕፀወሉ ዕለት 27/ 04/2018 ዓ/ም ሰዓት 3.30 ቕድሚ ሰዓት
6. ፕሮፎርማ ዝኸፈሉ ዕለት 27/ 04 /2018 ዓ/ም ሰዓት 4.00 ቕድሚ ሰዓት እዚ ፎርማ ከም ውዕል ኾይኑ የገልግል
7. ዘይተማልኣ ፕሮፎርማ ውድቒ ይኸውን
8. ሰዓራይ ምኻኑ ካብ ዝተገለፀሉ ዕለት ጀሚሩ በቲ ቐሪቡ ዘሎ ስፐስፊኬሽን መሰረት የቕርብ
9. ካብቲ ዝተገለፀ ሰፔስፊኬሽን ወፃኢ ካሊእ መማረፂ ዘይንቅበል ምኻና ነፍልጥ
10. እቲ ዋጋ ፀኒዑ ዝፀንሓሉ ጊዜ 7 ናይ ስራሕ መዓልቲ ይኸውን
11. ሳዓራይ ብናይ ባዕሉ ትራንስፖርት ሸፍኑ ንብረት ናብ ቤት ዕዮና የቕርብ
ንተወሳኺ ሓበሬታ፡- በዓል መዚ ሓለዋ ከባቢን ለዉጢ ነባሪ ኣየርን ቢሮ ዕ/ፋ/ን/ምም/ርን ብኣካል ብምምፃእ ምጥያቕ ይከኣል ::
_ ኣድራሻና እንዳ ገብርኤል ትራክ መብራህቲ ውርድ እልካ ስቁ 0342414054
ድሕሪት