ሱር ኮንስትራክን ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ዉልቀ ማህበር ኣብ ዝተፈላለዩ ቦታት አብ ላጪ ቤት ፅሕፈት ከተማ መቐለ ካባቢ ቤት ህንፀትን መሰቦ ፕሮጀክትን ዝርከብ ዝተፈላለየ ዓይነት ዘገልግለ ንብረት: በርሚል : ናይ መኪና ባትሪ ጎማ :ቁርፅራፅ ሓፂን መፂንን ዕንፀትን ወዘተ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጉንበት 6, 2017 ( ቅድሚ 10 ወርሒ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጉንበት 27, 2017 03:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ካልኦት ዝሽወጡዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ
ትካልና ፍረ ስዉኣት ስራሕቲ ንግዲ ሓላ/ዝተ/ዉ/ ማሕበር ኣብ ዋና መኽዝኑ ዕላላ ጥቓ ትራንስ ኢትዮጵያን መቐለ ጨንፈርን ኣብ ክ/ከተማ 1ይ ወያነ ዝርከቡ ዘገልገለ ንብረታት ኣጫሪቱ ክሸይጥ ይደሊ።ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ጉንበት 4, 2017 ( ቅድሚ 10 ወርሒ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጉንበት 14, 2017 03:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ካልኦት ዝሽወጡዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ
ትካል መቐለ ኦርቶ ፊዝዮቴራፒ ማእኸል ኣብ ውሽጡ ዝርከብ ዝተኣከበ በዝሒ ዘለዎ ዝተፈላለዩ ሓፂን መፂን ጨረታ ኣወዳዲሩ ክሸጥ ስለዝደለየ ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጉንበት 1, 2017 ( ቅድሚ 10 ወርሒ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጉንበት 5, 2017 11:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ካልኦት ዝሽወጡዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ
ቤት ህንፀት መቐለ ኣብ ዉሽጢ ግቢ ዝርከብ ዝተኣከበ ድርቓ ብፕሮፎርማ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሚያዝያ 29, 2017 ( ቅድሚ 10 ወርሒ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጉንበት 1, 2017 03:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ካልኦት ዝሽወጡ
መቐለ ሆስፒታል ዝተፈላለዩ ዘገልገሉ ንብረት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክሸይጥ ስለዝደለየዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ሚያዝያ 25, 2017 ( ቅድሚ 10 ወርሒ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ጉንበት 11, 2017 05:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ካልኦት ዝሽወጡዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ
ዋግዋጎ ትሬድንግ ሓ/ዝ/ው/ማሕበር መቐለ ኣብ ዝርከብ ዋግዋጎ ትራንስፎርመር ፋብሪካ ዘለው ኣብ መኸዝን መሬት ዝንፀፉ ፓሌት ጣውላታትን ናይ ዘይቲ መትሓዚ ባዶ በርሚላትን ንሕጋውያን ነጋዶ ብመልክዕ ግልፂ ጨረታ ኣጫሪቱ ክሸይጥ ስለ ዝደለየዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሚያዝያ 15, 2017 ( ቅድሚ 11 ወርሒ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ጉንበት 4, 2017 05:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ካልኦት ዝሽወጡዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ
ዋግዋጎ ትሬድንግ ሓ/ዝ/ው/ማሕበር መቐለ ኣብ ዝርከብ ዋግዋጎ ትራንስፎርመር ፋብሪካ ዘለው ኣብ መኸዝን መሬት ዝንፀፉ ፓሌት ጣውላታትን ናይ ዘይቲ መትሓዚ ባዶ በርሚላትን ንሕጋውያን ነጋዶ ብመልክዕ ግልፂ ጨረታ ኣጫሪቱ ክሸይጥ ስለ ዝደለየዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሚያዝያ 15, 2017 ( ቅድሚ 11 ወርሒ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ቀዳም ሚያዝያ 25, 2017 09:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ካልኦት ዝሽወጡዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ
ደስ ጀነራል ትሬዲንግ ኃ/የተ/የግል ማህበር ናይ ፒፒ ራፍያ ተረፍ ምህርቲ (እስክራብ) ብ ግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክሸይጥ ሰለ ዝደለየዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሚያዝያ 7, 2017 ( ቅድሚ 11 ወርሒ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ቀዳም ሚያዝያ 18, 2017 11:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ካልኦት ዝሽወጡዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ
ንካልኣይ ግዜ ዝወፀ ድምፂ ወያነ ትግራይ ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ዉልቀ ማሕበር ካብዚ ቀፂሎም ዝተዘርዘሩ ዘገልግሉ ንብረታት ብጨረታ ክሸይጥ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሚያዝያ 3, 2017 ( ቅድሚ 11 ወርሒ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሚያዝያ 9, 2017 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ካልኦት ዝሽወጡዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ
ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ማይን ፈሳሲን ከተማ ነበለት ዝተፈላለዩ ዓቀን ዘለዎም ትቦ ብረት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሚያዝያ 3, 2017 ( ቅድሚ 11 ወርሒ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሚያዝያ 23, 2017 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ነበለትጨረታ መደብ:ካልኦት ዝሽወጡዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ