ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ማይን ፈሳሲን ከተማ ነበለት ዝተፈላለዩ ዓቀን ዘለዎም ትቦ ብረት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ

1 ግበሪ 2016 ዓምዝከፈሉን ናይ 2017 ዓም ንግዲ ፍቃድ ዝሐደሱን ናይ ግብሪ ከፋላይ መለለይ ቁፅሪ ማለት እዉን ቲን ናምበር ዘለዎም ዝተሐደሰ  ናይ መቅረባይነት ሰርተፊኬት ከቅርቡ ዝክእሉን

2 ተወሳኪ እሴት ታክስ ተመዝጋቢ ዝኮኑን ናይ ወርሒ ለካቲት 2017 ዓም ዲክለር ዝገበርሉ ከቅርቡ ዝክእሉን

3 ተጫረቲ ንጨረታ መከበሪ ዝከዉን ብጥረ ገንዘብ ወይ ኣብ እዋኑ ብዝተረጋገፀ ሰርቲፋይድ ቼክ ማለት እዉን ስፒኦ 30000 ብር ከትሕዙ ዝክእሉ

4 ሰነድ ጨረታ 500 ቅርሺ ብምክፋል ከብ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ንብረት ምምሕዳርን ፋይናንስን ቢሮ ቁፅሪ 05 ካብ ዕለት 3/8/2017 ዓም ክሳብ 23/8/2017 ዓም ሰዓት 3:30 ምዉሳድ ይክእሉ

5 ሰዓራይ ጨረታ ዝሰዓሮ ንብረት ምስተገለፀሉ ኣብ ዉሽጢ ሰለሰተ ናይ ሰራሕ መዓልቲ ናይ ዝሰዓሮ ንብረት ዋጋ 10 ሚእታዊ ዉዕሊ መከበሪ ብምትሓዝ ዉዕሊ ክኣስር አለዎ

6 ድሕሪ ዉዕሊ ምእሳሩ ክፍሊት ድሕሪ ምፍፃሙምን እቲ ንብረት ኣብ ዉሽጢ 20 መዓልቲ ብናይ ባዕሉ መጎዓዝያ ካብቲ ቦታ ኣልዒሉ ክወስድ አለዎ

7 ኣብቲ ዝርዝር ጨረታ ቅሬታ ኣለኒ ዝብል ተወዳዳራይ ኣብ ዉሽጢ ሰለሰተ መዓልቲ ናይ ስራሕ መዓልቲታት ቅሬቱ ከቅርብ አለዎ

8 መወዳደደሪ ቅጥዒታት ብትክክል ብምምላእ መረዳእታ ምስዋና ብምግንዛብ ፋይናንሻል ዋጋ መወዳደሪ ዋና ኮፒን ነንበይኑ ኣብ ፖስታ ብዝግባእ ተዓሺጉ ኣብ ሕድሕድ ፖስታ ድማ ናይ ተጫረቲ ስም ኣድራሽ ዋናን ኮፒን ተባሂሉ ተፃሒፍሉ ማህተምን ፊርማን ዓሪፍዎ ነቲ ጨረታ ተባሂሉ ኣብ ቤት ፅሕፈት ማይን ግልጋሎት ማይ ከተማ ነበለት ቢሮ ቁፅሪ 03 ሳንዱቅ ክሳብ 23/8/2017 ዓም ሰዓት 400 ከእትዉ አለዎም

9 እቲ ጨረታ 23/8/2017 ዓም ሰዓት 4:00 ቅድሚ ቀትሪ ተዓፅዩ በቲ ዕለት ንሱ ሰላት 4:30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረክበሉ ይከፈት

10 እቲ ንብረት በዝሒ ዓቀኑ ንዋሓት ሚትሮን ክዉስክ ወይ ክቅንስ ይክእል እዩ

11 እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ንተወሳኪ ሐበሬታ   0923456209  / 0911897585

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
  • ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (58)
    • ኮንስትራክሽን (1047)
      • ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4461)
        • ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (256)
          • ሕርሻ (508)
            • ህንፃ መሳርሒ (7192)
              • ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1689)
                • ምምካር (180)
                  • ትምህርቲን ስልጠና (199)
                    • ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1830)
                      • ምግብን መስተን (514)
                        • እግድ (40)
                          • ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (77)
                            • ፈርኒቸር (1283)
                              • ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
                                • ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
                                  • ጥዕና (266)
                                    • ናገዛ ኣቁሑት (87)
                                      • ኢንሹራንስ (4)
                                        • ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (288)
                                          • መሬትን ሊዝን (59)
                                            • ፅገና (833)
                                              • ናይ ሕክምና ኣቁሑት (426)
                                                • መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
                                                  • ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (2985)
                                                    • መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
                                                      • ምስሊን ቀረፃን (23)
                                                        • ስራሕቲ ሕትመት (1658)
                                                          • ስራሕቲ ምልላይ (83)
                                                            • ክራይ (737)
                                                              • መሸጣ (1182)
                                                                • ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (93)
                                                                  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8589)
                                                                    • ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (360)
                                                                      • መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
                                                                        • ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (831)
                                                                          • ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (360)
                                                                            • ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (578)
                                                                              • መኽዝን (33)
                                                                                • ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (237)
                                                                                  • ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (267)
                                                                                    s