ኣገልግሎት ዝዉዕል ዝተፈላለዩ መሳርሒ ፅሕፈት : ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ : ኮምፒተርን ኣቅሑት መለዋወጢ ኮምፒተርን: መሳርሒ ህንፃ : ሓፂነ መፂን ዕንፀይት : ስራሕ ሕትመት: ማሽነሪን ኤክፑመንት ሳፕላይን ከምእዉን ኣቅሑት መቃያየሪ ስራሕቲ መሳርሒ ሕርሻ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም መጋቢት 29, 2010 (ልዕሊ 8 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሚያዝያ 10, 2010 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ህንፃ መሳርሒሕርሻ መሺነሪኮምፒተርን ተዛመድቲ ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትንኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑትኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትንናይ ምህንድስና ኣቁሑትናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተትናይ ሕትመት ስራሕቲሰራሕቲ ሓፂነ መፂን
ኤጀንሲ ምስፍሕፋሕ ሕብረት ስራሕ ማሕበራትን ልምዓት ዕደጋን መሳርሒ ፅሕፈት ሕትመትን አወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ ተጫረቲ ንክትወዳደሩ ይዕድምዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም መጋቢት 29, 2010 (ልዕሊ 8 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሚያዝያ 11, 2010 09:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተትናይ ሕትመት ስራሕቲ
ደደቢት ትካል ልቃሕን ዕቋርን ኣክስዩን ማሕበር ናይ ጠረጰዛ ካለንደር ኣጀንዳ አጫሪቱ ከስርሕ ይደሊ ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ መጋቢት 28, 2010 (ልዕሊ 8 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሚያዝያ 12, 2010 03:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ናይ ሕትመት ስራሕቲ
ቢሮ ሰራሕተኛን ማሕበራዊ ጉዳይን ክልል ትግራይ ኣብ ናይ 2010 ዓም በጀት ዓመት ዝተፈላለዩ ፎቶ መፅሄት: ባነር: ቡረሸር : ሕትመት ግልጋሎት ከምእዉን ናይ ኤሌክትሮኒክስ :ፈርኒቸር: ቅርፃ ቅርፃን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ግዝኢት ኣቅሑት/ግልጋሎት ክፍዕም ይደሊ ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ መጋቢት 28, 2010 (ልዕሊ 8 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሚያዝያ 10, 2010 09:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንናይ ቢሮ ፈርኒቸርናይ ሕትመት ስራሕቲ
ማእከል መሰልጠኒ ቴክኒክን ሞያን ኣግበ ኣብ በጀት 2010 ዓም ዘሰልጥኖም ሰልጠንቲ ብዝተመደበ በጀት መሰረት ብምግባር ካብ ሕጋዊያን ነጋዶ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ መጋቢት 27, 2010 (ልዕሊ 8 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ቀዳም ሚያዝያ 13, 2010 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ኣግበጨረታ መደብ:ህንፃ መሳርሒናገዛ ኣቁሑትመለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑትኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑትኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢንምግጣምን ፅገናንናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተትቱቦታትን ኣክሰሰሪታትንናይ ሕትመት ስራሕቲቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪፍርናሽ ትርኣስን ተዛመድትን
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፈይናንስ ወረዳ መደባይ ዛና ንኣብያተ ፅሕፈት ኣገልግሎት ዝዉዕሉ መሳርሒ ፅሕፈት : ኣቅሑት ፈርኒቸር : ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ :ሕትመት ከምእዉን መሳርሒ ፅሬት ካብ ሕጋዉያን ነገዳ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ መጋቢት 24, 2010 (ልዕሊ 8 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ሚያዝያ 8, 2010 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑትኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንናይ ቢሮ ፈርኒቸርናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተትናይ ሕትመት ስራሕቲ
ቢሮ ትምህርቲ ክልል ትግራይ ሀ ኣቅሑት መለዋወጢ መኪና ለ ዝተፈላለዩ ሕትመታት ብግለፂ ብጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ መጋቢት 19, 2010 (ልዕሊ 8 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሚያዝያ 3, 2010 11:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲናይ ሕትመት ስራሕቲ
ቢሮ ኮንስትራክሽን መንገዲ መጋዓዝያን ክልል ትግራይ ኣብ 2010 በጀት ዓመት ንቢሮ ግልጋሎት ዝዉዕል ዝተፈላለዩ ናይ ሎት ሐደ ናይ መኪና ጎማን ባትሪታትን ሎት ክልተ መሳርሒ ፅሕፈት ሎት ሰለስተ ኣቅሑት ዉፅኢታት ሕትመት ካብ ሕጋዉያን ነጋዶ በግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ከዕድግ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ መጋቢት 18, 2010 (ልዕሊ 8 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሚያዝያ 5, 2010 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተትናይ ሕትመት ስራሕቲናይ ሕትመት ኣቁሑትን
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ መረብ ለኸ ኣብ ወረዱ ንዘለዋ አብያት ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕል ን2010 ዓም ናይ ፅሕፈት መሳርሒ : ኣናእሽተይ ናይ ኣቁሑት ቢሮ : ኣቁሑ ፅሬትን : ኤሌክትሮኒክስን : ዉፅኢት ስራሕቲ ጣዉላ : ናይ ሕትመት ስራሕትን ናይ :ሞተር ሳይክል መለዋወጢ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ከዕድግን ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ መጋቢት 17, 2010 (ልዕሊ 8 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ቀዳም ሚያዝያ 6, 2010 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መረብ ለኸጨረታ መደብ:ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑትኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንናይ ቢሮ ፈርኒቸርናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተትናይ ሕትመት ስራሕቲዕድጊት ሞተርሳይክል
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ዓድዋ ንኣብያተ ቤት ፅሕፈቱ ወረዳ ዓደዋ ግልጋሎት ዝዉዕሉ መሳርሒ ፅሕፈት: ኣቅሑት ፅሬት : ኤሌክትሪኒክስ : መለዋወጢ ኣቅሑት ሞተር ብስክሌት :ሕትመን ዝኣመሰሉ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ መጋቢት 17, 2010 (ልዕሊ 8 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሚያዝያ 9, 2010 03:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ዓድዋጨረታ መደብ:ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑትኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትንናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተትናይ ሕትመት ስራሕቲ