ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ መደባይዛና ን ቤት ፅሕፈታት ኣገልግሎት ዝዉዕል ፡ መሳርሒ ፅሕፈት፣ ዕጥቂ ስፖርትን፣ ጎማ መኪናን፣ ሕትመት ካብ ሕጋዊያን ነጋዶ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ጳጉሜን 4, 2011 (ልዕሊ 6 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ መስከረም 9, 2012 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መደባይ ዛናጨረታ መደብ:መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትንናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተትናይ ሕትመት ስራሕቲ
ቤት ፅ/ት ቤት ምኽሪ ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ናይ ፎቶ ኮፒ ምግባር ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ናይ ዓመት ዉዕሊ ኣሲሩ ክሰርሕ ይደሊ በዚ መሰረት እዞም ዝስዕቡ ረቃሒታት እተማልኡ ነጋዶ ክታሳተፉ ትክእሉዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ጳጉሜን 2, 2011 (ልዕሊ 6 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጳጉሜን 5, 2011 08:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ናይ ሕትመት ስራሕቲግራፊክስ ዲዛይን
ሆስፒታል ዓብይ ዓዲ ኣብ በጀት ዓመት 2012 ዓ/ም ኣጎልግሎት ዝዉዕሉ መሳርሒ ፅሕፈት፣ ኣቁሑት ፅሬት ፣ ደንቢ ክዳን፣ ኣቁሑት ኤሌትሪክ፣ መሳርሒ ህንፃ ፣ ሕትመት ፣ ኣጫሪቱ ክዕድግ ስለዝደሊ ዝስዕብ ረቋሒ እተማልኡ ነጋዶ ክትወዳደሩ ብክብሪ ይዕድም፡፡ ካብ 1/13/2011ዓ/ም ክሳብ 15/01/2012ዓ/ም ሰዓት 4፡00 ቅድሚ ቀትሪ ኣብ ዝተዳለወ ሰነድ ዘይምለስ 50.00 ቅርሺ ከፊልኩም ምዉሳድ ትክእሉ ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ጳጉሜን 2, 2011 (ልዕሊ 6 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ መስከረም 15, 2012 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ህንፃ መሳርሒናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑትኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢንናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተትናይ ሕትመት ስራሕቲጨርቃ መርቂን ኣልባሳትን
መዓርግ ሆስፒታል ኣብ ናይ 2011 ዓ/ም በጀት ዓመት ኣጎልግሎት ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ ንብረት ማለት ኣቅሑት ፅሬት፣መሳርሕታት ፅሕፈት፣ ኣቁሑት ኤሌክትሪክ፣ መሳርሕታት ህንፃ ፣ መለዋወጢ ኣቁሑት መካይን ፣ ሰፋይት ክዳን መኪና፣ ጀነሬተር ፣ ኣቁሑት ቢሮ ፣ሕትመት፣መድሓኒት ፣ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ኣብዚ ጨረታ ንክትወዳደሩ እትደልዩ ነጋዶ እዞም ስዒቦም ዝተገለፁ ረቋሕታት ክተማልኡ ይሓትትዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ጳጉሜን 2, 2011 (ልዕሊ 6 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ መስከረም 12, 2012 05:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ህንፃ መሳርሒመለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑትኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢንኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትንኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትንናይ ቢሮ ፈርኒቸርናይ መድሓኒት ምህርቲናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተትናይ ሕትመት ስራሕቲጨርቃ መርቂን ኣልባሳትን
ሆስፒታል ቅድስት ማርያም ኣክሱም ን 2012ዓ/ም ኣጎልግሎት ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ ሕትመት፣ መሳርሒ ፅሕፈት ፣ ናዉቲ ፅሬት፣ መሳርሒ ህንፃ፣ ደንቢ ክዳን ፣ ናዉቲ ኤሌክትሪክ ፣ መለዋወጢ ኣቁሑ መኪና፣ ዓባይ ጀነሬተርን፣ ሞተር ብስክሌትን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጳጉሜን 1, 2011 (ልዕሊ 6 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ መስከረም 14, 2012 03:45 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ኣክሱምጨረታ መደብ:ህንፃ መሳርሒመለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑትኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢንኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትንናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተትናይ ሕትመት ስራሕቲዕድጊት ሞተርሳይክልጨርቃ መርቂን ኣልባሳትን
ቢሮ ትልምን ፋይናንስን ኣብ በጀት ዓመት 2012 በጀት ዓመት ዝተፈላለየ ሕትመታት ንወረዳታትን ከተማታትን ቢሮታትን ግልጋሎት ዝዉዕል ንምሕታም ብብርኪ ክልል ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ከሐትም ይደሊ ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጳጉሜን 1, 2011 (ልዕሊ 6 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ መስከረም 13, 2012 08:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ናይ ሕትመት ስራሕቲ
ንካልኣይ ግዘ ዝወፀ ማሕበር ደቂ ኣንስትዩ ትግራይ ዝዉዕል ፅላል : ቲ ሸርት በዓል ካሌታ ምስ ቆቢዑ : ባነርን ፖስተር ክሕትም ስለዝደለየት እቲ ቀፂሉ ዝስዕብ ረቂሒ እተማልኡ አካላት ክትጫረቱ ንዕድምዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጳጉሜን 1, 2011 (ልዕሊ 6 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ጳጉሜን 4, 2011 08:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ናይ ሕትመት ስራሕቲ
ኣጎልግሎት ባንኪ ደም ኣክሱም ንዝተፈላለዩ ግልጋሎት ዘዉዕሉ መሳርሒ ፅሕፈት ፣ ኣቁሑት ፅሬት ፣ ምግብን መስተን ፣ ሕተመት ፣ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና፣ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ነሓሰ 30, 2011 (ልዕሊ 6 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ቀዳም መስከረም 10, 2012 08:45 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ኣክሱምጨረታ መደብ:መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑትኣቅርቦት ምግቢ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተትናይ ሕትመት ስራሕቲ
ቤት ፅሕፈት ቤት ፍርዲ ወረዳ ቆላ ተምቤንን ንናይ ቤት ፍርዲ ስራሕቲ መሳለጢ ዝውዕል ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ፣ ሕትመት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ::ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ነሓሰ 30, 2011 (ልዕሊ 6 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ መስከረም 13, 2012 08:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ቆላ ተምቤን ጨረታ መደብ:ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተትናይ ሕትመት ስራሕቲ
ቢሮ ሳይንስን ቴክኖሎጅን ክልል ትግራይ ንዝተፈላላያ ናይ ሕትመት ስራሕቲ ፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ ስለዚ ሕጋዊ ነጋዶ ዝኮንኩም ካብዚ ንታሐቲ ብዘሎ መመዘኒ መሰረት ትወዳደሩ እትክእሉ ምኻንኩም ንሕብርዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ነሓሰ 30, 2011 (ልዕሊ 6 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ጳጉሜን 4, 2011 11:25 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ናይ ሕትመት ስራሕቲ