ቢሮ ሳይንስን ቴክኖሎጅን ክልል ትግራይ ዝተፈላለዩ ፃዉዒት ፕሮፖዛል ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ከሕትም ይደሊ ስለዚ ሕጋዊ ነጋዶ ዝኮንኩም ካብዚ ንታሐቲ ብዘሎ መመዘኒ መሰረት ትወዳደሩ እትክእሉ ምኻንኩም ንሕብርዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ መስከረም 20, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ መስከረም 22, 2012 11:25 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ናይ ሕትመት ስራሕቲ
ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክ/ትግራይ ዝተፈላለዩ ናይ ሕትመት ስራሕቲ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክስርሕ ይደሊ ስለዚ በቲ ዘርፊ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም ነጋዶ ክትወዳደሩ ይዕድም ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ መስከረም 20, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ መስከረም 22, 2012 03:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ናይ ሕትመት ስራሕቲ
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ታሕታይ ኣድያቦ ኣብታ ወረዳ ጣቢያ ኣዳመይቲ ቁሸት ሰላሞ ንዝኳዓት ዓሟቅ ጉድጎድ መስተ ማይ ንደረጃ 6ተን ልዕሊኡን ዝኮንኩም ከምእዉን ኣብ ወረድኡ ዝርከባ ማእከሎት ተሽከርከርቲ መካይን ፅገና ፣ ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቅሑት መቅረብትን ፣ ንስራሕቲ ሕትመት መቅረብቲ ፣ ናይ ደርቅ ፅዕነት ተሽከርከርቲ መቅረብቲ ፣ ዓምታዊ ኣብቲ ወረዳ ዝርከቡ እሱራት ቀለብ ባኒ መቅረብትን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ከስርሕን ክዕድግን ይደሊ።ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ መስከረም 15, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ጥቅምቲ 3, 2012 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ታሕታይ ኣድያቦጨረታ መደብ:መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲስራሕቲ ማይኣቅርቦት ምግቢ ፅገና ሞተርሳይክልናይ ሕትመት ስራሕቲመኪና ክራይትራንስፖርት ግልጋሎትዕድጊት ኸቢደ መሺንማይ ኻዕቲን ኢንስታሌሽን
ማሕበር ልምዓት ትግራይ ኣብ ዝተፈላለዩ ቤት ትምህርቲ ዝትከል ሳይን ቦርድ ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ንሐደ ዓመት ዉዕል ክትኣስር ትደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ መስከረም 15, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ መስከረም 22, 2012 08:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ናይ ሕትመት ስራሕቲ
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ ንቤት ፅሕፈት ምምሕዳር፣ ቤት ማዛጋጃ፣ ማኒፋክቸሪንግ ከ/መቀለ ዝዉዕል ናየ ሕትመት ኣቅሑት ግዝኢት ካብ ሕጋዉያን ነጋዶ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲርና ክንገዝእ ስለ ዝደለና ዝምልከተኩም ከትወዳደሩ ንዕድምዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ መስከረም 14, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ መስከረም 16, 2012 11:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ናይ ሕትመት ስራሕቲ
እንትጮ ቴክኒክ ኮሌጅ ኣብ ናይ 2012 በጀት ዓመት ካብ ዘለና መደበኛ ሓፂር ስልጠና ንንምምሃር ምስትምሃር ግልጋሎት ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ ኣቁሑት ሎት 1 ኣወቶሞቲቭ መሳርሒ ፣ ሎት 2 ሸቐጣ ሸቐጥ ኣቅሑ መሳርሒ፣ ሎት 3 ኤሌክትሪክ፣ ሎት 4 ኤሌክትሮኒክስ፣ ሎት 5 ህንፃ መሳርሒ፣ ሎት 6 ፅሕፈት መሳርሒ ፣ ሎት 7 ስፖርት መሳርሒ፣ ሎት 8 ሕትመት 9 ናይ ጨርቃ መርቂ መሳርሒ 10 ናይ ስፌት መኪና 10 ናይ ፌርኒቸር ኣቅሑ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ዕደጊት ክፍፅም ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ መስከረም 14, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ መስከረም 28, 2012 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:እንትጮ ጨረታ መደብ:ህንፃ መሳርሒመለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትንኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢንኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትንኣቅርቦት ምግቢ ናይ ቢሮ ፈርኒቸርናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተትናይ ሕትመት ስራሕቲጨርቃ መርቂን ኣልባሳትን
ኤጄንሲ ሓለዋ ስነ ከባቢ አጠ/ምም/ርን ገፀር መሬት ክ/ትግራይ ን 2012 በጀት ዓመት ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ፅ/መሳርሒ ፣ ኤሌክትሮኒክስ፣ ሞተር ሳይክላት፣ ሕትመት ስራሕቲ፣ ፈርኒቸር ኣቅሑት፣ ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቅሑት፣ ናይ ጋራዥ ናይ ሓደ ዓመት ዉዕሊ ብ 6 ወርሒ ዝሕድሽ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ መስከረም 14, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ መስከረም 29, 2012 08:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንናይ ቢሮ ፈርኒቸርፅገና ሞተርሳይክልናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተትናይ ሕትመት ስራሕቲዕድጊት ሞተርሳይክል
ሓፈሻዊ ሆስፒታል ማይኒ ሸራሮ ደጋፊ ከይዲ ስራሕ ዕደጋን ዕቀባ ንብረትን ምምሕዳር ፋይናንስን ንሰራሕተኛታቱ ንበጀት ዓመት 2012 ዓም አገልግሎት መኪና ስፔር ፓርት፣ ኤሌክትሪክ ፣ መሳርሒ ፅሕፈት፣ ኣቅሑት ፈርኒቸር፣ ስራሕቲ ሕትመት ፣ ኮምፒተርን ተዛመድትን ፣ ኣቅሑት ፅሬት፣ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክካረይ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ መስከረም 14, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ መስከረም 28, 2012 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ሽራሮጨረታ መደብ:መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑትናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትንኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢንናይ ቢሮ ፈርኒቸርናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተትናይ ሕትመት ስራሕቲ
ቤት ፍርዲ ወረዳ ሕንጣሎ ወጅራት ናይ 2012 ዓ/ም በጀት ዓመት ነዞም ስዒቦም ዝተዘርዘሩ ናይ መሳርሒ ፅሕፈት ፣ መሳርሒ ሕትመት ፣ ኣቅሑት ፅሬት ፣ ናይ ሞተር መለዋወጢ ፣ ናይ ሀንፃ ናይ ዉሽጢ ኣቅሑት ፣ ኤሌክትሮኒክስ ፣ ኣቅሑ ፈርኒቸርን ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ መስከረም 14, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጥቅምቲ 6, 2012 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ሕንጣሎ ዋጅራትጨረታ መደብ:ህንፃ መሳርሒመለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑትኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንናይ ቢሮ ፈርኒቸርናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተትናይ ሕትመት ስራሕቲ
ኢንተርፕራይዝ ስራሕቲ መንገዲ ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ተዘርዚሩ ዘሎ ንብረት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ ሕጋዉያን ነጋዶ ክትወዳደሩ ይዕድምዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ መስከረም 13, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ መስከረም 14, 2012 10:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ናይ ሕትመት ስራሕቲ