አብ በጀት ዓመት 2018 ዓ/ም ኤጀንሲ መራኸቢ ሓፋሽ ትግራይ ንቢሮ ግልጋሎት ዝውዕል ናይ መኪና ፕላቶ ሪሊዝ ቤሪንግ ን ዲስክ ፊሪሶንን ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ:: ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጥሪ 13, 2018 (ቅድሚ ሓደ ወርሒ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጥሪ 15, 2018 11:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና
ቢሮ ሳይንስን ቴክኖሎጂን ምህዞን ክልል ትግራይ ናይ ያሪስ መኪና ስፔር ፓርት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡ ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጥሪ 12, 2018 (ቅድሚ ሓደ ወርሒ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጥሪ 14, 2018 11:25 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና
ንቢሮ ፍትሒ ክልል ትግራይ ግልጋሎት ዝውዕሉ ናይ መኪና_ኣቁሑት ግልጋሎት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ። ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጥሪ 12, 2018 (ቅድሚ ሓደ ወርሒ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጥሪ 14, 2018 08:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና
ኢንተርፕራይዝ ህንፀት ስራሕቲ ማይ ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፁ ናይ መኪና ባትሪ ክዕድግ ስለዝደሊ እዚ ቅጥዒ ብምምላእ ሕጋዊ ነጋዶ ክትወዳደሩ ይዕድም።ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጥሪ 8, 2018 (ቅድሚ ሓደ ወርሒ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጥሪ 12, 2018 06:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና
ቤት ፅሕፈት ቤት መዘጋጃ ከተማ ዓዲግራት ንቤት ፅሕፈቱ አገልግሎት ዝዉዕል ናይ ሎደር መኪና መለዋወጢ ኣቅሑት ብመደበኛ በጀት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጥሪ 15, 2018 (ቅድሚ ሓደ ወርሒ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጥሪ 21, 2018 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ዓዲግራትጨረታ መደብ:መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና
ኢንተርፕራይዝ መፅናዕቲ፣ዲዛይንን ቁፅፅርን ስራሕቲ ማይ ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዘሎ ናይ መኪና ፅገና ምስ ንብረቱ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ከስርሕ ስለዝደለየዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጥሪ 7, 2018 (ቅድሚ ሓደ ወርሒ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጥሪ 20, 2018 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና
ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ኢሮፕ ኣብ ወረድኡ ንዝርከባ ሴከተር ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕል አብ በጀት 2018 ዓም መደበኛ ዓመት ናይ መኪና መለዋወጢ: ናይ እንስሳ መድሓኒትን ናዉቲን : ናይ ማይ ትቦታታትን መለዋወጢ ኣቅሑት ዕድጊት ብጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጥሪ 7, 2018 (ቅድሚ ሓደ ወርሒ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጥሪ 21, 2018 08:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ሮብጨረታ መደብ:መለዋወጢ ኣቁሑት መኪናናይ እንስሳት ምድሃኒታትን መሳሪሕታትንቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ
ሓፈሻዊ መቐለ ሆስፒታል ንመካይን ኣገልግሎት ዝውዕል ዝተፈላለየ ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቅሑትን ንተሓከምቲ ግልጋሎት ዝውዕል ምግቢ ኣቅርቦትን ንምዕዳግ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ።ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጥሪ 6, 2018 (ቅድሚ ሓደ ወርሒ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጥሪ 15, 2018 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:መለዋወጢ ኣቁሑት መኪናኣቅርቦት ምግቢ ካፌን ሬስትራንትን
ኢንተርፕራይዝ ህንፀት ስራሕቲ ማይ ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፁ ስፔር ፓርት ክዕድግ ስለዝደሊ እዚ ቅጥዒ ብምምላእ ሕጋዊ ነጋዶ ክትወዳደሩ ይዕድም።ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጥሪ 6, 2018 (ቅድሚ ሓደ ወርሒ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጥሪ 8, 2018 06:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና
ቢሮ ጉዳይ ደቂ ኣንስትዮ ክልል ትግራይ ንቢሮናን ታርጋ ቁፅሪ ኮድ 4-01003 ትግ ግልጋሎት ዝውዕል ስፔር ፓርት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጥሪ 6, 2018 (ቅድሚ ሓደ ወርሒ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጥሪ 8, 2018 03:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና