ኢንስቲትዩት ምርምር ሕርሻ መለዋወጢ ኣቅሑት መኪና ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ መጋቢት 18, 2017 ( ቅድሚ 12 ወርሒ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ መጋቢት 30, 2017 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና
ቢሮ ፍትሒ ክልል ትግራይ ኣብ 2017 በጀት ዓመት ዝተፈላለዩ ፈርንቸር ናይ መኪና ጎማ ፣መፀባበቂ ፣ኣቁሑትን ብብርኪ ክልል ትግራይ ግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ። ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ መጋቢት 17, 2017 ( ቅድሚ 12 ወርሒ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሚያዝያ 1, 2017 08:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:መለዋወጢ ኣቁሑት መኪናናይ ቢሮ ፈርኒቸር
ኮሚሽን ፕላን ትግራይ ናይ ስፔርን ዘይትን ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ መጋቢት 17, 2017 ( ቅድሚ 12 ወርሒ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ መጋቢት 19, 2017 03:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና
ቢሮ ፋይናንስ ምትሕብባር ሃፍትን ንዳ/ዳ/ ኢንስፔክሽን ንታ ቁፅሪ 3-72755 አ..ት መኪና ካብ መደበኛ በጀት ዝክፈል ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቑሑት ብፕሮፈርማ ኣዋዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ መጋቢት 15, 2017 ( ቅድሚ 12 ወርሒ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ መጋቢት 17, 2017 10:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና
ኮሌጅ ሳይንስ ጥዕና ዶ/ር ተወልደ ለገሰ ናይ መኪና መለዋወጢ ዘይትታት ህንፃ መሰረሕ ብፕሮፎርማ አጫሪቱ ክዕድግ ስለ ዝደለየ ናይቲ ዘርፊ ፍቃድ ዘለኩም መቅረብቲ ክትወዳደሩ ይዕድም።ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም መጋቢት 13, 2017 ( ቅድሚ 12 ወርሒ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ መጋቢት 16, 2017 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትንኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑትመለዋወጢ ኣቁሑት መኪና
ማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ ናይ መኪና ስፔር ፓረት (ንብረት) ንክትዕድ::ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም መጋቢት 13, 2017 ( ቅድሚ 12 ወርሒ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ መጋቢት 15, 2017 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና
ዋና ቤት ፅሕፈት ህዝባዊ ወያነ ሓርነት ትግራይ ንቤት ፅሕፈቱ ንዝተፈላለዩ ግልጋሎት ዝውዕሉ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ኣቑሑት ፣ ኤሌክትሮኒክስ ኣቑሑት ፣ ናይ መኪና ጎማን ባትርን ከምኡ ድማ ናይ መኪና ዲኮርን መለዋወጢ ኣቑሑትን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም መጋቢት 13, 2017 ( ቅድሚ 12 ወርሒ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ መጋቢት 26, 2017 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንመለዋወጢ ኣቁሑት መኪናናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ ንምምሕዳር ከተማ መቐለ ግልጋሎት ዝውዕል ናይ መኪና ዲኮር ብፕሮፎርማ ኣወዳዲርና ዕድጊት ክንፍፅም ንደሊ ።ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ መጋቢት 12, 2017 ( ቅድሚ 12 ወርሒ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ መጋቢት 16, 2017 03:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና
ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ክልል ትግራይ ዳይሬክተር ዕ/ን/ምም/ርን ካብ መደበኛ በጀት 2017 ናይ መኪና መጋየፂ ብሜላ ዕደጋ ፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ መጋቢት 12, 2017 ( ቅድሚ 12 ወርሒ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ መጋቢት 15, 2017 11:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና
ቤት ፅሕፈት ቤት ምክሪ ክልል ትግራይ ነቲ ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕል ሎት ሐደ ፅሕፈት መሳርሒ ሎት ክልተ ኤሌክትሮኒክስ ሎት ሰለሰተ ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቅሑት ሎት ኣርባዕተ ናይ ቴክኖሎጂ ኣቅሑት ወይድማ ዋይፋይ ክፅግንን ክዕድግን ብግልፂ ጨረታ ካብ ሕጋዊያን ነጋዲ አወዳዲሩ ዉዕሊ ብምእሳር ክዕድግ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ መጋቢት 11, 2017 ( ቅድሚ 12 ወርሒ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ መጋቢት 24, 2017 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽንኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንምግጣምን ፅገናንመለዋወጢ ኣቁሑት መኪናናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት