ኮሚሽን ስነ-ምግባርን ፀረ-ግዕዝይናን ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ንግልጋሎት ዝዉዕል ናይ መኪና ስፔርፓን ባትርን ብፕሮፈርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡ ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ መጋቢት 26, 2017 ( ቅድሚ 11 ወርሒ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ መጋቢት 30, 2017 08:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና
ግዝያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ቤት ፅሕፈት ፕሬዚዳንት ዳይሬክተር ዕደጋን ፋይናንሰን ንብረት ምምሕዳር ንቤት ፅሕፈት ርእሰ ምምሕዳር ግልጋሎት ዝውዕል ናይ መኪና መለዋወጢን መጋየዕን ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ መጋቢት 26, 2017 ( ቅድሚ 11 ወርሒ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ መጋቢት 30, 2017 10:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና
መቐለ ፖሊ ቴክኒክ ኮሌጅ ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቕሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ መጋቢት 25, 2017 ( ቅድሚ 11 ወርሒ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ መጋቢት 29, 2017 11:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና
ቤት ፅ/ት ቤት ምኽሪ ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ናይ ስፔር ፓርት ብፕሮፈርማ ኣዋዳዲሩ ክዕድግ ክዝእ ይደሊ:: ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ መጋቢት 25, 2017 ( ቅድሚ 11 ወርሒ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ መጋቢት 29, 2017 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና
አካዳሚ ኣሠራርሓ መስስ ዜናዊ ክ/ትግራይ ዳ/ሰ/ፋይናንስን ናይ መኪና ጌፃጌፅ/ኮምፎርን መራገፅን ናይ መኪና ጎማን ብፕ/ጨረታ ኣወዳዲሩ ዕድጊት ክፍፅም ይደሊ:: ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ መጋቢት 25, 2017 ( ቅድሚ 11 ወርሒ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ መጋቢት 29, 2017 04:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና
አካዳሚ ኣሠራርሓ መስስ ዜናዊ ክ/ትግራይ ዳ/ሰ/ፋይናንስን ናይ መኪና ጌፃጌፅ/ኮምፎርን መራገፅን ናይ መኪና ጎማን ብፕ/ጨረታ ኣወዳዲሩ ዕድጊት ክፍፅም ይደሊ:: ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ መጋቢት 25, 2017 ( ቅድሚ 11 ወርሒ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ መጋቢት 29, 2017 04:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና
ቤት ፅ/ት ጉዳያት ኮሙዩኒኬሽን ኣብ ትካልና ንትርከብ መኪና ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ስፔር መለዋወጢ በዚ ፕሮፎርማ ኣወዳዲና ክንዕድግ ስለዝደለዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ መጋቢት 23, 2017 ( ቅድሚ 11 ወርሒ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ መጋቢት 25, 2017 11:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና
ንማይጨው ሕርሻ ኮሌጅ ግልጋሎት ዝውዕል ናይ መኪናን ትራክተርን ስ/ፓርትን ናይ ሞተር ሳይክልን ካብ ሕጋውያን ነጋዶ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ መጋቢት 23, 2017 ( ቅድሚ 11 ወርሒ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ መጋቢት 25, 2017 11:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ማይጨዉጨረታ መደብ:መለዋወጢ ኣቁሑት መኪናመለዋወጢ ኣቁሑት ሞተርሳይክል
ኢንተርፕራይዝ ስራሕቲ መንገዲ ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ተዘርዚሩ ዘሎ ናይ ተሽከርካሪ መለዋወጢ ኣቕሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ስለዝደለየ ሕጋዊያን ነጋዶ ክትወዳደሩ ይዕድም፡ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ መጋቢት 23, 2017 ( ቅድሚ 11 ወርሒ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ መጋቢት 25, 2017 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና
... ዕገና ዝውዕል ስፔር ፓርት ንብረት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደለየዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ መጋቢት 23, 2017 ( ቅድሚ 11 ወርሒ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ መጋቢት 24, 2017 11:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና