ንካልኣይ ግዝ ዝወፀ ዓዲ ግራት ፖሊ ቴክኒክ ኮሌጅ ኣብ በጅት ዓመት 2017 ዓም ንምምሃር ምስትምሃርን ከምእዉን ንምምሕዳራዊ አገልግሎት ስራሕ ዝዉዕል መሳርሒ ህንፃ መሳርሒ : ኤሌክትሪክ : ኣቅሑት ኣዉቶሞቲቭ : ናይ ጋርመንት ኣቅሑትን አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጉንበት 7, 2017 ( ቅድሚ 10 ወርሒ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጉንበት 26, 2017 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ዓዲግራትጨረታ መደብ:ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትንኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑትኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢንመለዋወጢ ኣቁሑት መኪናናይ ምህንድስና ኣቁሑትጨርቃ መርቂን ኣልባሳትን
ይሓ ሪል እስቴት ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ውልቀ ማሕበር ናይ Gleey ሞዴል መኪናም ስፔር ፓርቲ ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጉንበት 5, 2017 ( ቅድሚ 10 ወርሒ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጉንበት 8, 2017 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና
ማእከል ምርምር ሕርሻ ኣክሱም ኣብ በጀት ዓመት 2017 ዓም ንናይ መኪና መለዋወጢ አገልግሎት ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ መለዋወጢ ኣቅሑት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጉንበት 5, 2017 ( ቅድሚ 10 ወርሒ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጉንበት 19, 2017 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ኣክሱምጨረታ መደብ:መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና
ቢሮ ጥዕና ክልል ትግራይ ናይ መኪና ስፔር ብፕሮፎርማ ኣወዳድሩ ክዕድግ ይድሊ::ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ጉንበት 4, 2017 ( ቅድሚ 10 ወርሒ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጉንበት 6, 2017 10:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና
ቢሮ ፋይናንስን ምትሕብባር ሃፍትን ካብ መደበኛን HCO/PF/ ሴፍትኔት በጀት ናይ ፅሕፈት መሰርሕን ናይ መኪና ጎማን መለዋወጢ ኣቑሑትን ንምግዛእ ብብርኪ ክልል ብግልፂ ጨረታ ንምግዛእ/ንምሕታም ብምድብ/OT/ መቒሉ ማለት እውን፡- ምድብ-1/LOT- 1 ናይ ፅሕፈት መሰርሒ ኣቑሑት፣ ምድብ-2/LOT-2 ፡ ናይ መኪና ጎማን መለዋወጢ ኣቑሑት ክገዝእ ይደሊ::ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ጉንበት 4, 2017 ( ቅድሚ 10 ወርሒ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጉንበት 19, 2017 03:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:መለዋወጢ ኣቁሑት መኪናናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት
ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ማይን ፍሳስን ከተማ ዓዲግራት ኣብ 2017 በጀት ዓመት ንቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ዝውዕላ ናይ መኪና ባትሪ ብፕሮፎርማ ክዕድግ ይደሊ። ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ጉንበት 4, 2017 ( ቅድሚ 10 ወርሒ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጉንበት 6, 2017 09:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ዓዲግራትጨረታ መደብ:መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና
ቢሮ ሐለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ ንቢሮና ግልጋሎት ዝዉዕል ዝተፈላለዩ ምድብ ሐደ ናይ መኪና መለዋወጠ ኣቅሑት : ምድብ ክልተ አገልግሎት ኪራይ መኪና ክዕድግ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ጉንበት 2, 2017 ( ቅድሚ 10 ወርሒ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጉንበት 15, 2017 03:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:መለዋወጢ ኣቁሑት መኪናመኪና ክራይ
ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶት ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ፀለምቲ ብናይ 2017 ዓም መደበኛ በጀት ኣብታ ወረዳ ዝርከባ ዝተፈላለየ ኣብያተ ዕዩ አገልግሎት ዝዉዕል መሳርሒ ፅሕፈት : ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ : ኣቅሑት ቢሮ ማለት እዉን ፈርኒቸር : ኣቅሑት መከና ጎማን ብግልፂ ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ጉንበት 2, 2017 ( ቅድሚ 10 ወርሒ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጉንበት 15, 2017 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ፀለምቲጨረታ መደብ:ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንመለዋወጢ ኣቁሑት መኪናናይ ቢሮ ፈርኒቸርናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት
ቢሮ ጥዕና ክልል ትግራይ ንቢሮና ግልጋሎት ዝዉዕል ዝተፈላለዩ ናይ መኪና መለዋወጠ ኣቅሑት ክዕድግ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጉንበት 1, 2017 ( ቅድሚ 10 ወርሒ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ቀዳም ጉንበት 16, 2017 03:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና
ድምፂ ወያነ ትግራይ ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ዉልቀ ማሕበር ናይ መኪና ፊልትሮ ናፍጣን ፊልትሮ ዘይትን : ዝተፈላለዩ መለዋወጢ ኣቅሑትን ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሚያዝያ 30, 2017 ( ቅድሚ 10 ወርሒ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ጉንበት 11, 2017 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና