ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ ናይ መኪና መጋየፂ ብፕሮፎርማ ኣወዳድሩ ክዕድግ ይድሊ፤ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጥቅምቲ 16, 2016 (ልዕሊ 2 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጥቅምቲ 20, 2016 06:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና
ግዝያዊ ቤት ፅ/ት ምምሕዳር ክልል ትግራይ ዳይሬክተር ዕደጋን ፋይናንሰን ንብረት ምምሕዳር ንቤት ፅሕፈት ርእሰ ምምሕዳርን ንትካል መፅናዕትን ምርምርን ሰላም ትግራይ ዝውዕል ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቅሑ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጥቅምቲ 16, 2016 (ልዕሊ 2 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጥቅምቲ 20, 2016 06:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና
ቤት ፅሕፈት ል/እ/ምም/ፋይናንስን ወረዳ ራያ ዓዘቦ ን ቤትፅሕፈት ዘፈር ቁጠባ ልምዓት ወ/ራ/ዓዘቦ ብናይ መደበኛ በጅት ናይ መኪና አቁሑ ዓይነት መኪና ላንድ ኩለዘር jhz 78 L ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ስለዝደለየ እዚ ኣብ ታሕቲ ዝተዘርዘሩ ዘሎ ረቁሒታት እተማልኡ ነጋዶ ኣብዚ ናይ ዕደጋ ሰነድ ብዝታዓሸገ ፖስታ ኦርጅናልን ዘይምለስ ኮፒን ንክተቅርቡ ንዕድም ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጥቅምቲ 13, 2016 (ልዕሊ 2 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጥቅምቲ 29, 2016 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ራያ ዓዘቦጨረታ መደብ:መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና
... ዳ ክልል ትግራይ አገልግሎት ዝዉዕል መለዋወጢ ኣቅሑት መኪና ማለት እዉን እስፔር ፓርት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጥቅምቲ 14, 2016 (ልዕሊ 2 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ኣብ ጨረታ ሰነድ ይርአዩ ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና
ኤጀንሲ ሕብረት ስራሕ ማሕበርት ልምዓትን ዕዳጋን ትግራይ ኣብ ቢሮ ሕርሻን ሃፍቲ ተፈጥሮ ህንፃ ዝርከብ መለዋወጢ ኣቅሑት መኪናን :መሳርሒ ፅሕፈትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጥቅምቲ 14, 2016 (ልዕሊ 2 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ሕዳር 3, 2016 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:መለዋወጢ ኣቁሑት መኪናናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት
ኣብ ቤት መዘጋጃ ከተማ ሽረ እንዳስላሴ ካይዲ ስራሕ ትልምን በጀትን ዕደጋን ንብረትን ፋይናንስን ቤት መዘጋጃ ከተማ ሽረ እንደስላሴ ኣብ ምምሕዳ ምርግጋፅ ትሕዝቶ መሬትን ካዳስተርን ዝዉዕል ናይ ፅሕፈት መሳርሒ : ናይ ፅሬት ናዉቲ : ናዉቲ ገዛ ኣቅሑ : ንቂራ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ መኪና ኣቅሑ : ንቂራ ግልጋሎት ዝዉዕል ናዉቲ ሕክምና : ስራሕቲ ሕትመት ብግልፂ ጨረታ አወዳደሩ ክዕድግ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጥቅምቲ 14, 2016 (ልዕሊ 2 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጥቅምቲ 21, 2016 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ሽረጨረታ መደብ:ናገዛ ኣቁሑትናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑትመለዋወጢ ኣቁሑት መኪናላብራቶሪይን መሳሪሒታተናይ መድሓኒት ምህርቲናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተትናይ ሕትመት ስራሕቲናይ ቢሮ አቁሑት
ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ኣፅቢ ንኣብያት ፅሕፈት ወረዳ አፅቢ አገልግሎት ዝዉልዑ መሳርሒ ፅሕፈት: መሳርሒ ፅሬት: ሕትመት : መቀያየሪ ኣቅሑት መኪና : መቀያየሪ ኣቅሑት ሞተር ሳይክል ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጥቅምቲ 14, 2016 (ልዕሊ 2 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጥቅምቲ 27, 2016 05:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:Atsbiጨረታ መደብ:መለዋወጢ ኣቁሑት መኪናመለዋወጢ ኣቁሑት ሞተርሳይክልናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተትናይ ሕትመት ስራሕቲናይ ቢሮ አቁሑት
ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ናዕዴር ኣብ 2016 ዓም ዝተፈላለዩ ናይ ወረዳ ቢሮ ግልጋሎት ዝዉዕል መሳርሒ ፅሕፈት : ስራሕቲ ሕትመት : ናዉቲ ፅሬት: ጎማን ባትሪን መኪና : መቀያየሪ ኣቁሑት መኪና ከምእዉን ናዉቲ አሌክትሮኒክስ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጥቅምቲ 14, 2016 (ልዕሊ 2 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጥቅምቲ 30, 2016 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑትኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንመለዋወጢ ኣቁሑት መኪናናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተትናይ ሕትመት ስራሕቲ
ቢሮ ማሕበራዊ ጉዳይን እግሪ ምትካልን ክልል ትግራይ ትሕት ክብል ዝተዘርዘሩ ናይ መኪና ዘይትን ቕብኣትን ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ። ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጥቅምቲ 13, 2016 (ልዕሊ 2 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጥቅምቲ 15, 2016 08:15 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና
ቢሮ ልምዓት ከተማን ኮንስትራክሽን ክልል ትግራይ ቢሮ ንዝለዉኦ መካይን ዝተፈላለዩ ናይ መኪና መለዋወጢነ ኣቁሑት ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ብግለፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጥቅምቲ 13, 2016 (ልዕሊ 2 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ሕዳር 3, 2016 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና