... ሳሲ ዝኾኑ፦ ኮንክሪት ቱቦ ንውሓት 2.6 ሜትር ዲያሜትር ብ 1.2 ሜትር ኣብ ወረዳ እንደርታ ጣብያ መሰቦ ቁሸት ሓረና ዝርከብ ቤዝ ኮርስ ጠጠር ክሽየጥ ወሲኑ ኣሎ::ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሓምለ 11, 2017 ( ቅድሚ 8 ወርሒ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: በቢ ዘርፉ ይፈላለ እዩ ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ኢንዱስትሪን ፋብሪካ ሓራጅካልኦት ዝሽወጡ
ትካልና ማይጨው ስራሕቲ ፓርትክልቦርድ ሓ/ዝ/ዉ/ማሕበር ዝተፈላለዩ ኣብ ረብሓ ዝውዓሉን ዘይውዓሉን ንብረታት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ፡፡ ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ሓምለ 5, 2017 ( ቅድሚ 8 ወርሒ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሓምለ 11, 2017 08:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ማይጨዉጨረታ መደብ:ካልኦት ዝሽወጡዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ
ትካልና ፍረ ስዉኣት ስራሕቲ ንግዲ ሓላ/ዝተ/ዉ/ ማሕበር ኣብ ዋና መኸዝኑ ዕላላ ጥቓ ትራንስ ኢትዮጵያን መቐለ ጨንፈርን ኣብ ክ/ከተማ 1ይ ወያነዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ሰነ 30, 2017 ( ቅድሚ 8 ወርሒ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሓምለ 11, 2017 03:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ካልኦት ዝሽወጡዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ
ኣብ ትሕቲ ማሕበር ልምዓት ትግራይ ዝማሓደር ማእኸል ኢንቨስትመንት ቓላሚኖ ካብ ዘለወኦ ልዑል ምህርቲ ፀባ ዝህባ ሆልስቴን ፍርዥያን ዓሌት ምሩፃት ዓሌት ከፍቲ ብምኸንያት ፅበት ደንበ ከፍቲ ቀኒሱ ክሸይጥ ስለዝደለየ ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሰነ 27, 2017 ( ቅድሚ 8 ወርሒ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ሓምለ 7, 2017 03:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ካልኦት ዝሽወጡ
... ዝርከቡ ዝተፈላለዩ ዓይነት መለዋወጢ ኣቅሑት ክሽጥ ይደሊ::ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሰነ 26, 2017 ( ቅድሚ 8 ወርሒ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ኣይጠቅስ ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ካልኦት ዝሽወጡዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ
... ርቲ ጎማን ስፔርን፣ ናይ ፕሪንተር ቀለማትን ኣጫሪቱ ክሸይጥ ስለዝደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሰነ 25, 2017 ( ቅድሚ 8 ወርሒ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ሰነ 30, 2017 11:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ካልኦት ዝሽወጡዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ
ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ክልል ትግራይ ዳይሬክቶሬት ዕደጋን ምምሕዳርን ንብረት _ ዝተፈላለዩ ዘገልገለ ንብረታት ማለት እውን ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቁሑት፡ ናይ መኪና ጎማን ስፔር ፓርትን ዝተፈላለዩ ሃለቅቲ ኣቕሑት ፈርንቸር ኣቁሑትን ናይ ኮንስትራክሽን ኣቁሑትን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክሸይጥ ስለ ዝደለይ::ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ሰነ 23, 2017 ( ቅድሚ 9 ወርሒ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ሓምለ 7, 2017 03:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ካልኦት ዝሽወጡዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ
ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ክልል ትግራይ ዳይሬክቶሪት ዕደጋን ምምሕዳር ንብረትን ዝተፈላለዩ ዘገልገሉ ንብረታት ማለት እዉን ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ : ናይ መኪና ጎማን መለዋወጢ ኣቅሑትን : ዝተፈላለዩ ሃለቅቲ ኣቅሑት : ኣቅሑት ቢሮን : ናይ ኮንስትራክሽን ኣቅሑትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ሰነ 23, 2017 ( ቅድሚ 9 ወርሒ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሓምለ 8, 2017 03:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ካልኦት ዝሽወጡዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ
ናብ ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ ዘገልገለ ወረቃቅቲ ብኪሎ ክትሸጥ ሰለዝደለየት።ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሰነ 19, 2017 ( ቅድሚ 9 ወርሒ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ሰነ 23, 2017 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ካልኦት ዝሽወጡዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ
ትካልና ፍረስወኣት ኢንዳስትሪያል ሓ/ዝ/ዉ/ማሕበር ኣብ ዉሽጢ ትካልና ዝርከብ ባህርዛፍ ኣወዳዲሩ ብጨረታ ክሽይጥ ስለ ዝደለየዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ሰነ 16, 2017 ( ቅድሚ 9 ወርሒ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሰነ 20, 2017 03:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ካልኦት ዝሽወጡ