ትካልና ቢኤምኣር ሪል እስቴት ሓ/ዝተወ/ው/ማሕበር ግራናይት ብጨረታ ክሸይጥ ስለ ዝደለየ ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ መስከረም 13, 2018 ( ቅድሚ 6 ወርሒ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ መስከረም 19, 2018 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ካልኦት ዝሽወጡዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ
ትካልና ቢኤምኣር ሪል እስቴት ሓ/ዝተወ/ው/ማሕበር ግራናይት ብጨረታ ክሸይጥ ስለ ዝደለየ ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ መስከረም 8, 2018 ( ቅድሚ 6 ወርሒ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ መስከረም 12, 2018 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ካልኦት ዝሽወጡዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ
ትካልና ቢኤምኣር ሪል እስቴት ሓ/ዝተወ/ው/ማሕበር ቁርፅራፅ ቴንዲኖ ብጨረታ ክሸይጥ ስለ ዝደለየ ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ መስከረም 8, 2018 ( ቅድሚ 6 ወርሒ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ መስከረም 12, 2018 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ካልኦት ዝሽወጡዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ
ማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ ናይ ዘገልገሉ ጣውላታትን ፣ ሓፃዊን ፣ ኣክሰሰሪን ክትሸጥ ሰለዝደለየት::ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ መስከረም 6, 2018 ( ቅድሚ 6 ወርሒ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ መስከረም 15, 2018 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ካልኦት ዝሽወጡዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ
ኢንተርፕራይዝ ህንፀት ስራሕቲ ማይ ትግራይ ኣብ መቐለ ዋና ቢሮ ኣብ መኽዝኑ ዝርከብ PVC Casing 6" × 3m Blind በዝሒ ብቁፅሪ 5,271ን PVC Casing 6" × 3m Screen በዝሒ ብቁፅሪ 2,803ን ኣወዳዲሩ ብግልፂ ጨረታ ክሸይጥ ይደሊ። ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ነሓሰ 23, 2017 ( ቅድሚ 6 ወርሒ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ጳጉሜን 3, 2017 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ካልኦት ዝሽወጡዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ
ኢንተርፕራይዝ ህንፀት ስራሕቲ ማይ ትግራይ ኣብ መቐለ ዋና ቢሮኡ ዝርከብ ፒቪሲ ኬዚንግ 6 : ብላይንድ በዝሒ 5271 ዕ ፒቪሲ ኬዚንግ ስክሪን በዝሒ 2803 አወዳዲሩ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ነሓሰ 22, 2017 ( ቅድሚ 6 ወርሒ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ጳጉሜን 3, 2017 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ካልኦት ዝሽወጡዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ
ንካልኣይ ግዝ ዝወፀ ድምፂ ወያነ ትግራይ ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ዉልቀ ማሕበር ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ዘገልገሉ ንብረታት ክሸይጥ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ነሓሰ 14, 2017 ( ቅድሚ 7 ወርሒ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ቀዳም ነሓሰ 17, 2017 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ካልኦት ዝሽወጡዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ
ደደቢት ትካል ልቓሕን ዕቋርን ኣ/ማ ዘገልገሉን ዝተፈላለዩ ዘገልገሉ ናይ ቢሮ ኣቑሑ ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክሸይጥ ስለ ዝደሊ ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ነሓሰ 7, 2017 ( ቅድሚ 7 ወርሒ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ነሓሰ 16, 2017 03:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ካልኦት ዝሽወጡዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ
ኣብ ትሕቲ ማሕበር ልምዓት ትግራይ ዝማሓደር ማእኸል ኢንቨስትመንት ቓላሚኖ ካብ ዘለወኦ ልዑል ምህርቲ ፀባ ዝህባ ሆልስቴን ፍርዥያን ዓሌት ምሩፃት ዓሌት ከፍቲ ብምኽንያት ዕበት ደንበ ከፍቲ ቀኒሱ ክሸይጥ ስለዝደለየዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ነሓሰ 7, 2017 ( ቅድሚ 7 ወርሒ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ነሓሰ 12, 2017 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ፖልትሪ ቢ ኣኒማል ሃስባንድሪይካልኦት ዝሽወጡዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ
ማሕበር ዳናግል ደቂ ፍቕሪ መተሓባበሪ ቢሮ ክልል ትግራይ ንተምሃሮን ካልኦት ክፋል ማሕበረሰብን ግልጋሎት እናሃቡ ዝነበሩ ናይ ኤሌክትሮኒክስ ንብረታት( ዴስክቶፕ ኮምፒዩፐር, ፕሪንተርን UPS) ዝተፈላለዩ ዓይነታት ብረትን ብግልፂ ጨረታ ኣሪቱ ክሸይጥ ስለዝደለየዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ነሓሰ 2, 2017 ( ቅድሚ 7 ወርሒ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ነሓሰ 9, 2017 08:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ካልኦት ዝሽወጡዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ