ቢሮ ትምህርቲ ክልል ትግራይ ንዝተፈላለዩ ግልጋሎት ዝዉዕል መሳርሒ ፅሕፈት : ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ : ናይ ሻምናይ ክፍሊ እርማት ቴክኖሎጂ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ከስርሕን ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ሚያዝያ 25, 2017 ( ቅድሚ 10 ወርሒ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ጉንበት 11, 2017 08:45 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተትዕዲጊት ሶፍትዌር
... ት 2. ኮንስትራክሽን፣ ፈረንቸርን፣ ጀነሬተርን ሎት 3. ፅሬትን፣ ሕትመትን ብግልፂ ጨረታ ዕድጊት ክንፍፅም ስለ ዝደለና ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሚያዝያ 24, 2017 ( ቅድሚ 10 ወርሒ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ኣይገልፅን ቦታ:ሃገረ ሰላምጨረታ መደብ:ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑትኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትንኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑትኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትንናይ ቢሮ ፈርኒቸርናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተትናይ ሕትመት ኣቁሑትን
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ ኣላማጣ ንሴክተራት ግልጋሎት ዝዉዕሉ ብመደበኛ በጅት መሳርሒ ፅሕፈት: ኤሌክትሮኒክስ: ናይ ፅሬት ኣቅሑት: ናይ ቢሮ ኣቅሑት: መለዋወጢ ኣቅሑት መኪና: መለዋወጢ ኣቅሑት ሞተር ሳይክል ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሚያዝያ 23, 2017 ( ቅድሚ 11 ወርሒ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጉንበት 15, 2017 03:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ኣላማጣጨረታ መደብ:ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑትኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንመለዋወጢ ኣቁሑት መኪናመለዋወጢ ኣቁሑት ሞተርሳይክልናይ ቢሮ ፈርኒቸርናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት
ኤጀንሲ ስታቲስቲክስን ምዝገባ ወሳኒ ኩነትን ትግራይ ትሕት ክብል ዝተዘርዘረ ናይ ፅሕፈት ኤሎትሮኒክስን መሳርሒ ኣቅሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ /ክገዝእ/ ይደሊ::ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሚያዝያ 22, 2017 ( ቅድሚ 11 ወርሒ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሚያዝያ 24, 2017 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት
ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ክልል ትግራይ ን2017 ዓም በጀት ዓመት አገልግሎት ዝዉዕል ዝተፈላለዩ ፅሕፈት መሳርሒ ፡ ናይ ፅሬት ኣቅሑት ፡ ናይ መኪና ዘይትን ቅብኣትን ፡ ፈርኒቸር ኣከሰሰሪን ፡ኤሌክትሮኒክስ ኣቅሑት ብክልላዊ ግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሚያዝያ 21, 2017 ( ቅድሚ 11 ወርሒ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጉንበት 5, 2017 03:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑትኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንመለዋወጢ ኣቁሑት መኪናናይ ቢሮ ፈርኒቸርናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት
ቤት ፅሕፈተ ትልምን ፋይናንስን ክፍለ ከተማ ዓዲ ሓቂ ን2017 ዓም ንሴክተራት ክፍለ ከተማ ዓዲሓቂ ግልጋሎት ዝዉዕል ቀዋሚን ሃላቅን ፅሕፈት መሳርሒ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሚያዝያ 21, 2017 ( ቅድሚ 11 ወርሒ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጉንበት 5, 2017 03:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ክፍለ ከተማ ዓይደር ንዝተፈላለያ አብያተ ፅሕፈት ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ፅሕፈት መሳርያ ካብ ሕጋውያን ነጋዶ ብፕሮፎርማ አወዳዲርና ክነዕድግ ስለ በደለናዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ሚያዝያ 20, 2017 ( ቅድሚ 11 ወርሒ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሚያዝያ 22, 2017 11:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት
ይሓ ሪል እስቴት ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ውልቀ ማሕበር ጨ/መቐለ ዝተፈላላዩ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳድሩ ክዕድግ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ሚያዝያ 20, 2017 ( ቅድሚ 11 ወርሒ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ቀዳም ሚያዝያ 25, 2017 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት
ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ወልቃይት አብ 2017 በጀት ዓመት ካብ መደበኛ ብዝተረከበ በጀት ኣብ ወረዱ ዝረከባ ኣብያተ ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ ምድብ ሐደ መሳርሒ ፅሕፈት : ሎት ክልተ ኣቅሑት ኣሌክተሮኒክስ : ሎት ሰለሰት ኣቅሑት ፅሬት : ሎት ኣርባዕተ ኣቀሑት ቢሮ ማለት እዉን ፈርኒቸር : ሎት ሓሙሽተ ሞተር ሳይክልን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ሚያዝያ 20, 2017 ( ቅድሚ 11 ወርሒ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጉንበት 5, 2017 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ወልቃይትጨረታ መደብ:ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑትኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንመለዋወጢ ኣቁሑት ሞተርሳይክልናይ ቢሮ ፈርኒቸርናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት
ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶት ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ላዕላዋይ ፀለምቲ ብናይ 2017 ዓም መደበኛ በጀት ኣብታ ወረዳ ዝርከባ ዝተፈላለየ ኣብያተ ዕዩ ዝዉዕል መሳርሒ ፅሕፈት : ኣቅሑት ፅሬት :ኤሌክትሮኒክስ ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ሚያዝያ 18, 2017 ( ቅድሚ 11 ወርሒ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሚያዝያ 30, 2017 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ፀለምቲጨረታ መደብ:ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑትኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት