1 ኣብ 2017 ዓም በጀት ዓመት በቲ ዝወዳደረሉ ዘፍር ዝተሐደሰ ወረቀት ምስክር መቅረባይነት : ፈቃድ ንግዲ : መለለይ ቁፅሪ ከፈልቲ ግብሪን: ተወሳኪ እሴት ታክስ ዝተመዝገቡ ናይ ወርሒ ላከቲት ሒሳብ ዘፍለጠሉ መረዳእታ ዋናን ቅዳሕን ዘቅርብን ከቅርብ ዝክእልን
2 መከበሪ ጨረታ ንመሳርሒ ፅሕፈት 10000 : ንኣቅሑት ንኤሌክትሮኒክስ 4000 ቅርሺ : ንኣቅሑት ፅሬትን : ፈርኒቸርን ብነፃ : ንኣቅሑት ሞተር ሳይክል 4000 ቅርሺ ብጥረ ገንዘብ ወይድማ ብስፒኦ ወይ እዉን ብባንኪ ዝተረጋገፀ መአዘዚ ክፍሊት ቼክን ኣብ ኩነታት ዘይተመሰረተ ዉሕስና ባንኪ በቢሎቱ ከቅረቡ ዝክእሉ
3 ተጫራታይ ሰዓራይ ኮይኑ ናይ ዝሰዓሮ ዋጋ 10 ሚእታዊ ኣትሒዙ ሰዓራይነቱ ካብ ዝተነገሮ ናይ ሰለሰተ መዓልቲ ጥርዓን ስራሕ ኣብ ዉሽጢ ሰለሰተ ስራሕ ዉዕሊ ይኣስር
4 እቲ ጨረታ ተከፊቱ ሰዓራይ ምስተፈለጠ ሰዓራይ ዉዕሊ ካብ ዝአሰረሉ ኣብ ዉሽጢ ተከታተልቲ 15 መዓልቲ ዝሰዓሮ ንብረት ክቅርብ ዝክእል
5 ሰዓራይ ዝኮነ ተጫራታይ ዉዕሊ እንድሕር ዘይኣሲሩ ዘትሓዞ መከበሪ ጨረታ ናብ ካዝና መንግስቲ ኣታዊ ይከዉን
6 ሰነድ ጨረታ ዘይምለስ 100 ቅርሺ ብምክፋል ካብቲ ቤት ፅሕፈት ምዉሳድ ይከኣል
7 ጨረታ ኣብ አየር ዝፀንሐሉ ካብ 20/8/2017 ዓም ክሰብ 4/9/2017 ዓም ሰዓት 11:30 ድሕሪ ቀትሪ ኮይኑ ጨረታ ዝዕፀወሉ ድማ 5/8/2017 ዓም ሰዓት 4:00 ቅድሚ ቀትሪ ኮይኑ ጨረታ ዝክፈተሉ ብተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 4:30 ቅድሚ ቀትሪ አብ ከተማ ሽረ ግዚያዊ ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶት ምምሕዳር ፋይናንስን ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረትን ወረዳ ወልቃይት ይከዉን
8 ሰነድ ጨረታ እነተይተገነፃፀለ ብክልተ ቅደሕ ተዳልዩ በበይኑ ብፖስታ ተዓሺጎም ዋናን ቅዳሕን ተባሂሉ ሽም ፊርማን ማህተምን ተጫራታይ ተገይርሉ ኣብ ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረትን ወረዳ ወልቃይት ናብ ዝተዳለወ ሳነዱቅ ጨረታ ከእተዉ አለዎም
9 ንብረት ዝርከበሉ ቦታ ኣብ ከተማ ሽረ ግዚያዊ ቤት ፅሕፈት እቶት ምምሕዳር ፋይናንስን ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረትን ወረዳ ወልቃይት ይከዉን
10 ሰዓራይ ተወዳደሪ ንዝሰዓሮ ንብረት ኣብ ግዚኡ አታዊ እንተዘይገይሩ ኣታወ ካብ ዝገበረሉ ጠቅላላ ንብረት ዋጋ 1/1000 ወይድማ 0.001 በቢ መዓለቱ ዝቅፃይ ይከዉን
11 እቲ ቤት ፅሕፈት ካብ ሕድሕድሕ ነፀላ ዋጋ 20 ሚእታዊ ናይ ምዉሳክ ወይድማ ናይ ምንካይ መሰል አለዎ
12 እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ
ንተወሳኪ ሐበሬታ 0913751122 / 0914202224
ድሕሪት