ማሕበር ልምዓት ትግራይ ንግልጋሎት ቤት ፅሕፈት ዝውዕል ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ኣቅሑት ብረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ። ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሰነ 3, 2017 ( ቅድሚ 9 ወርሒ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሰነ 12, 2017 08:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት
ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ክልል ትግራይ ካብ በጀት ዓመት 2017 መደበኛ በጀት ፅሕፈት መሳርሒ ብከባብያዊ ግልፂ ጨረታ ብምልጣፍ ኣወዳዲሩ ንምዕዳግ ስለዝደለየ ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሰነ 3, 2017 ( ቅድሚ 9 ወርሒ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሰነ 13, 2017 03:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት
ኮሌጅ ጋርመንት መቐለ ኣብ 2017 ዓ/ም ካልኣይ መንፈቕ በጀት ዓመት ንኮሌጅና ግልጋሎት ዝውዕሉ ናውቲ ፅሬትን ናይ ፅሕፈት መሳርሕን ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ሰነ 2, 2017 ( ቅድሚ 9 ወርሒ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሰነ 4, 2017 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑትናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት
ቤት ፅ/ት ቤት ምኽሪ ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ብፕሮፈርማ ኣዋዳዲሩ ክዕድግ ክገዝአ ይደሊ::ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሰነ 3, 2017 ( ቅድሚ 9 ወርሒ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሰነ 4, 2017 09:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት
ቢሮ ፋይናንስን ምትሕብባር ሃፍትን ካብ መደበኛ HSOን IPFን ካብ CALM በጀት ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቅሑት : ናይ ፅሕፈት መሳርሒን : ናይ መኪና ጎማን መለዋወጢ ኣቅሑትን ብብርኪ ጨረታ ንምግዛእ ወይድማ ንምሕታም ብመደብ ሎት መቂሉ ኣጫሪቱ ክዕድግን ክህትምን ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጉንበት 28, 2017 ( ቅድሚ 9 ወርሒ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሰነ 11, 2017 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንመለዋወጢ ኣቁሑት መኪናናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተትናይ ሕትመት ስራሕቲ
ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ም/ር ሓዉዜን ንቤት ፅሕፈታት ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ 2017 ዓ/ም 1 ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ:: ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጉንበት 26, 2017 ( ቅድሚ 9 ወርሒ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሰነ 5, 2017 08:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ሓዉዜንጨረታ መደብ:ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት
ንባዓል መዚ ልምዓት እቶት ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ብፕሮፎርማ ክገዝእ ስለዝደለየ ብዝሓተትናዮ መሰረት ኣብ ታሕቲ ቀሪቡ ዘሎ ዋግኡ ብፕሮፎርማ ጠቒስኩም ክትወዳደሩ ንዕድም ።ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ጉንበት 25, 2017 ( ቅድሚ 9 ወርሒ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጉንበት 27, 2017 08:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት
ኣብ ዞባ ሰሜናዊ ምዕራብ ከተማ ሽረ እንዳስላሴ ምምሕዳር ዞባ ምዕራብ ዝርከብ ቤት ፅሕፈት ነቲ ቤት ፅሕፈት አገልግሎት ዝዉዕል ሃለቅቲ መሳርሒ ፅሕፈት ሃለቅቲ መሳርሒ: ፅሬት ኣቅሑት : ኣናሽተይ መሳርሒ ፅሕፈት : ናይ መካይን መለዋወጢ ኣቅሑትን : ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስን ንበጀት ዓመት 2017 ዓም ክዕድግ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ጉንበት 25, 2017 ( ቅድሚ 10 ወርሒ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ቀዳም ሰነ 7, 2017 03:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ሽረጨረታ መደብ:ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑትኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንመለዋወጢ ኣቁሑት መኪናናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተትናይ ቢሮ አቁሑት
ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶት ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ዓዴት ኣብ ወረዳና ዓዴት ዝርከባ ኣብያተ ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕል ዝተፈላለዩ ዓይነት ኣቅሑት ማለት ኣቅሑት መሳርሒ ፅሕፈት : ኣቅሑት ናዉቲ ኮምፒተር : ስራሕቲ ሕትመት : ኣቅሑት መለዋወጢ መኪና : ናይ ማካይን ጎማን ባትሪን : ኣቅሑት መለዋወጢ ሞተር ሳይክል : ኣቅሑት መሳርሒ ኤሌክትሪክን ዝኣመሳሰሉ ዝተፈላለዩ ዓይነታት ዕድጊታትን ሕትመትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግን ክህትምን ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ጉንበት 25, 2017 ( ቅድሚ 10 ወርሒ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሰነ 11, 2017 05:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ፍረወይኒጨረታ መደብ:ኮምፒተርን ተዛመድቲ ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢንኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንመለዋወጢ ኣቁሑት መኪናመለዋወጢ ኣቁሑት ሞተርሳይክልናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተትናይ ሕትመት ስራሕቲ
ቢሮ ልምዓት ከተማን ኮንስትራክሽንን ክልል ትግራይ ካብ መደበኛ በጀት ዓመት ኣቅሑት መሳርሒ ፅሕፈት ካብ ሕጋዊያን ነጋዶ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ጉንበት 25, 2017 ( ቅድሚ 10 ወርሒ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሰነ 6, 2017 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት