ኢንተርፕራይዝ ህንፀት ስራሕቲ ማይ ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፁ ማሽን ክካረ ስለ ዝደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጥቅምቲ 4, 2018 ( ቅድሚ 5 ወርሒ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጥቅምቲ 6, 2018 11:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ማሽነሪ ክራይ
ኢንተርፕራይዝ መፅናዕቲ፣ዲዛይንን ቁፅፅርን ስራሕቲ ማይ ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ተሽከርከርቲ ተካርዩ ክሰርሕ ስለዝደለየ በቲ ኣብ ታሕቲ ንሕድ ሕድ ዋጋ ከካሪ ዝደሊ ሕጋዊ ፍቓድ ዘለዎ ኣብ ዝመረዖ ነተኣናግድ ምዃና ንገልፅ::ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጉንበት 12, 2017 ( ቅድሚ 10 ወርሒ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጉንበት 21, 2017 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:መኪና ክራይማሽነሪ ክራይ
ምልክታ ምንዋሕ ግልፂ ጨረታ አብ ዋኒኑ ከምዝተገለፀ ዝተፈላለየ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ :ናዉቲ ኤሌክትሮኒክስ :ናዉቲ ፈርኒቸር :ሞተርን ሳይክልን : ናይ ማሽን ኪራይ ስራሕቲ ንከተማ ሽረ እንዳስላሴ ቤት መዘጋጃ አጠቃቅማን ምምሕዳር ምርግጋፅ መሬት ትሕዝቶ ካደስተርን አገልግሎት ዝዉዕል ናዉቲ አቅሑትን ግልጋሎት ማሽን ኪራይ ኣብ በጀት ዓመት 2017 ዓም በዚ ግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ንብረት ክዕድግን ብማሽን ኪራይ አገልግሎት ክረክብ ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጉንበት 8, 2017 ( ቅድሚ 10 ወርሒ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጉንበት 12, 2017 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንናይ ቢሮ ፈርኒቸርናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተትማሽነሪ ክራይዕድጊት ሞተርሳይክል
ኣብ ቤት መዘጋጃ ከተማ ሽረ እንዳስላሴ ከይዲ ስራሕ ትልሚ በጀት ዕድጋን ንብረት ምምሕዳርን ፋይናንስን ንብረት መዘጋጃ ከተማ ሽረ እንዳስላሴ አዉራ ከይዲ ስራሕ ምምሕዳር መሬትን ካዳስተርን ግልጋሎት ዝዉዕል መሳርሒ ፅሕፈት : ናዉቲ ኤሌክትሮኒክስ : ናዉቲ ፈርኒቸር : ሞተር ሳይክልን : ናይ ማሽን ክራይ ስራሕቲን ብግልፂ ጨረታ አወዳደሪሩ ክዕድግን ግልጋሎት ማሽን ኪራይ ክረክብ ስለዝድለየ ክትወዳደሩ እትክእሉ ሕጋዊያን ነጋዶ ክትወዳደሩ ይዕድምዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሚያዝያ 30, 2017 ( ቅድሚ 10 ወርሒ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጉንበት 7, 2017 08:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ሽረጨረታ መደብ:ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንናይ ቢሮ ፈርኒቸርናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተትማሽነሪ ክራይዕድጊት ሞተርሳይክል
ቤት ህንፀት መቐለ ካብ በጀት ዓመት 2017 ዓ ም ዝኸፈል አብ ግቢ ቤት ህንፀት ዝርከብ ሕርሻ ትሓርስ ትራክተር ክራይ ካብ ሕጋዉያን ነጋዶ ብፕሮፎርማ ጨረታ ኣወዳዲሩ ከሐርስ ይደሊ::ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ መጋቢት 9, 2017 ( ቅድሚ 12 ወርሒ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ መጋቢት 16, 2017 08:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ማሽነሪ ክራይ
ቤት ፅ/ት ቤት ምኽሪ ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ናይ ክራይ ጀነሬተርብፕሮፈርማ ኣዋዳዳሩ ክዕድግ ክግዘአ ይደሊ::ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ የካቲት 21, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ የካቲት 24, 2017 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ማሽነሪ ክራይ
... ት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክካረ ስለዝደለየ ሕጋዊያን ነጋዶ ክትወዳደሩ ይዕድም::ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ የካቲት 18, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ የካቲት 20, 2017 10:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ማሽነሪ ክራይ
... ጋ ዝተፈላለዩ ዓይነት ማሽነሪ ተሽከርከርትን ተካሪዩ ኣብ ዝተፈላለየ ፕሮጀክትታት አዋፊሩ ከስርሕ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ታሕሳስ 5, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ኣይተገለፀን ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:መኪና ክራይማሽነሪ ክራይ
ቤት መዘጋጃ ከተማ ሸራሮ ከይዲ ስራሕ ትልምን በጀትን ዕደጋን ፋይናንስን ንብረት ምምሕዳርን ን2017 ዓም ንናይ ከተማና ሓምለዎት ቦታት ኣስፓልት ማእከል ዘለዉ ተክልታትን ካልአትን ማይ ካብ ዘለዎ ቦታ ብቦጥ እናዳጎዓዘ ክሳብ ወርሒ ሰነ ተክልታት ከሰቲ ምስዝክእል ናይ ማይ ቦጥ ኪራይ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክሰርሕ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሕዳር 19, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ታሕሳስ 1, 2017 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ሽራሮጨረታ መደብ:መኪና ክራይማሽነሪ ክራይ
ቤት መዘጋጃ ከተማ ሸራሮ ከይዲ ስራሕ ትልምን በጀትን ዕደጋን ፋይናንስን ንብረት ምምሕዳርን ን2017 ዓም ንናይ ከተማና ሓምለዎት ቦታት ኣስፓልት ማእከል ዘለዉ ተክልታትን ካልአትን ማይ ካብ ዘለዎ ቦታ ብቦጥ እናዳጎዓዘ ክሳብ ወርሒ ሰነ ተክልታት ከሰቲ ምስዝክእል ናይ ማይ ቦጥ ኪራይ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክሰርሕ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጥቅምቲ 15, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጥቅምቲ 28, 2017 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ሽራሮጨረታ መደብ:መኪና ክራይማሽነሪ ክራይ