ሓራጅ ናይ ገዛ ኣብ ከተማ መቐለ ክ/ከተማ 1 ወያነ ጣብያ ሃረያ ቀጠና 9 ፖሊስ ኮሚኒቲ 100 ሜትሮ ውርድ ኢልካ ዝርከብ ስፍሓቱ 240 ሜ/ካሬ ዝኾነ ብመበገሲ ዋጋ 4,334,579.50 /ኣርባዕተ ሚልዮንን ሰለስተ ሚኢትን ሳላሳን ኣርባዕተን ሽሕን ሓሙሽተ ሚኢትን ሰብዓን ትሽዓንተን ብርን ሓምሳ ሳንቲም/ ዝኾነ ብጨረታ ክሽወጥ ከተማ መቐለ ማእኸላይ ቤት ፍርዲ ኣዚዙ ኣሎ።ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰንበት ሰነ 15, 2017 ( ቅድሚ 9 ወርሒ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሓምለ 16, 2017 03:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ናይ ገዛ/ህንፃ ሓራጅ
ኤክስከባተር(xcmg) ፥ ኤክስከባተር ፥ ዊል ኤክስከባተር JON YANG ንብረታት ናይ ትካል ኢትዮ ብረታ ብረት ኢንጅነርንግ ግሩፕ ንክሽወጡ ክፍለ ከተማ ሰሜን ወረዳ ቤት ፍርዲ አዚዙ ኣሎ።ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሚያዝያ 15, 2017 ( ቅድሚ 11 ወርሒ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሚያዝያ 30, 2017 02:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ዉቅሮጨረታ መደብ:መኪና ሓራጅ
ቢሾፍቱ ባስ 4-25015 ኢት ዝኮነት መኪና ናይ ትካል ኢትዮ ብረታ ብረት ኢንጅነርንግ ግሩፕ ብመበገሲ ዋጋ 6000000 ( ሽዱሽተ ሚልዮን ብር ) ንክትሽወጥ ክፍለ ከተማ ሰሜን ወረዳ ቤት ፍርዲ አዚዙ ኣሎ።ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሚያዝያ 15, 2017 ( ቅድሚ 11 ወርሒ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሚያዝያ 30, 2017 02:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:መኪና ሓራጅ
ኣብ ከተማ መቐለ ክፍለ ከተማ ሰሜን ምድብ መጋባያ ኣብ ከተማ መቐለ ክ/ከተማ ሰሜን ጣብያ መለስ ዝርከብ ስፍሓቱ 148.6 ሜትር ካሬ ዝኾነ ብመበገሲ ጨረታ ዋጋ ብር 8,937,782.17 (ሸሞንተ ሚልዮንን ትሸዓተ ሚኢትን ሰላሳን ሸውዓተን ሽሕን ሸውዓተ ሚኢትን ሰማንያን ክልተን ብር ምስ 17/100) ወሲኑ ኣሎ፡፡ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሚያዝያ 8, 2017 ( ቅድሚ 11 ወርሒ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጉንበት 8, 2017 03:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ናይ ገዛ/ህንፃ ሓራጅ
ቤት ፍርዲ ከተማ መቐለ ኣብ ከተማ ዓዲ ጉደም ዝርከብ ስፍሓቱ 6,580 ሜትር ካሬ ብመበገሲ ዋጋ ብር 6,870,160 (ሽዱሽተ ሚልዮንን ሸሞንተ ሚኢትን ሰብዓን ሽሕን ሓደ ሚኢትን ሱሳን) ብግልፂ ጨረታ ክሽየጥ ስለዝተደለየ::ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ መጋቢት 29, 2017 ( ቅድሚ 11 ወርሒ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጉንበት 6, 2017 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ናይ ገዛ/ህንፃ ሓራጅ
ቤት ፍርዲ ከተማ ዓዲግራት ኣብ ከተማ ዓዲግራት ቀበሌ 04 ብልዕሊ መስግድ ኣብ ዝወስድ መንገዲ ጠቅላላ ስፍሓቱ 246 ካ/ሜትር ዝኮነ 4ተ ገዛውትን ዙሪያ መካበቢያን ዘለዎ ሽንት ቤት ዝተደብደቦን ገዛን ቦታን ክሽወጥ ኣዚዙ ኣሎ::ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ መጋቢት 26, 2017 ( ቅድሚ 11 ወርሒ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሚያዝያ 28, 2017 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ዓዲግራትጨረታ መደብ:ናይ ገዛ/ህንፃ ሓራጅ
ምልክታ ጨረታ ሓራጅ አብ መንጎ ብዘሎ ናይ አፈፃፀም መስርሕን ሰራሕተኛን ክትዕ ጉዳይ ኮይኑ ብሽም ተኸሳሲ ትካል እትፍለጥ ቢሾፍቱ ባስ 4-25015 ኢት ዝኮነት መኪና ክትሽወጥ::ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ መጋቢት 22, 2017 ( ቅድሚ 11 ወርሒ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሚያዝያ 2, 2017 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:መኪና ሓራጅ
ምልክታ ጨረታ ሓራጅ ኣብ መንጎ ብዘሎ ናይ አፈፃፀም ፍ/ሄር ክሲ ክርክር ንኣፈፃፀም ክርክር መበገሲ ዝኾነ ገዛን ቦታን ኣብ ከተማ ሽረ ቀበሌ 05 ዝርከብ ክሽወጡ::ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ መጋቢት 22, 2017 ( ቅድሚ 11 ወርሒ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሚያዝያ 2, 2017 03:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ናይ ገዛ/ህንፃ ሓራጅ
ምልክታ ጨረታ ሓራጅ አብ መንጎ ብዘሎ ናይ አፈፃፀም መስርሕን ሰራሕተኛን ክትዕ ጉዳይ ኮይኑ ብሽም ኢትዮ ብረታ ብረት ኢንጅነርንግ ግሩፕ ንብረታት ክሽወጡ::ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ መጋቢት 22, 2017 ( ቅድሚ 11 ወርሒ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሚያዝያ 2, 2017 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:መኪና ሓራጅ
ምልክታ ጨረታ ሓራጅ አብ መንጎ ብዘሎ ናይ አፈፃፀም መስርሕን ሰራሕተኛን ክትዕ ጉዳይ ኮይኑ ብሽም ኢትዮ ብረታ ብረት ኢንጅነርንግ ግሩፕ ንብረታት ክሽወጡ::ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ መጋቢት 22, 2017 ( ቅድሚ 11 ወርሒ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሚያዝያ 2, 2017 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:መኪና ሓራጅ