ማእከል ቤት ህንፀት ኣክሱም ንተሃነፅቲ ሕጊ ዝዉዕል ምግቢ ኣብ ዝህነፅሉ ቦታ እናቅረቡ ሕጋውያን ነጋዶ ብሕጋዊነት ዝተወደቡ ማሕበራትን ኣጫሪቱ ንሐደ ዓመት ውዕሊ ኣሲሩ ከመግብ ይደሊ። ብተወሳኺ ድማ ነቲ ትካል ኣገልግሎት ዝውዕል ፅሕፈት መሳርሒ፣ መሳርሒ ህንፃ፣ ፐሮጀክተ ፅገናን ወርክሾፐ ዘገልግሉ ንብረታትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።ስለዚ ዝስዕብ ረቋሒ እተማልኡ ነጋዶ ንክትወዳደሩ ንዕድም።ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጥቅምቲ 16, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ሕዳር 3, 2011 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ኣክሱምጨረታ መደብ:ህንፃ መሳርሒኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑትገዛውቲን ሕንፃ ስራሕቲንኣቅርቦት ምግቢ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት
ኮሌጅ ፖሊ ቴክኒክ መቐለ ኣብ በጀት ዓመት 2011ዓ/ም ካብ መንግስቲን ብዝተፈቀደሉ በጀት ንሆቴል ማኔጅመንት ንምግቢ ምድላው ዘድልዩ ዝተፈላለዩ ኣቑሑ ብብርኪ ክልል ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ንሓደ ዓመት ውዕሊ ክኣስር ይደሊ ስለዚ፤ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጥቅምቲ 14, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ቀዳም ጥቅምቲ 24, 2011 03:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ኣቅርቦት ምግቢ
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ታሕታይ ኣድያቦ ንበጀት ዓመት 2011 ዓም ንዝተፈላዩ ኣብያተ ፅሕፈታት ኣገልግሎት ዝዉዕል ዝተፈላለዩ መሳርሒ ፅሕፈት : መለዋወጢ ኣቅሑት መኪና : መለዋወጢ ሞተር ሳይክል : ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ : ኣቀሑት ኤሌክትሪክ : ናይ ኮምፒተርን ኮምፒተር መለዋወጢን : ናይ ሸቀጣ ሸቀጥን ኣቅሑት ፅሬትን : ሓፂን መፂን ዕንፀይትን : መሳርሒ ህንፃ : ግልጋሎት ሕትመት : ዕጥቂ ስፖርትን ካልኦትን ንምዕዳግ ከምእዉን ን2011 ዓም ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ እሱራት ቀለብ ባኒ ግልጋሎት መጎዓዝያ ደረቅ ፅዕነት : ግልጋሎት ፅገና ኦፊስ ኣዉቶ ማሽን : ፅገና ሞተር ሳይክል ግልጋሎት ጋራጅን ፅገናን ካልኦትን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ከስርሕን ግልጋሎት ክረክብን ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ጳጉሜን 5, 2010 (ልዕሊ 7 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ መስከረም 8, 2011 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ታሕታይ ኣድያቦጨረታ መደብ:ህንፃ መሳርሒመለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትንናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑትኮምፒተርን ተዛመድቲ ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትንኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑትኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢንኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትንኣቅርቦት ምግቢ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተትናይ ሕትመት ስራሕቲ
ሐፈሻዊ ሆስፒታል ዓድዋ ን2010 ዓም በጀት ዓመት ግልጋሎት ዝዉዕል ዝተፈላለዩ ኣቅሑትን ግልጋሎትን ክዕድግ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ጳጉሜን 5, 2010 (ልዕሊ 7 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ መስከረም 8, 2011 03:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ዓድዋጨረታ መደብ:መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑትናይ ምህንድስና ኣቁሑትኣቅርቦት ምግቢ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተትናይ ሕትመት ኣቁሑትን
ንሓፈሻዊ ሆስፒታል ኮረም ዘገልግሉ ዝተፈላለዩ ዓይነት ኣቅሑት ሎት 1 መሳርሒ ፅሕፈት ሎት 2 አቁሑት ፅሬት ሎት 3 ሕትመት ሎት 4 ደንቢ ክዳን ሎት 5 አቁሑት ኤለክትሪክ ሎት 6 አቁሑት መለዋወጢ መኪና ሎት 7 ንምግብና ዘድልዮ ቀረባት አትክልትን ስጋን ሎት 8 አፋዉስን ናዉቲ ሕክምና ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ካብ ዘለዎም ነጋዶ ብግልፂ ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ጳጉሜን 5, 2010 (ልዕሊ 7 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ መስከረም 15, 2011 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ኮረምጨረታ መደብ:መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑትኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢንኣቅርቦት ምግቢ ናይ መድሓኒት ምህርቲናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተትናይ ሕትመት ስራሕቲጥዕና ተንከፍ አቁሑትን ኣክሰሰሪጨርቃ መርቂን ኣልባሳትን
ካሕሳይ ኣበራ ሆስፒታል ሁመራ ካብ በጀት ዓመት 2011 ዓም ንሆስፒታል ግልጋሎት ዝዉዕል መለዋወጢ አቁሑ መኪና አቁሑ ጀነሬተር ኤለክትሪክ ማይ ቡንባ መሳርሕታት ህንፃ አቁሑት ገዛ መሳርሕታት ፅሕፈት መሳርሕታ ፅሬት ቢሮ መገልገልን ኮምፒተርን ተዛምድቲ ብሮድካስቲንግ መፈነዉን መቀበልን ብኤለክትሪክ ዝሰርሑ ናይ ቢሮን ገዛን አቁሑ ደንቢ ክዳን ሸቀጣሸቀጥ ጥረምረ አሕምልትን ፍራምረን ግልጋሎት ገራጅ ግልጋሎት ስፌት ዓለባ ፅገና ኤሲን ፍርጅን ፅገና ኮምፒተርን ተዛመድትን ስርሕቲ ሕትመት አቅርቦት ስጋ ምድላዉ ባልትና ባንን እንጀራን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጳጉሜን 2, 2010 (ልዕሊ 7 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ መስከረም 18, 2011 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ሐመራጨረታ መደብ:ህንፃ መሳርሒመለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑትኮምፒተርን ተዛመድቲ ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትንፅገና ኮምፒተርን ኤሌክትሮኒክስንኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑትኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢንኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትንኣቅርቦት ምግቢ ናይ ቢሮ ፈርኒቸርናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተትናይ ሕትመት ስራሕቲቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪጨርቃ መርቂን ኣልባሳትን
ለምለም ካርል ሆስፒታል ማይጨዉ ንሆስፒታል ግልጋሎት ዝዉዕል ስቴሽነሪ :ምግቢ: ሕትመት ናይ ፅሬት አቁሑት: ደንቢ ክዳን: ህንፃ መሳርሒ: ኤለክትሪክ መሳርሒ ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ነሓሰ 25, 2010 (ልዕሊ 7 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ መስከረም 4, 2011 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ማይጨዉጨረታ መደብ:ህንፃ መሳርሒናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑትኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑትኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢንኣቅርቦት ምግቢ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተትናይ ሕትመት ስራሕቲጨርቃ መርቂን ኣልባሳትን
ሓፈሻዊ ሆስፒታል አላማጣ ን2011 በጀት ዓመት ግልጋሎ ዝዉዕሉ ንካልኣይ ግዜ ዝወፀ ጤል: እንቆቅሖ : ኣቅሑት መቅረቢ ከምእዉን ንቀዳማይ ግዘ ዝወፀ መሳርሒ ፅሕፈት : ኣቅሑት ፅሬት: ኣቅሑት ማይን መሳርሒ ህንፃን: ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ : መላዋወጢ ኣቅሑት መኪና : ኣልባሳት : ራበር ሽት ማለት እዉን ዉፅኢት ፕላስቲክ : መከላከሊ ባርዕ ማለት እዉን (fire extinguisher ) ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ነሓሰ 23, 2010 (ልዕሊ 7 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ መስከረም 2, 2011 08:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ኣላማጣጨረታ መደብ:ህንፃ መሳርሒናገዛ ኣቁሑትመለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑትኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑትኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንኣቅርቦት ምግቢ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተትንሴፍቲ ዘገልግሉ ኣቁሑትቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪጨርቃ መርቂን ኣልባሳትን
ንካልአይ ግዝ ዝወፀ ፍሉይ 2ይብርኪ ቤት ትምህርቲ ቓላሚኖ ን2011 ዓም ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ንምግብና አገልግሎት ዝዉዕል ጥረምረ : ንምግብና አገልግሎት ዝዉዕል ኣስቤዛ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክትዕድግ ትደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ነሓሰ 12, 2010 (ልዕሊ 7 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ነሓሰ 22, 2010 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ኣቅርቦት ምግቢ
ፍሉይ 2ይብርኪ ቤት ትምህርቲ ቓላሚኖ ን2011 ዓም ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ፅሬት ኣቅሑት : ናይ ቧንቧ ኣቅሑት መሳርሒ : ኤሌክትረክ ኣቅሑት : በርበረ ኣወዳዲሩ ክትዕድግ ትደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ነሓሰ 5, 2010 (ልዕሊ 7 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ነሓሰ 18, 2010 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑትኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢንኣቅርቦት ምግቢ ቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ