ደደቢት ትካል ልቓሕን ዕቋርን ኣ/ማ ናይ ዝተፈላለዩ ኤሌክትሮኒክስ ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደለየ ክትጫረቱ እትደልዩ ሲዒቡ ተዘርዚሩ ዘሎ ሮቑሓ እተማልኡ ትካላት ንክትወዳደሩ ይዕድምዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሕዳር 12, 2016 (ልዕሊ 2 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ታሕሳስ 2, 2016 03:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን
ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ እምባስነይቲ ኣበቲ ወረዳ ንዝርከባ ኣብያተ ዕዩ ግልጋሎት ዝዉዕል ሎት ሐደ ኣቅሑት ፈርኒቸር ወይእዉን ናዉቲ ቤት ዕዩ ሎት ክልተ ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሕዳር 12, 2016 (ልዕሊ 2 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሕዳር 21, 2016 08:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ወረዳጨረታ መደብ:ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንናይ ቢሮ ፈርኒቸር
ኣብ ርእሲ ዋኒኑ ንምግላፅ ከም ዝተፈተነ ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶት ምም/ር ፋይናንስን ወ/ቆላ ተምቤን ኣብ በጀት ዓመት 2016 ዓም ካብ ዝተመደበሉ በጀት ንዝተፋለለዩ ኣብያተ ፅሕፈት ዘገልግል ናይ ፅሕፈት መሳርሒ :ኤሌክትሮኒክስ: ፅሬት ኣቀሑት :ፈርኒቸራት: ናዉቲ ሕክምና: ጀነሬተር ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝይ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሕዳር 11, 2016 (ልዕሊ 2 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሕዳር 18, 2016 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ወረዳጨረታ መደብ:ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑትኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢንኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትንናይ ቢሮ ፈርኒቸርናይ መድሓኒት ምህርቲናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት
ቤት ፍርዲ መረብ ለከ ኣብ በጀት ዓመት 2016 ዓም ንግልጋሎት ዳይነት ዝዉዕሉ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ: ሕትመት: ኣናሸተይ ናይ ቢሮ ኣቅሑትን: ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሕዳር 11, 2016 (ልዕሊ 2 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሕዳር 26, 2016 03:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መረብ ለኸጨረታ መደብ:ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንናይ ቢሮ ፈርኒቸርናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተትናይ ሕትመት ስራሕቲናይ ቢሮ አቁሑት
ቤት ፍርዲ ወ/ቆላ ተምቤን ዓብይ ዓዲን ንናይ ቤት ፍርዲ ሰራሕቲ መሳለጢ ዝዉዕል ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ናይ ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ ሕትመት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ኣብ በጀት ዓመት 2016 ዓም ብሎት ክዕድግ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሕዳር 11, 2016 (ልዕሊ 2 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሕዳር 25, 2016 08:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ወረዳጨረታ መደብ:ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተትናይ ሕትመት ስራሕቲ
ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፈይናንስን ወረዳ ታሕታይ ኣድያቦ ካብ UNDP ወረዳ ታሕታይ ኣድያቦ በጀት ዝክፈል ንዝተፋለለዩ ኣብያተ ፅሕፈት ወረዳና ግልጋሎት ዝዉዕሉ ኣቅሑት ቢሮን ገዛን : መሳርሒ ህንፃን :ኤሌክትሮኒክስን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሕዳር 11, 2016 (ልዕሊ 2 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ሕዳር 17, 2016 02:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ታሕታይ ኣድያቦጨረታ መደብ:ናገዛ ኣቁሑትኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑትኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንናይ ቢሮ ፈርኒቸር
ቤት ፅሕፈት መዘጋጃ ከተማ ኣክሱም ኣብ በጀት ዓመት 2016 ዓም ንሴክተርና ግልጋሎት ዝዉዕሉ መሳርሒ ፅሕፈት :ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ: መሳርሒ ህንፃ: ኣቀሑት ፅሬት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ሕዳር 10, 2016 (ልዕሊ 2 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ሕዳር 17, 2016 03:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ኣክሱምጨረታ መደብ:ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑትኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑትኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት
ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ከተማ እንዳባጉና ብናይ 2016 ዓም መደበኛ በጀት ዓመት ተጠቂሙ ኣብ ከተማ እናዳባጉናዝረከባ ኣብያተ ፅሐፈት ግልጋሎት ዝዉዕል መሳርሒ ፅሐፈት: ሃለቅቲ ቀወምቲን ንብረት : ኣቅሑት ፅሬት : መሳርሒት ሕትመትን :ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ሰንበት ሕዳር 9, 2016 (ልዕሊ 2 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሕዳር 19, 2016 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ወረዳጨረታ መደብ:ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑትኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተትናይ ሕትመት ኣቁሑትንናይ ቢሮ አቁሑት
ፋብሪካ ስሚንቶ መሶቦ ሓላ/ዝተ/ዉ/ማ ዝተፋለለዩ ኤሌክትሮኒክስን ካልኦትንብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሕዳር 7, 2016 (ልዕሊ 2 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ቀዳም ሕዳር 22, 2016 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን
ፋብሪካ ስሚንቶ መሶቦ ሓላ/ዝተ/ዉ/ማ ዝተፋላለዩ ናይ ፅሐፈት መሳርሒ : ዲስክቶፖ ኮምፒተር :ፕሪንተር :ዩፒኤስ 650 :ላፕቶፕ ኮምፒተር :ስካነር :ረሲቨር ካሊእን ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሕዳር 7, 2016 (ልዕሊ 2 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሕዳር 25, 2016 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ኮምፒተርን ተዛመድቲ ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢንኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት