ቤት ፅሕፈት መዘጋጃ ከተማ ኣክሱም ኣብ በጀት ዓመት 2016 ዓም ንሴክተርና ግልጋሎት ዝዉዕሉ መሳርሒ ፅሕፈት :ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ: መሳርሒ ህንፃ: ኣቀሑት ፅሬት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ጨረታ ብሬዲዩ ዝተጋወሐሉ ዕለት : 11/3/2016

1 ናይ 2015 ዓም ወይ 2016 ዓም ዝተሐደሰ ኣግባብነት ዘለዎ ፍቃድ ንግዲ ዘቅርብ

2 ናይ ናይ 2015 ዓም ወይ 2016 ዓም ዝተሐደሰ ናይ መቅረባይ መለለይ ካርዲ ዘቅርብ

3 ናይ ግብሪ ከፋላይ ምስክር ወረቀት መለለይ ቁፅሪ ካፈላይነት ግብሪ ዘቅርብ

4 ተወሳኪ እሴት ታክስ ዝተመዝገበ ክትጫረቱ ትክእሉ

5 ናይ ህንፃ ኣቅሑት ብቫት ብዘይ ቫትን ክትጫረቱ እትደልዩ

6 ናይ ወርሒ መሰክረም 2016 ዓም ሒሳብ ዘቅረብሉ መረዳእታ ዘቅርቡ

7 ተጫረቲ ዘይምለስ 100 ቅርሺ ብምክፋል ሰነድ ጨረታ ኣብ ከይዲ ሰራሕ ትልሚ በጀትን ዕደጋ ንብረትን ፋይናንስን ቤት መዘጋጃ ኣክስም 2ይ ደብሪ ቁፅሪ 13 ምዉሳድ ይከኣል

8 ኣብ ዝቀረበ ሰነድ ጨረታ ናይ ባዕልካ ዝርዝር መዓቀኒምዉሳክ ይኩን ምቅናስ ወይድማ ምስራዝ ኣይፍቀድን

9 ተጫረቲ ሳዓርቲ ምኮኖም ካብ ዝተገለፀሉ ኣብ 3ተ መዓልቲ ዉዕሊ ክኣስሩ ዝክእሉ

10 መክበሪ ጨረታ መሰርሒ ፅሕፈት 15000 ቅርሺ ንኣቀሑት ኤሌክትሮኒስክ 15000 ቅርሺ ንመሳርሒ ህንፃ 2000 ቅርሺ ንኣቅሑት ፅሬት 2000 ቅርሺ ብስፒኦ ወይድማ ብጥረ ገንዘብ ክትሕዙ ዝክእሉ

10 ተጫረቲ ሰዓርቲ ኣብ ዝኮንሉ እዋን ዝሰዓርዎ መጠን 10 ሚእታዊ መክበሪ ዉዕሊ ከትሕዙ ዝክእሉ

11 ተጫረቲ ዉዕሊ ኣብ ዝኣሰርሉ እዋን ኣብ ዉሽጢ 10 ናይ ስራሕ መዓልቲ ንብረት ብናይ ባዕሎም መጎዓዝያ ናብ ንበረት ክፍለና ኣታዊ ክገብሩ ዝክእሉ

12 ቤት ፅሐፈት ምስ በጀት ብምጥዕዓም ዉዕሊ እንትኣስር 20 ሚእታዊ ምዉሳክ ወይ ምቅናስ መሰል ከምዘለዎ ክፈልጡ ይግባእ

13 ጨረታ ክፍቲ ዝኮነሉ ዕለት ካብ 26//2016 ዓም ክሳብ 17/3/2016 ዓም ኣብ ናይ ስራሕ መዓልቲ ኮይኑ ጨረታ ሳንዱቅ ዝዕፀወሉ ዕለት 17/3/2016 ዓም ሰዓት 3:30 ጨረታ ዝክፈተሉ ዕለት 17/3/2016 ዓም ሰዓት 4:00 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከበሉ ይከዉን
14 ኣብ ዝቀረብ ሰነድ ጨረታ ሽምን ክተማን ናይ ትካልም ማህተም ኣደራሻን ከቀምጡ ይግባእ

15 ቤት ፅሕፈት ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

16 ብዝበለፀ ናይ ተጫረቲ መምርሒ ምስ ሰነድ ጨረታ ኣታሓባቢሩ ስለዝሽየጥ ምርኣይ ይከአል

ንዝበለፀ ሐበሬታ ብቁፅሪ ስልኪ 0953496733

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
  • ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (58)
    • ኮንስትራክሽን (1047)
      • ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4461)
        • ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (256)
          • ሕርሻ (508)
            • ህንፃ መሳርሒ (7192)
              • ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1689)
                • ምምካር (180)
                  • ትምህርቲን ስልጠና (199)
                    • ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1830)
                      • ምግብን መስተን (514)
                        • እግድ (40)
                          • ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (77)
                            • ፈርኒቸር (1283)
                              • ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
                                • ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
                                  • ጥዕና (266)
                                    • ናገዛ ኣቁሑት (87)
                                      • ኢንሹራንስ (4)
                                        • ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (288)
                                          • መሬትን ሊዝን (59)
                                            • ፅገና (833)
                                              • ናይ ሕክምና ኣቁሑት (426)
                                                • መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
                                                  • ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (2985)
                                                    • መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
                                                      • ምስሊን ቀረፃን (23)
                                                        • ስራሕቲ ሕትመት (1658)
                                                          • ስራሕቲ ምልላይ (83)
                                                            • ክራይ (737)
                                                              • መሸጣ (1182)
                                                                • ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (93)
                                                                  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8589)
                                                                    • ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (360)
                                                                      • መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
                                                                        • ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (831)
                                                                          • ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (360)
                                                                            • ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (578)
                                                                              • መኽዝን (33)
                                                                                • ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (237)
                                                                                  • ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (267)
                                                                                    s