ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ አለማጣ ንሴክተራት ግልጋሎት ዝዉዕል ኣቅሑት መሳርሒ ፅሕፈት :ኤሌከትሮኒክስ :ኣቅሑት ፅሬት : ኣቅሑት ፈርኒቸር : ናይ መኪና ሞተር ሳይክልን መለዋወጢ ኣቅሑት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ታሕሳስ 11, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጥሪ 2, 2017 03:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ኣላማጣጨረታ መደብ:ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑትኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንመለዋወጢ ኣቁሑት መኪናመለዋወጢ ኣቁሑት ሞተርሳይክልመለዋወጢ ኣቁሑት ሳይክልናይ ቢሮ ፈርኒቸርናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት
ኣብ ስፖርት ኮሚሽን ክ/ትግራይ ኣትሌቲክስ ፌደሬሽን ኤለክትሮኑክስን ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ስለ ዝደሊ ክትወዳደሩ እትደልዩ ክትወዳደሩ ይዕድም።ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ታሕሳስ 10, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ቀዳም ታሕሳስ 12, 2017 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን
ቢሮ ማሕበራዊ ጉዳይን እግሪ ምትካልን ክልል ትግራይ ነዞም ስዒቦም ዝተዘርዘሩ ናይ ቢሮ ኤሎትሮኒክስ መሳርሒ ኣቑሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደሊ ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ታሕሳስ 10, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ቀዳም ታሕሳስ 12, 2017 08:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ኮምፒተርን ተዛመድቲ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት
ኤጀንሲ መራኸቢ ሓሩሽ ትግራይ አብ በጀት ዓመት 2017ዓ/ም ንቢሮ ግልጋሎት ዝዉዕሉ ናይ ሬዲዮን ቴሌቭዥንን መሳርሕታት ኣቁሑት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ታሕሳስ 10, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ታሕሳስ 24, 2017 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽንናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትንኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን
SOS Childrens'Village HRP Project ኣብ 2017 በጀት ዓመት ናይ ወረቀት መራብሒ መሸን ንዝተፈላለዩ ናይ ትካልና ሰራሕቲ ዘገልግሉ ብብርኪ ክልል ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ። ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ታሕሳስ 8, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ታሕሳስ 17, 2017 08:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትንኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን
ማሕበር ቀዳሞት ተምሃሮ ኣጋኣዚ ዓዲግራት ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ናይ ፅሕፈት መሳርሒን : ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ታሕሳስ 8, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ታሕሳስ 14, 2017 03:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ዓዲግራትጨረታ መደብ:ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት
ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ሕብረት ስራሕ ማሕበር ዕቛርን ልቓሕን ሚዛን ንበጀት ዓመት 2017 ግልጋሎት ዝውዕል ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ቀወምቲ ንብረት ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቑሑት (Electronics) ኣወዳዲራ ክትዕድግ ትደሊ። ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ታሕሳስ 7, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ታሕሳስ 11, 2017 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ኮምፒተርን ተዛመድቲ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን
ናይ 2017 ዓ/ም በጀት ዓመት ብወረዳ ሕንጣሎ ቤት ፍርዲ ንሕንጣሎ ፣ ከተማ ዓ/ጉዶምን ወጀራትን ኣብያተ ፍርዲ ግልጋሎት ዝውዕል ነዞም ስዒቦም ዝተዘርዘሩ ናይ ፅሕፈት መሳርሕታት፣ ናይ ፅርየት ኣቁሑት፣ ናይ ኤሌክትሮኒስ ኣቁሑትን ፈርኒቸር ኣቁሑትን ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ክገዝእ ይደሊ ::ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ታሕሳስ 4, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ታሕሳስ 22, 2017 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ሕንጣሎ ዋጅራትጨረታ መደብ:ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑትኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንናይ ቢሮ ፈርኒቸርናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት
ቤት መዘጋጃ ከተማ ፍረወይኒ ኣብ በጀት ዓመት 2017 ዓም ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ : መሳርሒ ፅሕፈት : ንብረት ማንፊክቸሪንግ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ታሕሳስ 3, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ታሕሳስ 15, 2017 05:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ፍረወይኒጨረታ መደብ:ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትንኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንናይ ምህንድስና ኣቁሑትናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተትቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ
ቤት መዘጋጃ ከተማ ፋፂ ኣቅሑት ፈርኒቸር : ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ : ኣቅሑት ኤሌክትሪክ: ሞተርሳይክል ቦክሰር ዝዓይነተን ብዝጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ታሕሳስ 1, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ታሕሳስ 18, 2017 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ፋፂጨረታ መደብ:ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢንኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንናይ ቢሮ ፈርኒቸርዕድጊት ሞተርሳይክል