ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ሕብረት ስራሕ ማሕበር ዕቛርን ልቓሕን ሚዛን ንበጀት ዓመት 2017 ግልጋሎት ዝውዕል ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ቀወምቲ ንብረት ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቑሑት (Electronics) ኣወዳዲራ ክትዕድግ ትደሊ።

ምልክታ ፕሮፎርማ

ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ሕብረት ስራሕ ማሕበር ዕቛርን ልቓሕን ሚዛን ንበጀት ዓመት 2017 ግልጋሎት ዝውዕል ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ቀወምቲ ንብረት ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቑሑት (Electronics) ኣወዳዲራ ክትዕድግ ትደሊ። ስለዚ ክትወዳደሩ እትደልዩ ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቓድ ዘለኩም፣ ናይ መቕረባይነት ሰርቲፊኬት ክተቕርቡ ትኽእሉ፣ ናይ ግብሪ ከፋሊ መለለይ ቁፅሪ (TIN) መረዳእታ ከተቕርቡ ትኸእሉ፣ ናይ ቫት (VAT) ምዝገባ ምስክር ወረቐትን ናይ ዝሓለፈ ወርሒ ቫት ዲክላሬሽን ክተቕርቡ ትኽእሉ ሕጋውያን ነጋዶ ክትወዳደሩ ንዕድም።

ቀዋሚ ንብረት (Electronics)

ተ.ቁዓይነት ንብረትዝርዝር መግለፂመዐቀኒበዝሒናይ ሓደ ዋጋጠቕላላ ዋጋ
1ዴስክቶፕ ኮምፒተር 7010(Desktop Computer 7010)ብስፔሲፊኬሽን መሰረትቁፅሪ08
2ዴስክቶፕ ኮምፒተር 7000(Desktop Computer)ብስፔሲፊኬሽን መሰረትቁፅሪ02
3ላፕቶፕ (Laptop)ብስፔሲፊኬሽን መሰረትቁፅሪ03

መተሓሳሰቢ

❖ ተጫረቲ ኣብ ዝቐረበ መወዳደሪ ሰንጠረዥ ሽም፣ ኣድራሻ፣ ክታምን ማህተምን ከስፍሩ ኣለዎም፡፡

❖ ተወዳደርቲ ካብ ዝቐረበ ስፐሲፊኬሽን ወፃኢ እንተመሊኦም ተቐባልነት የብሉን፡፡

❖ ተጫረቲ ዘለዎም መረዳእታ ብዘይ ምንም ዓይነት ስርዝ ድልዝ ከቕርቡ ኣለዎም።

❖ ዝቐርብ ዝተመልአ ፕሮፎርማ ኣብ ዶክመንትን ፖስታን ናይ ተጫረቲ ማህተም ክዓርፎ ይግባእ።

❖ ተጫረቲ ዝመልእዎ ዋጋ ቫት ዝሓወሰ ምዃኑ ብግልፂ ክገልፁ ኣለዎም፤ ብግልፂ እንተዘይኣቐሚጦም ግን ቫት ዝሓወሰ እዩ ተገይሩ ይውሰድ፡፡

❖ እዚ ፕሮፎርማ ኣብ ኣየር ዝፀንሓሉ ካብ ዕለት 07/04/2017 - 11/04/2017 ዓ/ም ይኸውን።

❖ ፕሮፎርማ ዕለት 11/04/2017 ዓ/ም ሰዓት 4:00 ተዓፅዩ ብተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 4:30 ኣብ ቤት ፅሕፈትና ቢሮ ቑፅሪ 02 ይኽፈት።

❖ ሕብረት ስራሕ ማሕበርና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ በዚ ፕሮፎርማ ኣይግደድን።

ንተወሳኺ ሓበሬታ ብቑፅሪታት ስልኪ - 0952 565656 0914 765540

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
  • ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (58)
    • ኮንስትራክሽን (1047)
      • ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4461)
        • ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (256)
          • ሕርሻ (508)
            • ህንፃ መሳርሒ (7192)
              • ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1689)
                • ምምካር (180)
                  • ትምህርቲን ስልጠና (199)
                    • ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1830)
                      • ምግብን መስተን (514)
                        • እግድ (40)
                          • ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (77)
                            • ፈርኒቸር (1283)
                              • ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
                                • ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
                                  • ጥዕና (266)
                                    • ናገዛ ኣቁሑት (87)
                                      • ኢንሹራንስ (4)
                                        • ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (288)
                                          • መሬትን ሊዝን (59)
                                            • ፅገና (833)
                                              • ናይ ሕክምና ኣቁሑት (426)
                                                • መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
                                                  • ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (2985)
                                                    • መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
                                                      • ምስሊን ቀረፃን (23)
                                                        • ስራሕቲ ሕትመት (1658)
                                                          • ስራሕቲ ምልላይ (83)
                                                            • ክራይ (737)
                                                              • መሸጣ (1182)
                                                                • ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (93)
                                                                  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8589)
                                                                    • ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (360)
                                                                      • መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
                                                                        • ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (831)
                                                                          • ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (360)
                                                                            • ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (578)
                                                                              • መኽዝን (33)
                                                                                • ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (237)
                                                                                  • ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (267)
                                                                                    s