ኤጀንሲ መዓድንን ኢነርጅን ክልል ትግራይ ዝተፈላለዩ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ መኪና መለዋወጢ ስፔር ፓርት ፣ ህንፃ መሳርሒ፣ ኤሌክትሮኒክስ ኣቁሑት ፣ ፅሕፈት መሳርሒ ፣ ናይ መኪና ጎማን ባትሪን ፣ ናይ ፅሬት ኣቁሑት ፣ ደረቕ ፅዕነት መጓዓዝያ ፣ ብረታ ብረት ስራሕ ብግልፂ ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ነሓሰ 14, 2011 (ልዕሊ 6 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ነሓሰ 30, 2011 03:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ህንፃ መሳርሒመለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑትኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንመለዋወጢ ኣቁሑት መኪናናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተትሰራሕቲ ሓፂነ መፂን
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ ንቤት ፅሕፈት ኮ/መ/ን/ት/ከ/መቐለ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ኤሌክተሮኒክስ ግልጋሎት ካብ ሕጋዉያን ነጋዶ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲርና ክንግልገል ስለዝደለና ንክትወዳደሩ ንዕድም ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ነሓሰ 11, 2011 (ልዕሊ 6 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ነሓሰ 14, 2011 10:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ጉለመከዳ ኣብ ወረዱኡ ንዝርከባ ዝተፈላለየ ቤት ፅሕፈታት ንበጀት ዓመት 2012 ንዝተፈላየ ግልጋሎት ዝዉዕሉ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ኣቁሑት ፣ ናይ ፅሬት መሳርሒ ኣቁሑት ፣ ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቁሑት ፡ ናይ ቢሮ ኣቁሑት ፈርኒቸር፡ ናይ መካይን መለዋወጢ ኣቁሑት ፣ ናይ ሞተር ሳይክል መለዋወጢ ኣቁሑት ፣ ናይ ንህቢ ዘመናዊ ቆፎ ኮምኡዉ ዝተፈላለዩ ናይ ሕትመት ግልጋሎት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ነሓሰ 11, 2011 (ልዕሊ 6 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጳጉሜን 1, 2011 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲፍዮሪን ሆልቲካልቸርናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑትኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትንናይ ቢሮ ፈርኒቸርናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተትናይ ሕትመት ስራሕቲ
ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን ጥላሁን ይግዛዉ ንስልጠና ግልጋሎት ዝዉዕል 1 ፅሕፈት መሳርሒ 2 ህንፃ መሳርሒ 3 ኤሌክትሪክ ኣቁሑት 4 ኤሌክትሮኒክስ አቁሑት 5 ፅሬት አቁሑት ኣወዳድሪና ክንዕድግ ሰለዝደለና ክትወዳደሩ ንዕድም ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ነሓሰ 11, 2011 (ልዕሊ 6 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ነሓሰ 27, 2011 03:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ህንፃ መሳርሒናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑትኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢንኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ላዕላይ ማይጨዉ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረትን ንዝተፈላለያ ኣብያት ፅሕፈት ንወረዳ ለዕላይ ማይጨዉ አገልግሎት ዝዉዕሉ መሳርሒ ፅሕፈት ፣ ኣቁሑት ኤሌክትሮኒክስ፣ ኣቁሑት ፅሬት ፣ ግዝኢትን ፡ ናይ ሞተር ሳይክል ፅገናን ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ።ክትወዳደሩ እትደልዩ ነጋዶ ነዞም ዝስዕቡ ስዒቦም ዝተዘርዘሩ ረቋሒታት ክተማልኡ ይግባእ።ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ነሓሰ 10, 2011 (ልዕሊ 6 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ነሓሰ 30, 2011 03:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑትኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንፅገና ሞተርሳይክልናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት
ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን ትምህርትን ስልጠናን ሓዉዜን ንትካልና ግልጋሎ ዝዉዕል ዝተፈላለዩ ዓይነታት ኣቑሑት ማለት እዉን ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ፣ ናይ ፅሬት መሳርሒ ፣ ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቁሑት፣ ናይ ህንፃ መሳርሕን ኣዉቶሞቲብን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ስለዚ ኣብዚ ጨረታ ክትወዳደሩ ትደልዩ ነጋዶ ክትወዳደሩ ንዕድም ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ነሓሰ 7, 2011 (ልዕሊ 6 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ነሓሰ 22, 2011 08:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ህንፃ መሳርሒመለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑትኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ ንቤት ፅሕፈትና ማዛጋጃ ከተማ መቐለ ግልጋሎት ዝዉዕል ኤሌክትሮኒክስ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲርና ክዕድግ ስለ ዝደለና ንክትወዳደሩ ንዕድም ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ነሓሰ 4, 2011 (ልዕሊ 6 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ነሓሰ 7, 2011 10:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ክፍለ ከተማ ሓድነት ኣብ 2012 ዓ/ም በጀት ዓመት ንቤት ፅሕፈታት ዝድሊ ኣቑሑ ኣገልግሎትን ዝዉዕል ናፍጣ ጀነሬተር ሶላር ብተወሳኪዉን አቑሑት ናዉቲ ቢሮ ማለት እዉን ፈሪኒቸር ናይ ሞንታርቦ እስፒከር ዓመታዊ ባኒ ምቅራብ ዓመታዊ ፅገና ኤሌክትሮኒክስ ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ነሓሰ 3, 2011 (ልዕሊ 6 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ነሓሰ 20, 2011 03:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ፅገና ኮምፒተርን ኤሌክትሮኒክስንኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንኣቅርቦት ምግቢ ናይ ቢሮ ፈርኒቸርካልኦት ዓይነት ፈርኒቸር
ኣብ ክፍለ ከተማ 1ይ ወያነ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስ ንናይ ቤት ፅሕፈት ናይ ጥዕና ቤት ፅሕፈት ክ/ከ/ቀ/ወያነ ናይ /ታብሌት ሞባይል/ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ስለ ዝደለየ ሕጋዉያን ነጋዶ ክትወዳደሩ ንዕድም ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ነሓሰ 1, 2011 (ልዕሊ 6 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ነሓሰ 3, 2011 09:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢንኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን
ኣብ ክፍለ ከተማ 1ይ ወያነ ቤት ፅሕፈት ፋይናንስ ንናይ ቤት ፅሕፈት ጉ/መ/ስፖርትን ሓለዋ ጥዕናን ክ/ከ/ቀ/ወያነ ናይ ኤሌክትሮነክስ ንድያን አቁሑን ክገዝእ ስለ ዝደለየ ሐጋዉያን ነጋዶ ክትወዳደሩ ንዕድም ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ነሓሰ 1, 2011 (ልዕሊ 6 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ነሓሰ 3, 2011 09:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢንኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን