ማእከል ህንፀት ዉቅሮ ንበጀት ዓመት 2012ዓ/ም መሳርሒ ህንፃ ፣ መሳርሒ ፅሕፈት ፣ ኣቁሑት ኤሌክትሪክ ፣ ቀላሚጦስ ፣ ቀለብ እንስሳ ፣መሳርሒ ፅሬት ፣ ሑፃን ፀፀርን፣ መደቀሲ ተሃነፅቲ ፍርናሽን ፣ ተሃናፅቲ ዝምገብ ዝኽእል ሕጋዊ ነጋዳይ ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክህብ ይደሊ።ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ መስከረም 2, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ መስከረም 20, 2012 08:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ህንፃ መሳርሒናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑትኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑትኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንካፌን ሬስትራንትንፍርናሽ ትርኣስን ተዛመድትን
ን 2ይ ግዜ ዝወፀ ጨረታ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ ኮረም ከይዲ ሰራሕ ዕደጋን ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረትን ኣብ በጀት ዓመት 2012 ዓ/ም ኣብታ ከተማ ንዝርከብ ኣብያተ ፅሕፈት ኣገልግሎት ዝዉዕሉ ኤሌክተሮኒክስ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለዎም መቅረብቲ ብግልፂ ጨረታ አወዳዳሩ ክገዝእ ይደሊ ።ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ መስከረም 2, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ መስከረም 14, 2012 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ ዓብይ ዓዲ ኣብ በጀት ዓመት 2012 ዓ/ም ንከተማ ዓ/ዓዲ ግልጋሎት ዝዉዕል መሳርሒ ፅሕፈት ፣ ኤሌክትሮኒክስ፣ ኣቁሑት ቢሮ ፣ ኣቁሑት ፅሬት ፣ ዕጥቂ ስፖርት ፣ መፅሓፍ ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ንክትወዳደሩ ንዕድም፡ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ መስከረም 2, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ መስከረም 19, 2012 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትንናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑትመፅሓፍቲን ትምህርታዊ መሳርሕታትኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንናይ ቢሮ ፈርኒቸርናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት
ኤጄንሲ ቴክኖሎጂ ሓበሬታን ርክብን ክልል ትግራይ ዝተፈላለዩ ናይ ኤር ኮንዲሽነር ጋዝ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ጳጉሜን 4, 2011 (ልዕሊ 6 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ 6, 2011 03:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን
ቤት ፍርዲ ወረዳ ላዕለዋይ ኣድያቦ ከ/ዕ/ፋ/ም/ን ንዝተፈላለዩ ኣገልግሎት ዝውዕሉ ብዝተፈላለዩ ንብረታት 1 ኤሌክትሮኒክስ፣ 2ሕትመት፣ 3 ኣቅሑት ቢሮ ፣ 4መሳርሒ ፅሕፈት ፣ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ጳጉሜን 4, 2011 (ልዕሊ 6 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ መስከረም 9, 2012 03:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ላዕላይ አድያቦጨረታ መደብ:ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንናይ ቢሮ ፈርኒቸርናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተትናይ ሕትመት ስራሕቲ
ሓፈሻዊ ሆስፒታል ካሕሳይ ኣበራ ሑመራ ኣብ በጀት ዓመት 2012ዓ/ም 1ይ ዙር ዕደጋ ንሆስፒታልና ኣጎልግሎት ዝዉዕል ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቁሑ፣ ጀነሬተር ፣ ኤሌክትሮኒክስ፣ አሌክትሪክ ፣ ማይ ቡንቧ ፣ መሳርሒ ህንፃ፣ ኣቁሑት ቢሮ፣ መሳርሒ ፅሕፈት፣መሳርሒ ፅሬት፣ ደንቢ ክዳን ፣ ሸቀጣ ሸቀጥ፣ጥረምረን ኣሕምልትን ፍረ ምረን ፣ ኣጎልግሎት ስፌት ዓለባ ፣ ፅገና ኤሲን ፍርጅን፣ ፅገና ኮምፒተርን ተዛመድትን ፣ ዉፅኢት ሕትመት፣ ኣቅርቦት ስጋ ፣ ምድላዉ ባልትና ፣ ዝተፈላለዩ ሎት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ጳጉሜን 4, 2011 (ልዕሊ 6 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ መስከረም 20, 2012 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ሐመራጨረታ መደብ:ህንፃ መሳርሒመለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲፅገና ኮምፒተርን ኤሌክትሮኒክስንኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢንኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንምግጣምን ፅገናንኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትንኣቅርቦት ምግቢ ናይ ቢሮ ፈርኒቸርናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተትናይ ሕትመት ስራሕቲቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪጨርቃ መርቂን ኣልባሳትን
ቤት ፅ/ት ቤት ምኽሪ ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ናይ ኤሌክተሮኒክስ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ በዚ መሰረት እዞም ዝስዕቡ ረቃሒታት እተማልኡ ነጋዶ ክታሳተፉ ትክእሉዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ጳጉሜን 2, 2011 (ልዕሊ 6 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ጳጉሜን 4, 2011 08:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን
ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን እንዳባጉና ኣብ 2012ዓ/ም በጀት ዓመት ንዝተፈላዩ ኣቁሑት ግልጋሎት ዝዉዕሉ መሳርሒ ፅሕፈት ፣ መሳርሒ ህንፃ ፣ ኣቁሑት ብረታ ብረት፣ ኣቁሑ ኤሌክተሪክ፣አቁሑ ፅሬት፣ ኣቁሑ ሳኒቴሪ ኢንስታሌሽን፣ ክራይ ኣጎልግሎት ሰርቪስ መካይን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፤ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጳጉሜን 1, 2011 (ልዕሊ 6 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ መስከረም 9, 2012 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ህንፃ መሳርሒናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑትኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተትመኪና ክራይትራንስፖርት ግልጋሎትዕድጊት ኸቢደ መሺንቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪሰራሕቲ ሓፂነ መፂን
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ታሕታይ ኣድያቦ ን 2012ዓ/ም ኣብ ወረደኡ ንዝርካባ ኣጎልግሎት ዝዉዕላ መሳርሒ ፅሕፈት፣ ኣቁሑት ኤሌክትሮኒክስ ፣ ኮምፒተርን ኣቁሑት ኮምፒተራትን፣ኣቁሑት ፅሬት ናይ ስፖርት ዕጥቂ ፣ ኣቁሑት ሕትመት፣ ኣቁሑት ፅገና ብሽክሌት፣ ኣቁሑት ብሽክሌታ ፣ ኣቁሑት ሞተር ሳይክል ፣ መለዋወጢ ኣቁሑ መካይን ፣ ግልጋሎት ደረቅ ፅዕነት፣ኣቁሑት ገዛን ኣብያተ ፅሕፈትን ፣ግልጋሎት ፎቶ ኮፒ፣ ግልጋሎት ቀረብ ባኒ፣ ፅገና መካይንን ፅገና ሞተርሳይክልን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ።ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ነሓሰ 30, 2011 (ልዕሊ 6 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ መስከረም 6, 2012 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትንናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑትኮምፒተርን ተዛመድቲ ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትንኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትንመለዋወጢ ኣቁሑት መኪናኣቅርቦት ምግቢ ፅገና ሞተርሳይክልፅገና ተሽከርካሪናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተትናይ ሕትመት ስራሕቲናይ ሕትመት ኣቁሑትንግራፊክስ ዲዛይንመኪና ክራይትራንስፖርት ግልጋሎትዕድጊት ኸቢደ መሺን
ማሕበር ልምዓት ትግራይ ንቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ኤሌክትሮኒከስ ኣቁሐት ክንዕድግ ንደሊ ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ነሓሰ 30, 2011 (ልዕሊ 6 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ጳጉሜን 4, 2011 08:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትንኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን