ኤጄንሲ ምርግጋፅ ሙያ ክልል ትግራይ ንኤጄንሲ ግልጋሎት ዝዉዕሉ ናይ ኤሌክትሮኒክስ ስፔር ኣቁሑ፣ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ቀለማት ፣ ናይ መኪና እስፔርን ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደለየ ኣብዚ ፕሮፎርማ ክትወዳደሩ እትደልዩ ክትወዳደሩ ይዕድምዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ መስከረም 8, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ መስከረም 9, 2012 11:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት
ቤት ፅሕፈት ቤት ማዛጋጃ ሸራሮ ከ/ስ/ዕ/ፋ/ም/ን ን 2012 ዓ/ም 1ይዙ ግልጋሎት ዝዉዕሉ መሳርሒ ፀሕፈት፣ ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ፣ ኣቁሑት ፅሬት፣ ናዉቲ ቢሮ፣ መሳርሒ ህንፃ ፣ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና፣ መሳርሒ ህትመት፣ ማይ ቦጥ ክራይ ምጉዕዓዝ ፣ ፣ ክትወዳደሩ ትክእሉ ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ መስከረም 7, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ መስከረም 22, 2012 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ሽራሮጨረታ መደብ:ህንፃ መሳርሒመለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑትኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንናይ ቢሮ ፈርኒቸርናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተትናይ ሕትመት ስራሕቲመኪና ክራይትራንስፖርት ግልጋሎት
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ራያ ዓዞቦ ንቤት ፅሕፈት ወረዳ ራያ ንኣጎልግሎት ዝዉዕል መሳርሒ ህንፃ ፣ ጀነሬተርን ፣ጂፒኤስን ፣ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደለየ ክትወዳደሩ ይዕድምዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ መስከረም 7, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ መስከረም 15, 2012 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ራያ ዓዘቦጨረታ መደብ:ህንፃ መሳርሒኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትንናይ ምህንድስና ኣቁሑት
ናይ ከተማ ዉቕሮ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ን 2012ዓ/ም ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕል ፅሕፈት መሳርሒ ፣ ሕትመት ፣ መሳርሒ ፅሬት፣ ኤሌክትሮኒከስ ፣ ስፔር ፓርት መኪና፣ ስፔር ሞተር ሳይክል፣ ብስክሌትን ሳይክል ስፔርን ፣ ናይ ስፖርት ዕጥቂ፣ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ መስከረም 7, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ መስከረም 20, 2012 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ዉቅሮጨረታ መደብ:መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትንናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑትኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትንናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተትናይ ሕትመት ስራሕቲዕድጊት ሞተርሳይክል
ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን ዓዲጉዶም ኣብ 2012 ዓ/ም ግልጋሎት ዝዉዕሉ ኤሌክትሮኒክስ ፣ መሳርሒ ህንፃ ፣ ኣቁሐት ኣዉቶቮቲቭን ፣ መሳርሒ ፅሕፈትን ብግልፂ ጨረታ ኣጫሪቱ ክገዝእ ይደሊ።ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ መስከረም 7, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ መስከረም 21, 2012 03:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ዓዲ ጉዶምጨረታ መደብ:ህንፃ መሳርሒኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትንናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት
ማሕበር ልምዓት ትግራይ ንቤት ፅሕፈትና ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ኤሌክትሮኒከስ ኣቁሐት ክንዕድግ ንደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ መስከረም 5, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ መስከረም 9, 2012 08:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን
ቤት ፍርዲ ወረዳ ናዕዴር ዓዴት ንግልጋሎት ዕዮ ኣገልግሎት ዝዉዕል መሳርሒ ፅሕፈት ፣ ኣቁሑት ሕትመት፣ መፃሕፍቲ፣ኣቁሑት ፅሬት፣ አሌክትሮኒክስ ዕድጊት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዘእ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም መስከረም 3, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ መስከረም 15, 2012 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ናዕዴር ዓዴት ጨረታ መደብ:ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑትመፅሓፍቲን ትምህርታዊ መሳርሕታትኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተትናይ ሕትመት ስራሕቲ
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ ሽረ እንዳስላሴ ን ቤት ማዛጋጃ ከተማ ሽረ እንዳስላሴ ዝውዕሉ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ መስከረም 2, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ መስከረም 14, 2012 08:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ሽረጨረታ መደብ:ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንናይ ቢሮ ፈርኒቸርፅገና ሞተርሳይክልፅገና ተሽከርካሪፅገና ማሽነሪናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተትናይ ሕትመት ስራሕቲዕድጊት ሞተርሳይክል
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ ሽረ እንዳስላሴ ንዝ/ዩ ኣበያተ ፅሕፈት ኣገልግሎት ዝውዕሉ ኣቅሑ መሳርሒ ፅሕፈት፣ ናውቲ ኣይሲቲ፣ ኤሌክትሮኒክስ ፣ኣቁሑት ፅሬት ፣ ፈርኒቸራት፣ ናይ ሞተርን መኪናን ጎማ፣ ሞተር ሳይክል ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ መስከረም 2, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ መስከረም 14, 2012 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ሽረጨረታ መደብ:መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑትናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትንኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተትዕድጊት ሞተርሳይክል
መባእታዊ ሆስፒታል ዓዲ ዳዕሮ ከ/ስ/ዕ/ፋ/ን/ም ቀፂሎም ዝተዘርዘሩ ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ 1መሳርሒ ፅሕፈት 2 ናዉቲ ኤሌክትሮኒክስ 3 መለዋወጢ ኣቁሑት ሞተር ሳይክል 4 ስራሕቲ ሕትመት 5 ኣቁሑት ፅሬት 6 ኣቁሑት ቢሮ 7 ደንቢ ክዳን ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ መስከረም 2, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ መስከረም 9, 2012 03:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑትኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትንናይ ቢሮ ፈርኒቸርናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተትናይ ሕትመት ስራሕቲጨርቃ መርቂን ኣልባሳትን