ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ ኮሮም ከይዲ ስራሕ ዕደጋን ፋይናንስን ምምሕዳራ ንብርትን ንናይ 2012 በጀት ዓመት ኣብቲ ከተማ ንዝርከባ ቤት ፅሕፈታት ኣጎልግሎት ዝዉዕሉ ሲዒቦም ዝተዘርዘሩ ኣቁሑ ጨረታ ከዕድግ ይደሊ 1 መሳርሒ ቤት ፅሕፈት 2 ኤሌክትሮኒክስ 3 ሕትመት 4 ኣቁሑት ፅሬት 5 መለዋዋጢ ኣቁሑ መኪና 6 ዕጥቂ ስፖርት 7 ኣቁሑት ቢሮ 8 ፅገና ጋራጅ መኪና ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሓምለ 30, 2011 (ልዕሊ 6 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ነሓሰ 17, 2011 03:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ኮረምጨረታ መደብ:መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትንናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑትኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንናይ ቢሮ ፈርኒቸርፅገና ሞተርሳይክልፅገና ተሽከርካሪናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተትናይ ሕትመት ስራሕቲ
104.4 ሬድዮ ኤፍ ኤም መቐለ የፕሮድካስት ኣገልግሎት መስጫ/መቀበያ መሳርያዎች ማለት ሬድዮ ኣክሰሰሪ / ኣንቴና ና ኦድዮ ፕሮስሰር/ በግልፅ ጨረታ ኣወዳድሮ መግዛት ይፈልጋል ፣ ስለዚ በዘፍ የታደሰ የንግድ ፍቃድ ያላቸዉ ብቻ ተጫራቾች እንድትጫረቱ ይጋበዛል ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሓምለ 24, 2011 (ልዕሊ 6 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ነሓሰ 9, 2011 08:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን
ቢሮ ሰራሕተኛ ማህበራዊ ጉዳይ ክልል ትግራይ ኣብ ናይ 2012 ዓም በጃት ዓመት ዝተፋላለዩ ናይ ኤሌክትሮኒክስ :ሕትመት : መኪና ባትሪ ብግልፂ ጨረታ አወደዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ሓምለ 22, 2011 (ልዕሊ 6 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ነሓሰ 8, 2011 09:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተትናይ ሕትመት ስራሕቲናይ ሕትመት ኣቁሑትን
ቢሮ ባህልን ቱሪዝምን ክልል ትግራይ ኣብ ሎሚ ዘበን 2011 ዓም ንዝካየድ በዓል ኣሸንዳ ምክንያት ብምግባር ነቲ በዓል ዘዳምቁ ስቴጅ መድረክ: ላይት መብራህቲ: ሳዉንድ ሲስተም: ርችት: ድንካናት :ኣናእሽተይ ስቴጃት: ወናብር :ምናፃፍ :ፋዉንቴን :ተፈጥራዊ ዕንባባታት :ካልኦትን ክካረይ ስለዝደለየ በዚ ስራሕ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም ተወዳደርቲ ክትወዳደሩ ይዕድምዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ሓምለ 20, 2011 (ልዕሊ 6 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ነሓሰ 9, 2011 11:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንናይ ምልላይ ኣቁሑታትኢቨንት ምዝግጃው
ቤት ፅሕፈት ርእስ ምምሕዳር ዳ/ዕ/ፋ/ን/ምምሕዳርን ንቤ ፅሕፈት ርእስ ምምሕዳር ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ኔትዎርክ ኣቅሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሓምለ 12, 2011 (ልዕሊ 6 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ሓምለ 15, 2011 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትንኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን
ማሕበር ልምዓት ትግራይ ንቤት ፅሕፈትና ግልጋሎት ዝውዕል ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፁ ኤለክትሮኒክስ ክትዕድግ ትደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሓምለ 9, 2011 (ልዕሊ 6 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሓምለ 23, 2011 08:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን
ድምፂ ወያነ ትግራይ ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ውልቐ ማሕበር ካብዚ ንታሕቲ ቀፂሎም ዘለው ንብረታት My Cloud PR4100 40 ቴራ ባይት በዝሒ1፣ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ስለዝደለየ ክትጫረቱ እትደልዩ ትካላት ብመሰረት እቲ ቐፂሉ ዘሎ ስፔስፊኬሽን ንክትጫረቱ ብክብሪ ይዕድም፤ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሓምለ 5, 2011 (ልዕሊ 6 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሓምለ 9, 2011 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትንኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን
ኢንስቲዩት ምርምር ጥዕና ክልል ትግራይ ኦዲዮ ሪከርደር ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ፡፡ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ሰነ 29, 2011 (ልዕሊ 6 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ሓምለ 1, 2011 03:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን
ኢንተርፕራይዝ ስራሕቲ መንገዲ ክልል ትግራይ ናይ ኤሌክትሪካል ንብረት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሰነ 27, 2011 (ልዕሊ 6 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሰነ 28, 2011 09:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትንኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢንኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን
ን2ይ ግዘ ዝወፀ ምልክታ ፕሮፎርማ ንበዓል መዚ ልምዓት እቶት ግልጋሎት ዝውዕል ፕሪንተር ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ፡፡ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሰነ 25, 2011 (ልዕሊ 6 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሰነ 26, 2011 10:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትንኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን