ኮሚሽንፖሊስክልልትግራይዝተፈላለዩዓይነትንብረት ሬድዩ መራከቢ ሞተር ብስክሌት ናይ ስፖርት ዕጥቂታት ኣናእሸተይ ናይ ቢሮ ኣቁሑተዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ መጋቢት 30, 2007 (ልዕሊ 11 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሚያዝያ 13, 2007 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስ ከተማ መቐለ ንኣብያተ ፅሕፈታት ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ሞተርስፔር : ናይ ፅሕፈት መሳርሒ : ናይ ሕተመት : ፅሬት ኣቀሑት : ፈርኒቸር ናይ መኪና ጎማ: ኤሌክትሮኒክስ ናይ ክልልን ፌደራልን ባንዴራን : ናይ ስፖርት መሳረሒን ኩማ ግሪነሪ ቑ/ 02 ናይ ከተማ ኣብቶብስ መዕረፍን መበገሲን ታፔላን ን 2007 በጀት ዓመት ግለፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ ሕጋዉያን ነጋዶ ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ መጋቢት 30, 2007 (ልዕሊ 11 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሚያዝያ 14, 2007 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑትኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትንናይ ቢሮ ፈርኒቸርናይ ሕትመት ስራሕቲ
ኢንተርፕራይዝ መፅናዕቲ ዲዛይንን ቁፅፅርን ስራሕቲ ማይ ትግራይ ዝተፈላለዩ ዝአረጉ ንብረታት(ጎማ ካላማደሪያ ስፔር ባትሪ ፓራአልት)ንሕጋዉያን ነጋዶ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ንኽሽየጥ ይደሊ::ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ መጋቢት 29, 2007 (ልዕሊ 11 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሚያዝያ 6, 2007 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን
ማሕበራዊረዲኤትትግራይ/ማረት/ ንዝተፈላለየ ናይ ግድብ ስራሕቲ ዝዉዕሉ ኣይሮን ጌት(Iron gate) ንምስራሕ ትደሊ :: ስለዚክጫረቱዝደሊዩተጫረቲበዚቀፂሉ ተዘርዚሩብዘሎመሰረት ክወዳደሩ ዝክእሉምኮኖምንሕብር::ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም መጋቢት 19, 2007 (ልዕሊ 11 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ መጋቢት 29, 2007 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን
እንትጮቴክኒክኮሌጅአብናይ 2007 ባጀትዓመትካብዝተመደበልና መደበኛን ሓፂር ስልጠናንበጀት ንንምምሃርምስትምሃርግልጋሎትዝዉዕሉ ሎት 1 ናይህንፃመሳርሒ: ሎት 2 ናይሕትመትመሳርሒ: ሎት3 ናይ ፕሊምቢንግ መሳርሒ:ሎት 4ናይኤሌክትሪክመሳርሒ:ሎት 5ናይኤሌክትሮኒክስመሳርሒ: ሎት 6 ናይ ሃፍቲ እንስሳ: ሎት 7 ናይ መኪና ስፔርፓርት : ሎት 8 ናይ ሞተር ሳይክል ስፔርፓርት : ሎት 9 ናይ ኮብልስቶን ኣብ 9ተዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም መጋቢት 19, 2007 (ልዕሊ 11 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሚያዝያ 8, 2007 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:እንትጮ ጨረታ መደብ:ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑትገዛውቲን ሕንፃ ስራሕቲንኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢንኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን
ማእኸልምርምርሜካናይዜሽንሕርሻኢነርጂገፀርንመቐለ Poldaw Wind Pump (3.5m rotor diameter )ብግልፂጨረታኣወዳዲሩክዕድግይደሊ :: ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ መጋቢት 18, 2007 (ልዕሊ 11 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ መጋቢት 30, 2007 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን
ኮሌጅ ፖሊ ቴክኒክ መቐለ ኣብ በጀት ዓመት 2007 ዓ/ም ካብ መንግስቲ ዉሽጢ አታዊ ብዝተፈቐደሉ በጀት ን 2ይ ዙር ዕዳጋ ዝተፈላለዩ ንብረታት ማለት እዉን ናይ ፅ/መሳርሒ : ህ /መሳርሒ: ናይ ኤሌክትሪክ ኣቑሑትን: ኤሌክትሮኒክስ :ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቑሑት: ፈርኒቸር / ቐዋሚ ናይ ቢሮ ኣቑሑት : ፀፀርን ናይ ፅሬት ኣቑሑትን ብብርኪ ክልል ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ:: ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ መጋቢት 18, 2007 (ልዕሊ 11 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሚያዝያ 8, 2007 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑትኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢንኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትንናይ ቢሮ ፈርኒቸርናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት
ኤጀንሲ ልምዓት አባይቲ ክልል ትግራይ ንቤት ዕዩና ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ኮንስትራክሽን ኤሌክትሪክን ሳኒተሪ ኣቀሑት ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ኣቕሑት ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቑሑትን ኤሌክትሮኒክስ ኣቅሑት( ዴስክቶፕ ላፕቶፕ ንኮምፒተራትን ካልኦት)ብግለፂ ጨረታ አዋዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ በዚ መሰረት ተጫረቲ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ መመዘኒ ረቆሒታት ብምምላእ ኣብቲ ጨረታ ንክትሳተፉ ይዕድም::ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ መጋቢት 16, 2007 (ልዕሊ 11 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ቀዳም ሚያዝያ 3, 2007 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ኮምፒተርን ተዛመድቲ ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢንኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትንናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ወልቃይት ኣብ 2007 በጀት ዓመት ብመደበኛ በጀት አብ ወረድኡ ንዝርከባ ኣብያት ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕላ ሞተር ሳይክልን ንመካይን መለዋወጢ ግልጋሎ ዝዉዕል ዝተፈላለየ ኦርጀናልን መለዋወጢ/SPARE PART/ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ::ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ መጋቢት 14, 2007 (ልዕሊ 11 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ መጋቢት 21, 2007 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ወልቃይትጨረታ መደብ:ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን
ኤጀንሲባህልንቱሪዝምንክልልትግራ ይ ንዘለዎኦ መካይን ግልጋሎት ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ መለዋወጢ ኣቁሑት ጎማታት ካላማደርያን ክገዝእስለዝደለየበዚስራሕእዚ ሕጋዊን ንግዲ ፈቃድ ዘለኩምነጋዶንክትወዳደሩይዕድም::ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ መጋቢት 14, 2007 (ልዕሊ 11 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ መጋቢት 23, 2007 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን