ኮሌጅ ፖሊ ቴክኒክ ሑመራ ኣብ በጀት ዓመት 2012 ዓ/ም ናይ ፅሕፈት መሳርሒ፣ ኣዉቶሞቲቭ ፣ ኮምፒተርን ተዛመድትን ፣ኤሌክትሮኒክስ፣ ኤሌክትሪክ ፣ መሳርሒ ህንፃን፣ ፈርኒቸርን ናይ መመረቂ ጋዉንን ብብርኪ ክልል ብግለፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ነሓሰ 18, 2011 (ልዕሊ 6 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ጳጉሜን 4, 2011 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ህንፃ መሳርሒመለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲኮምፒተርን ተዛመድቲ ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትንኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢንኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንናይ ቢሮ ፈርኒቸርናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተትጨርቃ መርቂን ኣልባሳትን
መባእታዊ ሆስፒታል ዓዲ-ጉዶም መሳርሒ ፅሕፈት ፣ ኣቅሑት ፅሬት ፣ ኣቅሑት ሕትመት ፣ ኣቅሑት ኤሌክትሪክ ፣ ኤልክትሮኒክስን ኤክስረይ ትቡን ክዕድግ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ነሓሰ 16, 2011 (ልዕሊ 6 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ነሓሰ 22, 2011 03:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ዓዲ ጉዶምጨረታ መደብ:ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑትኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢንኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንላብራቶሪይን መሳሪሒታተናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተትናይ ሕትመት ኣቁሑትንጥዕና ተንከፍ አቁሑትን ኣክሰሰሪ
መስፍን ኢንዳስትሪያል ኢንጅነሪንግ ኃላ.የተወየግ ኩባንያ Electrical system PAGG, BPW Axle, Normice Accessories, Break System WABCO, Raw materials በጨረታ ኣወዳድሮ ለመግዛት ስለሚፈልግ ብቃት ያላችሁ እና ከዚህ በታች የተዘረዘሩትን መስፈርቶች የምታሟሉ ተወዳዳሪዎች እንድትሳተፉ ኩባንያችን ይጋብዛል፡፡ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰንበት ነሓሰ 12, 2011 (ልዕሊ 6 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ነሓሰ 22, 2011 08:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢንኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትንኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን
ኮሌጅ ቴክኒክን ሙያን ንግስተ ሳባ ዓድዋ ኣብ 2012 ዓ/ም በጀት ዓመት ካብ ዝተመደበሉ በጀት እቲ ኮሌጅ ንምምሃር ምስትምሃር ኣጎልግሎት ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ መሳርሒ ፅሕፈት፣ ኣቁሑት ኤሌክትሮኒክስ ፣ መሳርሒ ህንፃ፣ ኣቁሑት ኤክትሪካል ኢንዳስትሪ ፣ ናይ ጋራዥ ፅገና መኪና ኢድ ዋጋ ብግልፂ ጨረታ ኣወደዲሩ ክዕድግ ይደሊ ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ነሓሰ 14, 2011 (ልዕሊ 6 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ነሓሰ 28, 2011 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ህንፃ መሳርሒኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢንኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንፅገና ሞተርሳይክልናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት
ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን ገ/ስላሴ ኣስጎዶም ዕ/ሓሙስ ኣብ በጀት ዓመት 2012 ዓ/ም ዝተፈላለዩ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ኣቁሑት፣ ፅሬትኣቁሑት፣ ህንፃ መሳርሒ ኣቑሑት፣ኤሌክትሪክ ኣቁሑት ፣ ኮምፒተር እና ኮምፒተር ኣክሰሰርን ኣቁሑት ፣ ናይ መኪና ስፔር ፓርት፣ ናይ ኮምፒተርን ተዛመድትን ፅገና ብግለፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ኣቅሓ ግልጋሎት ክገዝእ ይደሊ ስለዚ በቢዝምልከተኩም ዘርፊ ኣብዚ ጨረታ ክተወዳደሩ ትደልዩ ሕጋዉያን ነጋዶ ዝስዕብ ረቃሒ እተማልኡ ክተወዳደሩ ቤት ፅሕፈትና ብክብሪ ይዕድም ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ነሓሰ 13, 2011 (ልዕሊ 6 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ነሓሰ 28, 2011 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ህንፃ መሳርሒመለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑትኮምፒተርን ተዛመድቲ ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትንፅገና ኮምፒተርን ኤሌክትሮኒክስንኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢንናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት
ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን ጥላሁን ይግዛዉ ንስልጠና ግልጋሎት ዝዉዕል 1 ፅሕፈት መሳርሒ 2 ህንፃ መሳርሒ 3 ኤሌክትሪክ ኣቁሑት 4 ኤሌክትሮኒክስ አቁሑት 5 ፅሬት አቁሑት ኣወዳድሪና ክንዕድግ ሰለዝደለና ክትወዳደሩ ንዕድም ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ነሓሰ 11, 2011 (ልዕሊ 6 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ነሓሰ 27, 2011 03:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ህንፃ መሳርሒናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑትኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢንኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት
ሆስፒታል ሱሑል ን 2012 ዓ/ም በጀት ዓመት ዝተፈላለዩ ናይ መኪና መለዋወጢ አቁሑት ፣መሳሪሒ ፅሕፈት : ኣቁሑት ፅሬት : ኣቁሑት ኤሌክትሪክ : ሕትመት : ናይ ማይን መገጣጠሚን ንብረታት፣ ዝተፈላለዩ ዓለባ ደንቢ ልብሲ : ንተሓከምቲ ምግቢ ምቕራብን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ነሓሰ 10, 2011 (ልዕሊ 6 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ነሓሰ 30, 2011 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑትኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢንናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተትናይ ሕትመት ስራሕቲቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪጨርቃ መርቂን ኣልባሳትን
ንኤጄንሲ መራኸቢ ሓፋሽ ትግራይ ፣ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ጀነሬተር ኣቁሑት ፣ ሕትመት ፣ ባትሪን ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ነሓሰ 8, 2011 (ልዕሊ 6 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ነሓሰ 9, 2011 10:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢንኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትንናይ ሕትመት ስራሕቲ
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ ንቤት ፅሕፈት ማዛጋጃ ከተማ መቐለ ግልጋሎት ዝዉዕል ኤሌክትሪክ ኣቁሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲርና ክንዕድግ ስለዝደለና ንክትወዳደሩ ንዕድም ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ነሓሰ 7, 2011 (ልዕሊ 6 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ነሓሰ 8, 2011 10:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ኢሮብ ንኣጎልግሎት ኣብያተ ፅሕፈት ወረዱኡ ዘገልግሉ ናይ ኮምፒተርን ተዛምድቲ ኣቁሕት ፅሬት መለዋወጢ ኣቁሑት ተሽከርከርቲ መካይን ናይ እስፖርት ናዉትን ዕጥቅን ፡ ሕትመት ኣቁሑት ኢንደስትሪያል ፣ ፅገና ሞተር ሳይክልን ኤሌክትሮኒክስ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግን ከፀግንን ይደሊ ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ነሓሰ 6, 2011 (ልዕሊ 6 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ነሓሰ 20, 2011 08:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ሮብጨረታ መደብ:መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትንናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑትኮምፒተርን ተዛመድቲ ፅገና ኮምፒተርን ኤሌክትሮኒክስንኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢንኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትንፅገና ሞተርሳይክልናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት