1 ናይ 2011ዓ/ም ዝታሐደሰ ንግድ ፍቃድ ናይ መንግስቲ ግብሪ ዝከፈሉ
2 ዝተሓደሰ ፍቃድ ንግዲ ምስክር ወረቐት መቕረባይነት መለለይ ቁፅሪ ከፋሊ ግብሪ ካልኦት ሰነዳት ቅዳሕ ከቅርቡ ዝክእሉ
3 ምዝጋባ ተወሳኪ እሴት ታክስ ተመዝገብቲ ዝኮኑን ናይ ወርሒ ሰነ ወይ ድማ ሓምለ ሒሳቦም ዘፍለ
4 እቲ ምልክታ ሰነድ ጨረታ ካብ ዝወፀሉ 5/12/2011ዓ/ም ክሳብ 20/12/2011ዓ/ም ኣብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ኢሮብ ከይድን ስራሕ ምምሕዳር ፋይናንስን ዕቀባ ንብረትን ዘይምለስ 50.00/ ሓምሳ ቅርሺ / ብምክፋል ብምዉሳድ ናብ ናይ ሳንዱቕ ጨረታ ብዝታዓሸገ ፖስታ ዋናን ቅዳሕን ምእታዉ ይካኣል
5 መኸበሪ ጨረታ ብ ጥረ ገንዘብ ወይ ድማ ብሲፒኦ ምቅራብ ትክእሉ ን መሳርሒ ፅሕፈት መጠን ገንዘብ ትሕጃ 18000.00 /ዓሰርተ ሸሞንተ ሽሕ / ፣ን ኮምፒተርን ተዛምድቲ 15000.00/ ኣሰርተ ሓምሽተ ሽሕ/ ፣ ኣቁሕትፅሬት 3500 /ሰለስተሽሕን ሓምሽተ ሚኢትን/ ፣ መለዋወጢ ኣቁሑት ተሽከርከርቲ መካይን 16000.00 ፣ ናይ እስፖርት ናዉትን ዕጥቅን 16000.00 ፣ሕትመት ኣቁሑት4000.00 ፣ፅገና ሞተር ሳይክልን 4000.00 ኤሌክትሮኒክስ ፅገና 4000.00 ኤሌክትሮኒክስ ኣቁሑት 8000.00 ሰዓራይ ካብ ዝተነገረሉ ዕለት ኣብ ዉሽጢ 3ተ መዓልቲ ዉዕሊ ክኣስር ዝክእል
6 ናይ ዉዕሊ መከበሪ ትሕጃ 10% ካብ ጠቅላላ ናይ ዝሰዓርዎ ንብረት ብጥረ ገንዘብ ወይ ብስፒኦ ከትሕዙ ዝክእሉ
7 እቲ ጨረታ 20/12/2011ዓ/ም ድሕሪ ሰዓት 8፡00 ተዓፅዩ በቲ ዕለት 8፡30 ተጫረቲ ወይም ሕጋዊ ወከልቶም ኣብዘለዉሉ ይክፈት
8 እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሓሸ መማረፂ አንተረኪቡ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ
ንተወሳኪ ሓበሬታ - 03 43 45 01 10
ድሕሪት