ኮሌጅ ቴክኒክን ሙያን ንግስተ ሳባ ዓድዋ ኣብ 2012 ዓ/ም በጀት ዓመት ካብ ዝተመደበሉ በጀት ነቲ ኮሌጅ ንምምሃር ምስትምሃር ኣጎልግሎት ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ ኣቁሑት ኤሌክትሮኒክስ ፣ መሳርሒ ህንፃ ፣ ኣቅሑት ኤሌክትሪካል ኢንዳስትሪ ፣ መሳርሒ ፅሕፈትን ብግልፂ ጨረታ ኣወደዲሩ ክዕድግ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጥሪ 20, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ የካቲት 5, 2012 03:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ዓድዋጨረታ መደብ:ህንፃ መሳርሒኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢንኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት
ቢሮ ሳይንስን ቴክኖሎጂ ክልል ትግራይ ንቢሮ ስራሕቲ ዝዉዕል ዝተፈላለዩ ቀወምትን ሃለቅትን ናዉቲ ኣጫርቱ ክዕድግ ይደሊ መሳርሒ ፅሕፈት ሃለቅትን ቀወምትን ፣ ዝተፈላለዩ ናይ ጨረር ስራሕቲ ዘገልግሉ ናዉቲ ምጥያሽን ምጥንካርን ሞዴል በርችዋል ላቭ ካብ 9ይ ክሳብ 12 ክፍሊ ሒሳብን ተፈጥሮ ሳይንስን ምጥያሸን ምጥንካርን ድጅታል ቤተ መፃሕፍቲ ኣብ ቢሮን ክልተ ቤትት/ቲን መቀለን ማእከላይ ዞባን ንዋየር ለስ ስልኪ ዲሊንክ 24 ፖርት ስዉች ዋየርል ለስ 300 ዩቢኤስ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ስለዝደሊ ክትወዳደሩ እትደልዩ ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጥሪ 19, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ የካቲት 5, 2012 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢንኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንላብራቶሪይን መሳሪሒታተናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተትጥዕና ተንከፍ አቁሑትን ኣክሰሰሪ
ንማይጨዉ ሕርሻ ኮሌጅ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ኤሌክትሪክ ቆፃሪ ብሬከርን ፕሪንተርን ካብ ሕጋዉያን ነጋዶ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ጥሪ 18, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጥሪ 21, 2012 03:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን
ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን ወልቃይት ን ዝተፈላዩ ኣጎልግሎት ዝዉዕሉ ንብረታት መሳርሒ ፅሕፈት ፣ ኤሌክትሮኒክስ ፣ መሳርሒ ህንፃ፣ ኣቅሑ ኤሌክትሪክ፣ ኣቅሑ ፅሬት፣ ሕትመትን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ጥሪ 18, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ የካቲት 3, 2012 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ወልቃይትጨረታ መደብ:ህንፃ መሳርሒመለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትንናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑትናይ ንፅህናን ፅሬትን ኣገልግሎትኮምፒተርን ተዛመድቲ ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትንኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢንኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተትናይ ሕትመት ኣቁሑትን
ቤት ማዛጋጃ ከተማ መቐለ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ኤሌክትሪክ ኣቅሑት ካብ ሕጋዉያን ነጋዶ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲርና ግልጋሎት ስለዝደለና ክትወዳደሩ ንዕድምዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጥሪ 13, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጥሪ 15, 2012 10:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን
ቤት ማዛጋጃ ከተማ መቐለ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ኤሌክተሪክ ኣቅሑ ካብ ሕጋዉያን ነጋዶ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲርና ግልጋሎት ስለዝደለና ክትወዳደሩ ንዕድምዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ጥሪ 9, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጥሪ 13, 2012 10:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን
ትካልና ኢዛና መዓድን ልምዓት ሓ.ዝ.ው.ኩባንያ ንላባራቶሪ ግልጋሎት ዝዉዕል ኤሌክትሪካል ቦርድ ብፕሮፎርማ ዉስን ጨረታ ኣወዳዲሩ ከዕድግ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጥሪ 8, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጥሪ 20, 2012 06:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን
ናይ ምምሕዳር ከተማ መቐለ ሪጅዮ ፖሊስ ዋና ቤት ማዛጋጃ ከተማ መቐለ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ኤሌክትሪክ ኣቅሑትን ዕድጊትን ፣ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግን ከስርሕ ስለዝደለየ ሕጋዉያን ነጋዶ ክትወዳደሩ ንዕድምዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጥሪ 7, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጥሪ 8, 2012 10:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን
ኮሌጅ ፖሊ ቴክኒክ መቐለ ኣብ በጀት ዓመት 2012ዓ/ም ካብ መንግስቲን ብዝተፈቀደሉ ዕደጋ ዝተፈላዩ ንብረታት መሳርሒ ፅሕፈት ፣ ኣቅሑ ፅሬት፣ መሳርሒ ህንፃ ፣ ኣቅሑ ኤሌክትሪክ፣ መለዋወጢ ኣቅሑ መኪና፣ ፈርኒቸር፣ ጨርቂ ጋቦን ቀዋሚ ንብረት ናይ ሆቴል ማነጅመንት ትወዳደሩ ብብርኪ ክልል ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጥሪ 6, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጥሪ 27, 2012 03:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ህንፃ መሳርሒናገዛ ኣቁሑትመለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑትኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢንናይ ቢሮ ፈርኒቸርናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተትጨርቃ መርቂን ኣልባሳትን
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ክፍለ ከተማ ሰሜን ንቤት ፅሕፈትና ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ኤሌክትሪክ ኣቁሑት ብፕሮፎርማ ጨረታ ካብ ሕጋዉያን ነጋዶ ኣወዳደዲሩ ክዕድግ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጥሪ 6, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጥሪ 8, 2012 03:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን