ቤት ፅሕፈት ጨ/ከ/ል/ን /ኢንድትሪን ከተማ ደራ ከ/ስራሕ ትልምን ፋይናንስን ናይ ደገ መብራህቲ ፓዉዛ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ስለ ዝደለየ ሕጋዉያን ነጋዶዝኮንኩም ክትወዳደሩ ንዕድም ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ የካቲት 23, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ መጋቢት 7, 2012 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:Deraጨረታ መደብ:ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን
ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን ትምህርትን ስልጠናን ሓዉዜን ንትካልና ግልጋሎት ዝዉዕል ዝተፈላለዩ ዓይነታት ኣቑሑት ማለት እዉን ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ፣ ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቁሑት፣ ናይ ህንፃ መሳርሕን ፣ኣዉቶሞቲብን ኣቅሑትን፣ ናይ ኤሌክትሪክ ኣቅሑትን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ስለዚ ኣብዚ ጨረታ ክትወዳደሩ ትደልዩ ነጋዶ ክትወዳደሩ ንዕድምዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ የካቲት 23, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ መጋቢት 8, 2012 08:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ሓዉዜንጨረታ መደብ:ህንፃ መሳርሒመለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢንኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት
ቤት ህንፀት መቐለ ካብ በጀት ዓመት 2012ዓ/ም ዝኽፈል ንናይ ተሃነፅቲ ምግብና ፅገናታት ዝዉዕል ንብረት ካብ ሕጋዉያን ነጋዶ ብፕሮፎርማ ጨረታ ክዕድግ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም የካቲት 21, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ የካቲት 24, 2012 03:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ክፍለ ከተማ ዓይደር ንዝተፈላዩ ቤት ፅሕፈታት ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ኤሌክትሪክ ኣቅሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ የካቲት 19, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ የካቲት 20, 2012 11:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን
ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ክልል ትግራይ ደጋፊ ከይዲ ስራሕ ፋይ/ዕደ/ንበረትን ምምሕዳርን ካብ ናይ መደባኛ በጀት ናይ ኤሌክትሪክ ኣቅሑት ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ የካቲት 19, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ የካቲት 20, 2012 11:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ኮምፒተርን ተዛመድቲ ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትንኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን
ኮሌጅ ፖሊ ቴክኒክ ሕርሻ ዉቅሮ ኣብ በጀት ዓመት 2012ዓ/ም ንምምሃር ምስትምሃር ዝዉዕሉ ቀወምትን ሃለቅትን ንብረታት ማለት መሳርሒ ፅሕፈት፣ ናይ ተሽከርከርቲ ዘይትን ቅብኣትን ፣ መሳርሒ ህንፃ፣ ናይ መኪና ጎማ ፣ ናዉቲ ፅሬት ፣ ኣቅሑ ኤሌክትሪክ፣ መድሓኒት እንስሳት፣ ኣቅሑ ሳይክል፣ ኣቅሑ ላብራቶሪን ኬሚካላትን፣ ሸቀጣ ሸቀጥ፣ ብግልፂ ጨረታ አወዳሩ ክዕድግ ስለዝደለየ ሕጋዉያን ነጋዶ ክትወዳደሩ ይዕድም ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ የካቲት 16, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ መጋቢት 1, 2012 03:10 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ህንፃ መሳርሒመለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትንናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑትኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢንኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንመለዋወጢ ኣቁሑት መኪናኬሚካልን ሪኤጀንትላብራቶሪይን መሳሪሒታተናይ እንስሳት ምድሃኒታትን መሳሪሕታትንናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት
ኮሎጅ ቴክኒክን ሞያን ሰለክለካ ን 2012 ዓ/ም ንምምሃር ምስትምሃር ግልጋሎት ዝዉዕል ፣ፅሕፈት መሳርሒ ፣ ኣቅሑት ፅሬት: እምኒ ፣ ሓመድ ፣ጡብ፣ባህር ዛፍ ፣ ኣቅሑት ኣይቲ፣ኣቅሑት ኤሌክትሪክ፣ ናዉቲ ኣዉቶ ፣ መሳርሒ ሞተር ሳይክልን ብሽክሌታን :ካልኦት ናዉቲ ትምህርቲ ን ካብ ሕጋዊያን ነጋዶ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም የካቲት 14, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ቀዳም የካቲት 28, 2012 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ሰለኽለኻጨረታ መደብ:መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑትኮምፒተርን ተዛመድቲ ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትንኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑትመፅሓፍቲን ትምህርታዊ መሳርሕታትኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢንኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትንናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት
ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን የጭላ ደ/ከ/ስ/ዕ/ፋ/ን/ምም/ር ናይ ኤሌክትሪክ መሳርሕታት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም የካቲት 14, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ የካቲት 26, 2012 03:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን
ን 2ይ ዙር ዝወፀ ምልክጨረታ ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ማይን ፈሳስን ከተማ ዓዲግራት ኣብ 2012ዓ/ም በጀት ዓመት ንቤት ፅሕፈት ኣጎልግሎት ዝዉዕሉ ዝ/ዩ ኣቁሑት ን2ይ ዙር ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ሰለዝደለየ ሕጋዊ ፍቃድ ዘለኩም ንክሳተፍ ይዕድምዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ የካቲት 13, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ የካቲት 23, 2012 03:48 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ህንፃ መሳርሒመለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትንናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑትኮምፒተርን ተዛመድቲ ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትንኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢንኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትንመለዋወጢ ኣቁሑት መኪናናይ ቢሮ ፈርኒቸርላብራቶሪይን መሳሪሒታተናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተትቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ
መስፍን ኢንዳስትሪያል ኢንጂነሪንግ ኃላ የተ የግል ኩባንያ (MIE) ከዚህ በታች የተጠቀሱት እቃዎች ለመግዛት ስለሚፈልግ ብቃት ያላችሁ እና ከዚህ በታች የተዘረዝሩትን መስፈርት የምታሟሉ ተወዳዳሪዎችን እንድትሳተፉ ኩባንያውን በኣክብሮት ይጋብዛል። የኮምፒተር ኣንቲ ቫይረስ ፣ CO2 ጋዝ፣ የኤሌትሪክ እቃዎች ፣ ጥረ እቃዎች ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ የካቲት 12, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ የካቲት 24, 2012 08:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢንኬሚካልን ሪኤጀንትዕዲጊት ሶፍትዌር