ኮሎጅ ቴክኒክን ሞያን ሰለክለካ ን 2012 ዓ/ም ንምምሃር ምስትምሃር ግልጋሎት ዝዉዕል ፣ፅሕፈት መሳርሒ ፣ ኣቅሑት ፅሬት: እምኒ ፣ ሓመድ ፣ጡብ፣ባህር ዛፍ ፣ ኣቅሑት ኣይቲ፣ኣቅሑት ኤሌክትሪክ፣ ናዉቲ ኣዉቶ ፣ መሳርሒ ሞተር ሳይክልን ብሽክሌታን :ካልኦት ናዉቲ ትምህርቲ ን ካብ ሕጋዊያን ነጋዶ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

1 ናይ 2012 ዓም ዝተሐደሰ ንግድ ፍቃድ ብኮፒ ከቅርቡ ዝክእል

2 መለለይ ቁፅሪ ከፈልቲ ግብሪ በቲ ዘፈር ዝተሐደሰ መቅረባይነት ዘቅርቡ

3 ተወሳኪ እሴት ታክስ ምዝጉባት ዝኮንኩም ናይ ወርሒ እዋናዊ ተወሳኪ እሴት ታክስ ሒሳብ ዘፍለጥክምሉ መረዳእታ ክተቅርቡ እትክሉ

5 ሰነድ ጨረታ ንምዕዳግ 50 ቅርሺ እናከፈል ካብ ሰለክለካ ቴክንክን ሞያን ኮሌጅ ከይ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረትን ቢሮ ቁፅሪ 6 ካብ 13/06 2012 ዓም ክሳብ 28/06/2012 ዓም ሰዓት 4:00 ንግሆ ኣብ ዘሎ ናይ ስራሕ መዓልቲታት ምውሳድ ይክኣል

6 ጨረታ ኣብ አየር ዝንፀንሐሉ እዋን ግዜ 15 ናይ ስራሕ መዓልቲ ይከዉን

7 ንሕድሕድ ዝትወዳደርኩምዎ ዘፈር መከበሪ ጨረታ 3000 ቅርሺ ብጥር ገንዝብ ወይድማ ብስፒኦ ከትሕዝ ዝክእል

8 መወዳደሪ ሰነድ ብዝንበብ ፅሑፍ ተፃሒፉ ስርዝ ድልዝ ዘይብሉ ፌርማን ማህተምን ክዓርፈ ይግባእ

9 ተወዳደርቲ ጨረታ ሰዓርቲ ኮይንኩም ዝሰዓርክምዎ ንብረት ዉዕሊ ካብ ዝአሰርክምሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ዉሽጢ 10 መዓልቲ አታዊ እትገብሩ

10 ዝቀርብ ንብረት ፅሬቱ ዝሐለወ ናብ ሰለክልካ ቴክኒክን ሞያን ኮሌጅ ብናይ ባዕሎም መጎዓዝያ ቆፂርኩም ክተረክብ እትክእሉ

11 ብተወዳደርቲ ዝምላእ ናይ ጨረታ ሰነድ ብናይ ትካል ዘዳለዎ ቅጥዒ መሰረት ኮይኑ ብፖስታ ታዓሺጉ ማህተም ዓሪፍዎ ካብ ዕለት 13/06/2012ዓ/ም ክሳብ 28/06/ 2012 ዓም ሰዓት 4:00 ንግሆ ኣብ ዘሎ ግዜ ምእታዉ ትክእሉ

12 ናይ ጨረታ ሳንዱቅ 28/06/ 2012 ዓም ልክዕ ሰዓት 4:30 ንግሆ ኣብ ሰለክለካ ቴክንክን ሞያን ኮሌጅ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረትን ቢሮ ቁፅሪ 06 ባዕሎም ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ዝክፈት ኮይኑ ኣብ ዘየለዉሉ እዉን ትሕጃ ኣትሒዞም ክክፈት ይክእል

13 ትካልና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

14 ንተወሳኪ ሐበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ /03 48 44 0778/0993692731/09 14 4160 86

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
  • ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (58)
    • ኮንስትራክሽን (1047)
      • ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4461)
        • ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (256)
          • ሕርሻ (508)
            • ህንፃ መሳርሒ (7192)
              • ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1689)
                • ምምካር (180)
                  • ትምህርቲን ስልጠና (199)
                    • ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1830)
                      • ምግብን መስተን (514)
                        • እግድ (40)
                          • ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (77)
                            • ፈርኒቸር (1283)
                              • ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
                                • ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
                                  • ጥዕና (266)
                                    • ናገዛ ኣቁሑት (87)
                                      • ኢንሹራንስ (4)
                                        • ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (288)
                                          • መሬትን ሊዝን (59)
                                            • ፅገና (833)
                                              • ናይ ሕክምና ኣቁሑት (426)
                                                • መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
                                                  • ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (2985)
                                                    • መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
                                                      • ምስሊን ቀረፃን (23)
                                                        • ስራሕቲ ሕትመት (1658)
                                                          • ስራሕቲ ምልላይ (83)
                                                            • ክራይ (737)
                                                              • መሸጣ (1182)
                                                                • ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (93)
                                                                  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8589)
                                                                    • ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (360)
                                                                      • መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
                                                                        • ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (831)
                                                                          • ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (360)
                                                                            • ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (578)
                                                                              • መኽዝን (33)
                                                                                • ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (237)
                                                                                  • ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (267)
                                                                                    s