ፋብሪካ ስምንቶ መሰቦ ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ዉልቀ ማሕበር ሃይ ፕሪጀር ፓምፕ ብጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ጥሪ 30, 2018 (28 መዓልቲ ገይሩ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ የካቲት 26, 2018 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢንቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ
ፋብሪካ ስምንቶ መሰቦ ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ዉልቀ ማሕበር ቮልት ኖት ሻፍት ሶል ሚካኒካል ኤንድ ኤሌክትሪካል ማተሪያልስ ብጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ጥሪ 30, 2018 (28 መዓልቲ ገይሩ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ የካቲት 26, 2018 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢንኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን
ኢንተርፕራይዝ ስራሕቲ መንገዲ ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ተዘርዚሩ ዘሎ ንብረት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ንብረት ክገዝእ ስለዝደለየዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጥሪ 28, 2018 (ቅድሚ ሓደ ወርሒ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ቀዳም ጥሪ 30, 2018 05:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢንኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን
ዋሕስ ናይ ገዛ ቁጠባን ህንፀትን ኣ/ማ ን ቤት ፅሕፈት ኣገልግሎት ዝውዕሉ ናይ ኤሌክትሪክ ኣቁሑት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደለየ ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ጥሪ 25, 2018 (ቅድሚ ሓደ ወርሒ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ቀዳም ጥሪ 30, 2018 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን
ትካልና ፋብሪካ ስሚንቶ መሰቦ ቱሉስ ቢሪንግ መካኒካል ኣንድ ኤሌክትሪካል መታሪያልስ ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ሰንበት ጥሪ 24, 2018 (ቅድሚ ሓደ ወርሒ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ቀዳም የካቲት 21, 2018 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢንኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን
ኣብ ወረዳ ማእከል ኣድያቦ ቤት መዘጋጃ ከተማ ዓዲሃገራይ ብበጀት እቲ ቤት መዘጋጃ ዝክፈል ዝተፈላለዩ ከይዲ ስራሕቲ እታ ከተማ አገልግሎት ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ ኣቅሑት ማለት እዉን መሳርሒ ፅሕፈት : ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ ዉፅኢት :ኣቅሑት ኤሌክትሪክ : ሞተር ሳይክል :ሳይክል : ኦባማ ዝዓይነተ ኣሲዙ ናይ ፅዕነት መኪና : ኣቅሑት ቢሮ ማለት እዉን ፈርኒቸር : ዉፅኢታት ሓፂን መፂንን ፍቃድ ንግዲ ካብ ዘለዎም ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ጥሪ 23, 2018 (ቅድሚ ሓደ ወርሒ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጥሪ 26, 2018 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ወረዳጨረታ መደብ:ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትንኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትንኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢንኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንናይ ቢሮ ፈርኒቸርናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተትዕድጊት መኪናዕድጊት ሞተርሳይክል
ሓፈሻዊ መቐለ ሆስፒታል ናይ ኤሌክትሪ ኣቕሑትን ንድሪብ ግልጋሎት ዝውዕል ቲትሮን ጨርቂ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ፡፡ ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጥሪ 22, 2018 (ቅድሚ ሓደ ወርሒ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጥሪ 26, 2018 03:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢንጨርቃ መርቂን ኣልባሳትን
ኮሌጅ ኪነ-ጥበባት ትግራይ ንምምሃር ምስትምሃር ዘገልግሉ ኣቑሑት ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ ።ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጥሪ 20, 2018 (ቅድሚ ሓደ ወርሒ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ የካቲት 11, 2018 03:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ኮምፒተርን ተዛመድቲ ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢንኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት
ቤት መዘጋጃ ከተማ አጎላዕ ወረዳ ፅራ ወንበርታ ኣብ 2018 ዓም ንከተምኡ ዘገልግሉ ናይ ኤሌክትሪክ ኣቅሑት ባዉዛን ኬብልን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጥሪ 15, 2018 (ቅድሚ ሓደ ወርሒ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጥሪ 29, 2018 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ኣጉላዕጨረታ መደብ:ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን
ንኮምሺን ፖሊስ ክልል ትግራይ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ኤሌክትሪክ ኣቅሑት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ጥሪ 9, 2018 (ቅድሚ ሓደ ወርሒ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ጥሪ 25, 2018 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን