ትካል ሱር ኮንስትራክሽ ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ዉልቀ ማሕበር ዝተፈላለዩ ናይ ኤሌክትሪክ ኣቅሑት ብግልፂ ጨረታ ክዕድግ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ የካቲት 5, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ የካቲት 11, 2017 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን
ምንዋሕ ምልክታ ጨረታ ኩሉኩም ናይ ሰፕ መርሰቨል ፓምፕታት ምስ ሙሉእ አክሰሰሪኡ ንዕድጊት ሰነድ ጨረታ ገዚእኩምን ትገዝእ እትደልዩን ተጫረቲ ቢሮ ማይ ኢነርጅን ክልል ትግራይ ካብ SDG ብዝርከቦ በጀት ኣብ ዝተፈላለዩ ወረዳታት ንግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ሰፕ መርሰቨል ፓምፕታት ምስ ሙለእ አክሰሰሪኡ ዕድጊት ንምፍፃም ብብርኪ ክልል አወዳዲሩ ከስርሕ ብዕለት 8/5/2017 ዓም ብቁፅሪ ማይን ኢነርጅን 15383/27 ብድምፂ ወያነ ተጋዊሑ ጨረታ ዝክፈተሉ ዕለት ድማ 9/6/2017 ዓም ምንባሩ ይዝክርዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ የካቲት 5, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ የካቲት 17, 2017 03:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢንቱቦታትን ኣክሰሰሪታትንቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ
ትካልና ፋብሪካ ስሚንቶ መሰቦ ኤሌክትሪክ ማተሪያልስ ኮፐር ዋየርስ : ፓወር ኬብል ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም የካቲት 1, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ የካቲት 18, 2017 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን
ኢንተርፕራይዝ ህንፀት ስራሕቲ ማይ ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፀ ናይ ማይ መስተ ኣቁሑት ክዕድግ ስሰዝደሊ እዚ ቅጥዒ ብምምላእ ሕጋዊ ነጋዶ ክትወዳደሩ ይዕድም::ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጥሪ 30, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ የካቲት 3, 2017 09:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢንኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን
... ዝውዕል ናይ ኤሌክትሮ መካኒካል ኣቑሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደለየ ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጥሪ 27, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጥሪ 29, 2017 11:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢንኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን
ቢሮ ጥዕና ትግራይ ንቢሮና ግልጋሎ ዝዉዕል ኤሌክትርክ ኣቕሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጥሪ 16, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጥሪ 27, 2017 11:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን
... ፍቅሪ - ትግራይ መተሓባበሪ ቤት ፅሕፈት : ብቑዓት ነጋዶ (potential Suppliers) ምፍላይ ይምልከትዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጥሪ 23, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጥሪ 28, 2017 11:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ፖልትሪ ቢ ኣኒማል ሃስባንድሪይኮምፒተርን ተዛመድቲ ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢንኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንመለዋወጢ ኣቁሑት መኪናመለዋወጢ ኣቁሑት ሞተርሳይክልኣቅርቦት ምግቢ ናይ መድሓኒት ምህርቲናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት
ቤት ፅሕፈት ቤት ማዛጋጃ ከተማ እንትጮ ከ/ስ/ት/በ/ዕ/ፋ/ን/ምምሕዳርን ንቤት ፅሕፈት ቤት ማዛጋጃ ከተማ እንትጮ ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ህንፃ መሳርሒ ፡ ናይ ኤሌክትሪክ ኣቁሑ ፡ ሞተር ሳይክላትን ብግልፂ ጨረታ ኣዋዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደለየ ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጥሪ 23, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጥሪ 29, 2017 08:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:እንትጮ ጨረታ መደብ:ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትንኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢንዕድጊት ሞተርሳይክል
ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን ሳምረ ንግልጋሎት ምምሃር ምስትምሃር ንናይ 2017 ዓም ዝዉዕል ዝተፈላለዩ ሃለቅትን ቀወምትን ማለት እዉን መሳርሒ ፅሕፈት :ኣዉቶ :መሳርሒ ኮምፒተር : መሳርሒ ሓፂን መፂን : ኣቅሑት ኤሌክትሪክን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጥሪ 22, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጥሪ 30, 2017 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትንኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢንኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት
ዞባ ሰሜን ምዕራብ ሽረ ቤት ህንፀት ማእከል ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንስን ንብረት ምምሕዳርን ኣብ ትካልና ዝርካባ ከይዲ ስራሕቲ ንስራሕ መፈፀሚ ግልጋሎት ዝዉዕሉን ናዉቲ ን2017 ዓም በጀት ዓመት ሃለቅቲ ናይ ህንፃ ናዉቲን ኣቅሑትን : ሓለቅቲ ናይ ናይ ኤሌክትሪክ ኣቅሑትን : ፅገና ሃለቅቲ : ሃለቅቲ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ንብረታት : ሃለቅቲ ናይ ፅሬት ኣቅሑት ከምእዉን ብናይ መደበኛ በጀት ዉሁሉን እቶትን ንምዕድጋ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጥሪ 16, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጥሪ 29, 2017 04:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑትፅገና ኮምፒተርን ኤሌክትሮኒክስንኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትንኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑትኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢንናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት