ዉቕሮ ቅድስት ማርያም ኮለጅ ንልምዓት ፕሮግራም ዝውዕል ናይ ብሶላር ዝሰርሕ ማይ ኳዕቲ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ፡፡ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጥሪ 29, 2018 (30 መዓልቲ ገይሩ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ቀዳም የካቲት 7, 2018 09:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ስራሕቲ ማይማይ ኻዕቲን ኢንስታሌሽን
ወረዳ ላዕላይ ማይጨዉ ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ከይዲ ስራሕ ምምዳር ንብረትን ንናይ ወረዳ ላዕላይ ማይጨዉ ዘፈር ቁጠባዊ ልምዓት ከይዲ ስራሕ ህንፀት ልምዓት መስኖ ካብ ዝተመደበሉ ናይ ፕሮግራም ምጥንካር ስርዓት ምግቢ ማለት FSRP በጀት ኣብ ጣብያ ሐፀቦ መደቦ ዒስራ ናይ ሓባር ዒላ አብ ማይ ተንከፈ ስራሕቲ ንዝተወፈሩ ሕጋዊያን ናይ ማይ ኮንስትራክሽን ንግዲ ትካላትን ብምልክታ ፕረፎርማ አወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጥሪ 15, 2018 (ቅድሚ ሓደ ወርሒ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጥሪ 20, 2018 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ወረዳጨረታ መደብ:ስራሕቲ ማይማይ ኻዕቲን ኢንስታሌሽን
ን2018 ዓም በጀት ዓምት ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶት ፋይናንስን ምምሕዳርን ወረዳ ሰብዓ እንደርታ ቤት ፅሕፈት ዘፈር ቁጠባ ልምዓት ከይዲ ስራሕ ቀረብ መሰተ ማይን ናይ ዝረገሐን መስመር ማይ ስራሕቲን ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ማይ ኮንስትራክሽን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ናይ ማይ ስራሕቲ ሞያዊ ዝረገሐ መስመራት ከስርሕ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጥሪ 14, 2018 (ቅድሚ ሓደ ወርሒ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጥሪ 29, 2018 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ወረዳጨረታ መደብ:ስራሕቲ ማይማይ ኻዕቲን ኢንስታሌሽን
ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ከይዲ ስራሕ ዕደጋን ንብረት ምምሕዳር ወረዳ ላዕላይ ማይጨዉ ንናይ ወረዳ ላዕላይ ማይጨዉ ዘፈር ቁጠባዊ ልምዓት ከይዲ ስራሕ ህንፀት ልምዓት መስኖ ካብ ዝተመደበሉ ናይ ፕሮግራም ምጥንካር ስረዓት ምግቢ ማለት FSRP በጀት ኣብ ጣብያ ለሳልሶን ሚሪናን ዒስራ ናይ ሓባር ዒላ አብ ማይ ተንከፈ ስራሕቲ ንዝተወፈሩ ሕጋዊያን ናይ ማይ ኮንስትራክሽን ንግዲ ትካላት ብምልክታ ፕረፎርማ አወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጥሪ 14, 2018 (ቅድሚ ሓደ ወርሒ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጥሪ 21, 2018 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ላዕላይ ማይጨዉጨረታ መደብ:ስራሕቲ ማይማይ ኻዕቲን ኢንስታሌሽን
ኣብ ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፈይናንስን ወረዳ ላዕላይ ማይጨዉ ንናይ ዘፈር ቁጠባ እታ ወረዳ ከይዲ ስራሕ ህንፀት ልምዓት መስኖ ካብ ዝተመደበሉ ናይ ፕሮግራም ምጥንካር ስረዓት ምግቢ ማለት FSRP በጀት ኣብ ጣብያ ሓፀቦ መደቦን ዒስራ ናይ ሓባር ዒላ አብ ማይ ተንከፈ ስራሕቲ ንዝተወፈረሑ ሕጋዊያን ናይ ማይ ኮንስትራክሽን ማለት ህንፀት ትካላት ንግዲ ብምልክታ ፕረፎርማ አወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ሰንበት ጥሪ 3, 2018 (ቅድሚ ሓደ ወርሒ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጥሪ 8, 2018 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ማይጨዉጨረታ መደብ:ስራሕቲ ማይማይ ኻዕቲን ኢንስታሌሽን
ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ከይዲ ስራሕ ዕደጋን ንብረትን ምምሕዳርን ወረዳ ሰየምቲ ኣድያቦ ካብ ገብርቲ ሰናይ ብዝተረከበ በጀት መሳርሒ ህንፃ ፡ ሞተር ናይ ማይ ፡ ፈልሲ ጣብያ ፡ ናይ ሓባር ዒላ መሰረት አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ታሕሳስ 25, 2018 ( ቅድሚ 2 ወርሒ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጥሪ 12, 2018 05:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ወረዳጨረታ መደብ:ናይ ሕርሻ ጥረ ኣቁሑትን ኣቅርቦትንኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትንኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑትስራሕቲ ማይኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትንማይ ኻዕቲን ኢንስታሌሽንቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ
አብ ግዝያዊ ምምሕዳር ቢሮ ማይን ኢነርጅን ክልል ትግራይ ካብ ኤስኤች ኣይዲፒ ብዝረከቦ በጀት ኣብ ወረዳ ሰዉዓ ሳዕስዕ ጣብያ ሰዉነ አገልግሎት ዝዉዕል ስራሕቲ ቀረብ ተከላ ሶላር ፓምፕን ስራሕቲ መስኖን ብብርኪ ክልል አወዳዲሩ ከስርሕ ስለዝደሊ ደረጃ ሓሙሽተን ልዕሊኡን ዝኮንኩም ሕጋዊያን ነጋዶ አወዳዲሩ ክስርሕ ይደሊ ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ታሕሳስ 25, 2018 ( ቅድሚ 2 ወርሒ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጥሪ 22, 2018 03:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ስራሕቲ ማይኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትንማይ ኻዕቲን ኢንስታሌሽን
ማሕበር ደናግል ደቂ ፍቕሪ ካብ ገባሪ ሰናይ ትካል CRS ብዝተረኸበ ሓገዝ ኣብ ወረዳ ስሓርቲ ጣብያ ዓዲ ሽሻይ ቁሸት ዓዲ ህፃን ዝርከብ ዓዲ ህፃን 1ይ ብርኪ ቤት ት/ቲ ሓዱሽቲ መምሀሪ ክፍልታትን ሽንት ቤትን መሕፀቢ ኢድን ንምስራሕ ፥ ኣብ ከተማ መቐለ ክ/ከተማ ኩሓ ዝርከብ ታሕታይ እግሪ ሓሪባ 1ይ ብርኪ ቤት ት/ቲ ከምኡ እዉን ኣብ ክ/ከ ዓዲ ሓቂ ዝርከብ ማይ ወይኒ ቤት ት/ቲ ፅገና መምሀሪ ክፍልታት ሽንት ቤትን መሕፀቢ ኢድን፥ ) ኣብ ከተማ ዓዲ ጉዶም ዝርከብ ሐዋፁ 1ይ ብርኪ ቤት ት/ቲ ዕገና መምሀሪ ክፍልታት ሽንት ቤትን መሕፀቢ ኢድን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ከፀግንን ከስርሕን ስለዝደለየዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ታሕሳስ 24, 2018 ( ቅድሚ 2 ወርሒ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጥሪ 5, 2018 08:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ገዛውቲን ሕንፃ ስራሕቲን
ትካልና ቢኤምኣር ሪል እስቴት ሓ/ዝተወ/ው/ማሕበር ኣብ ከተማ መቐለ ክ/ከተማ ቀዳማይ ወያነ ንዝርከብ ሲቲ ሞል ፕሮጀክት ናይ ፎርም ዎርክ ስራሕ ንምስራሕ ስለዝደለየ ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ታሕሳስ 21, 2018 ( ቅድሚ 2 ወርሒ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ቀዳም ታሕሳስ 25, 2018 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ገዛውቲን ሕንፃ ስራሕቲን
ወረዳ ላዕላይ ቆራሮ ቤት ፅሕፈት ህንፀት ምምሕዳር መጎዓዝያ ከይዲ ስራሕ ቁፅፅር ዲዛይን ህንፀትን ስራሕቲ ንናይ ወረዳ ላዕላይ ቆራሮ ቤት መዘጋጃ ግልጋሎት ዝዉዕል ኣብ ጣብያ ሰለክለካ ፍሉይ ቦታ ማይ ትዎሮ ዝህነፅ ማእከል ዕደጋ እንስሳስ ብናይ ፕሮግራም ምጥንካር ስርዓተ ምግቢ በጀት ንምስራሕ ኣብ ስራሕቲ ዘፈር ኮንስትራክሽን ንዝተዋፈሩ ሕጋወያን ኮንትራክተራት ደረጀ ሓሙሽተን ልዕልኡን ብምልክታ ፕረፎርማ ጨረታ አወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ታሕሳስ 16, 2018 ( ቅድሚ 2 ወርሒ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ታሕሳስ 21, 2018 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ወረዳጨረታ መደብ:ገዛውቲን ሕንፃ ስራሕቲን