ቤት ፅሕፈት ልምዓት አቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ዓዴት ንዝተፈላዩ ኣብያተ ዕዩ አገልግሎት ዝዉዕል መሳርሒ ህንፃ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ታሕሳስ 4, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ታሕሳስ 10, 2017 05:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ወረዳጨረታ መደብ:ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትንኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት
ቢሮ ልምዓት ከተማን ኮንስትራክሽንን ክልል ትግራይ ንቢሮ ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ህንፃ መሳርሒ ናውቲ ኣቑሑት ካብ ሕጋውያን ነጋዶ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ሕዳር 28, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ታሕሳስ 1, 2017 08:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትንኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑትቱቦታትን ኣክሰሰሪታትን
ቤት ፅሕፈት ል/እቶትን ምም/ር ፋይናንስ ከ/ስ/ዕ/ፋ/ን/ምም/ርን ወ/ቆ/ተምቤን ንዞም ኣብ ታሕቲ ተዘርዚሮም ዘለው ንወረዳና ዝቐረበ ናይ ህንፀት መሳርሒ ግልጋሎት ክህብ ዝኽእል ካብ በጀት ዓመት 2017 ዓም : ሴፍቲ ኔት በጀት ንስራሕ መሰለጢ ዝውዕል ብፕሮፎርማ ጨረታ ኣወዳዲሩ ከስርሕ ክዕድግ/ ይደሊ፡፡ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሕዳር 27, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ታሕሳስ 7, 2017 03:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ቆላ ተምቤን ጨረታ መደብ:ሕርሻ መሺነሪኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት
ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ፋይናንስን ወረዳ ፅራእ ወምበርታ ናይ ዘፈር ቁጠባን ሕ/ገ/ልምዓትን ብናይ PSNP-5 ካፕታል 1 ዙር በጀት 2017ዓ/ም ካብ ዝተመደበ ህንፃ መሳርሒ ኣቁሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ። ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሕዳር 25, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ታሕሳስ 1, 2017 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ኣፅቢ ወንበርታጨረታ መደብ:ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትንኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት
ቤት ፅሕፈት ል/እ/ምም/ር ፋይናንስን ወ/ደ/ተምቤን ካብ ናይ ልምዓታዊ ሴፍትኔት በጀት ዝቕነስ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ናይ ህንፃ መሳርሒ ኣቑሑት መፅዓኒ፣ መራገፍን ክሳብ እቲ ዝተነፅረ ቦታ መጎዓዐዝን ሓዊሱ ከምኡ እውን ሓሸዋን ፀፀርን ብምልክታ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሕዳር 25, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ታሕሳስ 4, 2017 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ደጎዓ ተምቤን ጨረታ መደብ:ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትንኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት
ቤ/ፅ ል/እ/ምም/ር ፋይናንስን ከ/ስ/ዕ/ን/ምም/ር ወ/ኣበርገለ የጭላ ናይ ህንፃ መሳርሒ ናይ ዝተፈላለዩ ቤ/ዕ/ታት ብፕሮ ፎርማ ጨረታ ኣወዳዲሩ ከስርሕ/ክዕድግ/ ይደሊ ።ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሕዳር 25, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ታሕሳስ 1, 2017 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:የጭላጨረታ መደብ:ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትንኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት
ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ሕንጣሎ አብ ናይ 2017 ዓም በጀት ዓመት ናይ ቤት ፅሕፈት ዘፈር ቁጠባ ከይዲ ሰራሕ ተፈጥሮን ውሕስና ምግብን ከይዲ ሰራሕ ህንፀት መስኖ ቤት ፅሕፈት ህንፀት መንገድን ምምሕዳርን ብናይ ሴፍትኔት ካፒታል ብጀት ንህንፃ መስርሒ ዝተመደብ ኣብ ዝርዝር ዘለዎ ናይ ህንፃ መሳርሒ ጋብዮን ፀፅር ሲምንቶን ሓሽዋ አምኒ ወዘተ ኣቅሑ ኣወዳዲሩ ክገዝአ ይደሊ ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ሕዳር 21, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሕዳር 26, 2017 11:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ሕንጣሎ ዋጅራትጨረታ መደብ:ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት
ድርጅትና ከሳቴ ብርሃን መ/ኮሌጅ ቅድም ክብል ንዝጀመሮ B+G+10 ንሓደ ወለል መሀደሚ ዝኸውን ተንዲኖ: ሓሸዋን ጠጠርን ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ። ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሕዳር 20, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሕዳር 24, 2017 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት
ቤት ፅሕፈተ ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ እምባ ኣላጀ ንወረዳና ግልጋሎት ዝዉዕሉ ናይ ህንፃ መሳርሕታት ፣ ናይ ማይ ሓመድን ዕቀባታት መሳርሕታት፣ ናይ አምንን ፀፀርን ሓሽዋን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝአን ከሰርሕን ስለዝደለየን ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሕዳር 20, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ታሕሳስ 1, 2017 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:እምባ ኣላጀጨረታ መደብ:ሕርሻ መሺነሪኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትንኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑትቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ
ማሕበር ልምዓት ትግራይ ንስራሕቲ ክችን ዘድልዩ መሳርሒታት ህንፃ ዝምልከቶም ትካላት ብምውድዳር ብፕሮፎርማ ክዕድግ ይደሊ፡፡ ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሕዳር 18, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሕዳር 25, 2017 08:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትንኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት