ኢንተርፕራይዝ ህንፀት ስራሕቲ ማይ ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፁ ንብረታት ብሁፁፅ ክዕድግ ስለዝደሊ እዚ ቅጥዒ ብምምላእ ሕጋዊ ነጋዶ ክትወዳደሩ ይዕድም”ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጥሪ 8, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ቀዳም ጥሪ 10, 2017 11:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት
ኮሌጅ ሳይንስ ጥዕና ዶ/ር ተወልደ ለገሰ ናይ ፅሕፈት መሳረሒን ህንፃ ኣቁሑትን ብፕሮፎርማ ክወዳደር ስዝደለየ ክትወዳደሩ እትደልዩ ተወዳደርቲ ይዕድም፡፡ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጥሪ 8, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጥሪ 9, 2017 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትንኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑትናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት
ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ማይን ፍሳስን ከተማ አዕቢ ን2017 በጀት ዓመት ንቤት ፅሕፈትና ግልጋሎት ዝውዕሉ 1. ቆፅርቲ፣ካልኦት ንመስመር ፅገና ዝውዕሉ ዝተፈላለዩ ፍቲንግታት ንHDPE ትቦን መገጣጠምን 2. ፅሕፈት መሳርሒ 3. ኢድ መሳርሒ ብግልፂ ጨረታ ኣዋዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደለየ ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጥሪ 6, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጥሪ 22, 2017 08:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:Atsbiጨረታ መደብ:ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትንኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑትናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተትቱቦታትን ኣክሰሰሪታትንቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ
ቤት - ፅሕፈት ል/እ ምምር/ፋይናንስን ወሱ ሳዕሲዕ ናይ ዋሽ ንሴክተራት ግልጋሎት ውዕል ናይ እዳስትርያልን : ህንፃን መሳረሒ ፣ ስላፕ መሳረሒ ውፅኢት መዓድንን ናይ ቢሮ ኣቆሑትን ብፕሮፎርማ/shopping/ኣጫሪቱ ክገዝእ ስለ ዝደለየዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ጥሪ 5, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ጥሪ 12, 2017 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ሳዕሲዕ ፃዕዳ እምባጨረታ መደብ:ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትንኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑትናይ ቢሮ ፈርኒቸር
ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ታሕታይ ኣድያቦ ካብ ናይ ልምዓታዊ ሴፍቲኔት ፕሮግራም PSAP5 በጀት ዝክፍል ንቤት ፅሕፈት ዘፈር ቁጠባ ልምዓት ገጠር ወረዳ ታሕታይ ኣደያቦ ግልጋሎት ዝዉዕል መሳርሒ ህንፃ: ኣቀሑት ፅሬትን :መለዋወጢ ኣቅሑት ማይን ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ታሕሳስ 30, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ጥሪ 5, 2017 10:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ታሕታይ ኣድያቦጨረታ መደብ:ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑትኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትንኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑትቱቦታትን ኣክሰሰሪታትንቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ
ዋሕስ ናይ ገዛ ቁጠባን ህንፀትን ኣ/ማ ኣብ ዓዲ-ሓ ንዘስርሖ ዘሎ ህንፃ ኣገልግሎት ዝውዕሉ ፒፒሲ ሲሚንቶ፣ሓሸዋን ጃህያን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደለየ ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ታሕሳስ 24, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጥሪ 2, 2017 03:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት
ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ኣፅቢ ብናይ ዋን ዋሽ ዝተረከበ በጀት ንቤት ፅሕፈት ጥዕና ኣብ ጣብያ ፈ/ወይኒ ማእከል ጣብያ ስላፕ ንምስራሕ ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ኢ/ማተርያልን ዉፅኢት ማዕድን ብፕሮፎርማ (SHOPPING) ኣጫሪቱ ክገዝእ ስለዝደለየ ሕጋውያን ነጋዶ ዝኮንኩም ንክትጫረቱ ንዕድም።ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ታሕሳስ 17, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ታሕሳስ 23, 2017 05:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:Atsbiጨረታ መደብ:ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትንኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑትኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንናይ መድሓኒት ምህርቲ
አብ በጀት ዓመት 2017 ዓ/ም ኤጀንሲ መራኸቢ ሓፋሽ ትግራይ ንቢሮ ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ህንፃ መሳርሒ ብምልጣፍ ፕሮፎርማ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ:: ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ታሕሳስ 15, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ታሕሳስ 16, 2017 11:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትንኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት
ኮሌጅ ፖሊ ቴክኒክ ንግስተ ሳባ ዓድዋ ንምምህር ምስትምሃር ንሐፀርቲ ስልጠናታትን ዝዉዕል ዝተፈላለየ ናይ ህንፃ መሳርሒ፡ ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ ፡ኣቅሑት ፈርኒቸር ፡ፅሕፈት መሳርሒ ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕግድ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ታሕሳስ 14, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጥሪ 1, 2017 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ዓድዋጨረታ መደብ:ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትንኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑትኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንናይ ቢሮ ፈርኒቸርናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት
ኤጀንሲ ልምዓትን ምምሕዳርን ኣባይቲ ክልል ትግራይ ነቲ ቢሮ አገልግሎት ዝዉዕሉ መሳርሒ ፅሕፈት : ናዉቲ ኮንስትርክሽን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ታሕሳስ 8, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ታሕሳስ 21, 2017 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትንኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑትናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት