ምልክታ ፕሮፎርማ ሕዳር - 2017 ዓ.ም
ቢሮ ልምዓት ከተማን ኮንስትራክሽንን ክልል ትግራይ ንቢሮ ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ህንፃ መሳርሒ ናውቲ ኣቑሑት ካብ ሕጋውያን ነጋዶ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡
ተ.ቁ | ዝርዝር መግለፂ | ስፕስፊኬሽን | መዐቀኒ | በዝሒ | ናይ ሓደ ዋጋ | ጠቕላላ ዋጋ | ||
---|---|---|---|---|---|---|---|---|
ብር | ሳን | ብር | ሳን | |||||
1 | ሚስማር | በዓል 10 | ኪሎ | 2 | ||||
2 | ሚስማር | በዓል 8 | ኪሎ | 1 | ||||
3 | ሚስማር | በዓል ቆቢዕ | ኪሎ | 3 | ||||
4 | ሽቦ | ኪሎ | 1 | |||||
5 | ቆርቆሮ | 3.5 ጌጅ | ቁፅሪ | 30 | ||||
6 | ስሚንቶ | PPC | ኩንታል | 2.5 | ||||
7 | ናይ ማይ ታንከር | 10000 ሊትር ዝሕዝ | ቁፅሪ | 2 | ||||
8 | ብሎኬት | በዓል 20 | ቁፅሪ | 200 | ||||
9 | ኦም | ሮጊድ | ቁፅሪ | 10 | ||||
10 | ኦም | ሞራለ ማእከላይ | ቁፅሪ | 20 | ||||
11 | ሰጋጥ | ኦርጅናል | ቁፅሪ | 01 | ||||
13 | ናይ ተኸሊ መቐስ | ማ/ይ ጎማ መትሓዚ | ቁፅሪ | 6 | ||||
14 | ናይ ሳዕሪ መቐስ | ኦርጅናል | ቁፅሪ | 6 | ||||
15 | ዓረብያ | ኦርጅናል | ቁፅሪ | 4 | ||||
16 | ገጀራ ዓብይ | ኦርጅናል | ቁፅሪ | 4 | ||||
17 | ማዕፂድ | ኦርጅናል | ቁፅሪ | 10 | ||||
18 | መኾስኮሲ በዓል 2ተ ኣፃብዕቲ | ኦርጅናል | ቁፅሪ | 8 | ||||
19 | ማፍያ | ኦርጅናል | ቁፅሪ | 6 |
በዚ መሰረት እዚ ዝስዕብ ረቛሒ እተማልኡ ክትወዳደሩ ንዕድም፡፡
• በቲ ዘርፊ ናይ 2017 ዓ/ም ዝተሓደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቓድ፣ መቕረባይነት ክተቕርቡ እትኽእሉ፡፡
• ናይ ግብሪ ክፋላይ መለለይ ቲን ክተቕርቡ እትኽእሉ፡፡
• ተጫረቲ ሰነድ ፕሮፎርማ ካብ ቢሮ ልምዓት ከተማን ኮንስትራክሽንን ፊት ንፊት ደደቢት ማይክሮ ፋይናንስ ዝርከብ ሓበራዊ ህንፃ 1 ደብሪ ዳይሬክቶሬት ዕደጋ ፋይናንሰን ንብረት ምምሕዳርን ቢሮ ቁፅሪ 59 ካብ ዕለት 27/3/2017 ብምውሳድ ዋጋ መሊእኹም ናይ ትካልኩም ማህተምን ፌርማን ዘለዎ ስርዝ ድልዝ ዘይብሉ ብዝተዓሸገ ፖስታ ክሳብ ዕለት 01/04/2017 ስዓት 8፡00 ናብ ዳይሬክቶሬት ዕደጋ ፋይናንስን ንብረት ምምሕዳርን ቢሮ ቁፅሪ 59 ዝተዳለወ ሳፁን ኣታዊ ክትገብሩ ትኽእሉ፡፡ እቲ ፕሮፎርማ ስዓት 8፡00 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ስዓት 8 30 ይኸፈት፡፡
• እቲ ጨረታ ፕሮፎርማ ካብ ዝተኸፈተሉ ዕለት ጀሚሩ ን7 ናይ ስራሕ መዓልቲ ዋጋ ፀኒዑ ዝፀንሕ ይኸውን፣ ስዓራይ ምዃንኩም ካብ ዝተገለፀልኩም ኣብ ውሽጢ 3 ስራሕ መዓልቲ እቲ ንብረት ብናይ ባዕሉ መጓዓዓዚ ኦርጅናል ንብረት ኣታዊ ዝገብር፡፡
• ቢሮና እቲ ፕሮፎርማ ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ ብሙሉእ ወይ ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ፡፡
ንዝበለፀ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 03-42-40-01-29 ምሕታት ይከኣል'
ድሕሪት