ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ሕብረት ስራሕ ማሕበር ዕቛርን ልቓሕን ሚዛን ንበጀት ዓመት 2017 ግልጋሎት ዝውዕሉ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ቀወምቲ ንብረት (Electronics and Furniture) ኣወዳዲራ ክትዕድግ ትደሊ። ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጥቅምቲ 7, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጥቅምቲ 12, 2017 10:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ኮምፒተርን ተዛመድቲ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንናይ ቢሮ ፈርኒቸር
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ ሸራሮ ካብ መንግስታዊ በጀት ንኣብያት ፅሕፈት ከተማና ግልጋሎት ዝዉዕል ዝተፈላለዩ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ አቅሑት :ኤሌክትሮነክስ : ኮምፒተርን መለዋወጢ ኣቅሑትን ኮምፒተርን :መለዋወጢ ኣቅሑት ተሽከርከርቲ :ናይ ፅሬት ኣቅሑት :ናይ ስፖርት ዕጥቂታት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጥቅምቲ 7, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ጥቅምቲ 11, 2017 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ሽራሮጨረታ መደብ:ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትንናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑትኮምፒተርን ተዛመድቲ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንመለዋወጢ ኣቁሑት መኪናናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት
የኢትዮጵያ ገቢዎች ሚኒስቴር መቐለ ቅ/ፅ/ቤት ድርጅቶችን በግልፅ ጨረታ አወዳድሮ የሚከተሉትን እቃዎች ግዥ መፈፀም ይፈልጋል፡፡ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጥቅምቲ 7, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጥቅምቲ 27, 2017 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑትኮምፒተርን ተዛመድቲ ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትንኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንመለዋወጢ ኣቁሑት መኪናናይ ቢሮ ፈርኒቸርናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተትጨርቃ መርቂን ኣልባሳትን
ኢንተርፕራይዝ ህንፀት ስራሕቲ ማይ ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፀ ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቅሓ (Laptop Computer) ክዕድግ ስለዝደሊ እዚ ቅጥዒ ብምምላእ ሕጋዊ ነጋዶ ክትወዳደሩ ይዕድም፡፡ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጥቅምቲ 6, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጥቅምቲ 8, 2017 06:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ኮምፒተርን ተዛመድቲ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን
ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶት ምምሕዳር ፋይናንስን ታሕታይ ኣድያቦ ንዝተፈላለያ አብያተ ፅሕፈት ወረዳና ግልጋሎት ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ ንብረታት ማለት ናይ ፅሕፈት መሳርሒ : ናይ ፅሬት መሳርሒ : ኮምፒተር ኣክስሰሪን : ኤሌክትሮኒክስን ኣቅሑት : ናይ ተሽከርከርቲ ማለትን መኪናን ሞተርን ሳይክልን መለዋወጠ ኣቅሑት : ሕትመት ስራሕቲ : መሳርሒ ህንፃ : ናይ ቢሮን ገዛን ፈርኒቸር ኣቅሑት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጥቅምቲ 6, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጥቅምቲ 21, 2017 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ታሕታይ ኣድያቦጨረታ መደብ:ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑትኮምፒተርን ተዛመድቲ ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትንኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንመለዋወጢ ኣቁሑት መኪናመለዋወጢ ኣቁሑት ሞተርሳይክልገዛ ፈርኒቸርናይ ቢሮ ፈርኒቸርናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተትናይ ሕትመት ስራሕቲ
ስፖርት ኮሚሽን ክ/ትግራይ ሓንቲ ፕሪንተር ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ስለ ዝደሊ ክትወዳደሩ እትደልዩ ክትወዳደሩ ይዕድም።ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጥቅምቲ 5, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጥቅምቲ 8, 2017 03:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ኮምፒተርን ተዛመድቲ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን
ኢንተርፕራይዝ መፅናዕቲ፣ዲዛይንን ቁፅፅርን ስራሕቲ ማይ ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዘሎ ናይ ከለር ፕሪንተር ቀለም ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ከዕድግ ስለ ዝደለየዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ጥቅምቲ 2, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጥቅምቲ 6, 2017 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ኮምፒተርን ተዛመድቲ ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትንኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን
ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶት ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ እምባ ኣላጀ ንወረዳ ግልጋሎት ዝዉዕሉ መሳርሒ ፅሕፈት : ናይ ኮምፒተርን ተዛመድቲ ኣቅሑት : ናይ ኮምፒተርን ተዛመድቲ ኣቅሑት ፅገና ኢድ ሞያ : ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቅሑት : ና መኪና ገራጅ ኢድ ሞያ : ሕትመት ግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ከስርሕን ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ መስከረም 30, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጥቅምቲ 13, 2017 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ኮምፒተርን ተዛመድቲ ፅገና ኮምፒተርን ኤሌክትሮኒክስንኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንመለዋወጢ ኣቁሑት መኪናፅገና ተሽከርካሪናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተትናይ ሕትመት ስራሕቲ
... ሕቲ ዘላ ከለር ፕሪንተር ማሽን ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ከዕድግ ስለ ዝደለየ ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ መስከረም 29, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ጥቅምቲ 4, 2017 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ኮምፒተርን ተዛመድቲ ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትንኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን
ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ ቻርጀር ብፕሮፎርማ ኣወዳድሩ ክዕድግ ይድሊ፤ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ መስከረም 29, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጥቅምቲ 1, 2017 10:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ኮምፒተርን ተዛመድቲ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን