ኮሌጅ ሕርሻ ማይጨዉ ነቲ ኮሌጅ አገልግልት ዝዉዕሉ መሳርሒ ፅሕፈት :ናዉቲ ሕክምና : መድሓኒትን :መሳርሒ ህንፃን :መለዋወጢ ኣቀሑት መኪና : ናዉቲ ኤሌክትሪክ : ናዉቲ ኤሌክትሮኒክስ : ዘርኢ ኣሕምልትን : ፀረ በልዕን : ኣቅሑት ማይ ናዉቲ ፅሬትን ብግልፂ ጨረታ አወደዳሩ ክዕድግ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ታሕሳስ 23, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጥሪ 2, 2017 03:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ማይጨዉጨረታ መደብ:ናይ ሕርሻ ጥረ ኣቁሑትን ኣቅርቦትንናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑትኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትንኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢንኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንመለዋወጢ ኣቁሑት መኪናኬሚካልን ሪኤጀንትናይ መድሓኒት ምህርቲናይ እንስሳት ምድሃኒታትን መሳሪሕታትንናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተትቱቦታትን ኣክሰሰሪታትንቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪጥዕና ተንከፍ አቁሑትን ኣክሰሰሪ
ኬሌጅ ቴክኒክን ሞያን ስልጠናን ነጋ ገብረዝጋብሄር ዕደጋ ዓርቢ ንምምሃር ምስትምሃር ግልጋሎት ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ ሎት ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ናይ ኮምፒተርን ተዛመድቲ ኣቅሑትን ሎት ክልተ ናይ ኤሌክትሪክ ማይን ህንፃን መሳርሒ ካልኦት ተዘመድቲ ንብረታት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ሰንበት ታሕሳስ 20, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጥሪ 1, 2017 05:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ዕዳጋ ዓርቢጨረታ መደብ:ኮምፒተርን ተዛመድቲ ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትንኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢንኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተትቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ
ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ልምዓት እቶት ኦፍላ ቤት ፅሕፈት ዘፈር ቁጠባ ፕሮግራም ስራዓተ ምግቢ ወይድማ ፉድ ሲሰተም ሪዛይላንስ ፕሮግራም ኤስአሰስፐኣለኢ ግልጋሎት ዝዉዕል ሎት ሐደ ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ ሎት ክልተ ናይ እንስሳት መድሓኒት መገልገሊ ኣቅሑት በቢሎቱ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለዎም ብፕሮግራም ጨረታ አወዳዲሩ ካብ ኤፈኤስኣርፒ ብዝተረከበ በጀት ክገዝእ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ታሕሳስ 19, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ታሕሳስ 25, 2017 08:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ኦፍላጨረታ መደብ:ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንናይ እንስሳት ምድሃኒታትን መሳሪሕታትንጥዕና ተንከፍ አቁሑትን ኣክሰሰሪ
ሓፈሻዊ 2ይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ለካቲት 23 እዞም ኣብ ታሕቲ ዝተዝርዘሩ ዓይነታት መሳርሒ ኤሌክትሮኒክስ/ኣይሲቲ/ ዋጋ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ስለዝደለየ ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ታሕሳስ 18, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ታሕሳስ 24, 2017 06:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ኮምፒተርን ተዛመድቲ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን
ዋሕስ ናይ ገዛ ቁጠባን ህንፀትን ኣ/ማ ዝተፈላለዩ ኮምፕዩተራትን ተዛመድቲ ኣቁሑትን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደለየዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ታሕሳስ 18, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ቀዳም ታሕሳስ 26, 2017 03:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ኮምፒተርን ተዛመድቲ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን
... ብዚ ንታሕቲ ዘሎ ንብረት ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ከዕድግ ስለ ዝደለየ ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ታሕሳስ 17, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ታሕሳስ 21, 2017 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ኮምፒተርን ተዛመድቲ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን
ቢሮ ልምዓት ከተማን ኮንስትራክሽንን ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ኣቑሑት ካብ ሕጋውያን ነጋዶ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ታሕሳስ 17, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰንበት ታሕሳስ 20, 2017 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ኮምፒተርን ተዛመድቲ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት
ሓላፍነቱ ዝተወሰነ መሰረታዊ ማሕበር ሕብረት ስራሕ ዕቋርን ልቓሕን ፋና መናእሰይ ፅሕፈት መሳርሒ፣ ፅሬት መሳርሒ ፣ ሕትመት ፣ ኣቑሑት ቢሮ ፣ ኤሌክትሮኒክስን መለዋወጢ ኣቑሑት ተሽከርከርትን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደለየ ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ታሕሳስ 17, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ታሕሳስ 30, 2017 08:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑትኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንመለዋወጢ ኣቁሑት መኪናናይ ቢሮ ፈርኒቸርናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተትናይ ሕትመት ስራሕቲ
ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ኣፅቢ ብናይ ዋን ዋሽ ዝተረከበ በጀት ንቤት ፅሕፈት ጥዕና ኣብ ጣብያ ፈ/ወይኒ ማእከል ጣብያ ስላፕ ንምስራሕ ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ኢ/ማተርያልን ዉፅኢት ማዕድን ብፕሮፎርማ (SHOPPING) ኣጫሪቱ ክገዝእ ስለዝደለየ ሕጋውያን ነጋዶ ዝኮንኩም ንክትጫረቱ ንዕድም።ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ታሕሳስ 17, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ታሕሳስ 23, 2017 05:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:Atsbiጨረታ መደብ:ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትንኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑትኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንናይ መድሓኒት ምህርቲ
ኮሌጅ ፖሊ ቴክኒክ ንግስተ ሳባ ዓድዋ ንምምህር ምስትምሃር ንሐፀርቲ ስልጠናታትን ዝዉዕል ዝተፈላለየ ናይ ህንፃ መሳርሒ፡ ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ ፡ኣቅሑት ፈርኒቸር ፡ፅሕፈት መሳርሒ ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕግድ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ታሕሳስ 14, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጥሪ 1, 2017 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ዓድዋጨረታ መደብ:ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትንኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑትኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንናይ ቢሮ ፈርኒቸርናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት