ለምለም ካርል ሆስፒታል ማይጨዉ ናይ ሆስፒታልና ሽንት ቤት ብጨረታ አወዳዲሩ ከምጥጥ የደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ነሓሰ 2, 2012 (ልዕሊ 5 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ነሓሰ 13, 2012 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ናይ ንፅህናን ፅሬትን ኣገልግሎት
ኩባንያና መስፍን ኢንድስትሪያል ኢንጅነሪንግ ሓላ/ዝተ/ ዉ/ማሕበር ናይ ረሳሕ ፈሳሲ መወገዲ መኪና ተካርዩ ከወግድ ስለ ዝደለየ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ መዐቀንታት ተማልኡ ተወዳደርቲ ክትሳተፉ ኩባንያና ይዕድም / ረሳሕ ፈሳሲ ምዉጋድ ሽንት ቤት ምምጣጥ በዝሒ 01/ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሓምለ 28, 2012 (ልዕሊ 5 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ነሓሰ 4, 2012 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ናይ ንፅህናን ፅሬትን ኣገልግሎት
ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ክልል ትግራይ ደጋፊ ከይዲ ስራሕ ፋይ/ዕደ/ንበረትን ምምሕዳርን ካብ ናይ ፅሬትን ሓላዋን ግልጋሎት ብኩንትራት ንሓደ ዓመት ኣወዳዲሩ ክስርሕ ይደሊ ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ሓምለ 20, 2012 (ልዕሊ 5 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሓምለ 23, 2012 02:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ናይ ንፅህናን ፅሬትን ኣገልግሎትስራሕቲ ሓለዋ
ዓዲግራት ጀነራል ሆስፒታል ንግልጋሎት ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ ሎት 01 ናይ ደቂሶም ንዝሕኮሙ ሕሙማት ምግቢን ኣትክልትን ሸቀጣ ሸቀጥ ቅመማ ቅመምን በርበረን ግልፂ ጨረታ ሎት 02 ናይ ሽንትቤት ገንዳ ፈሳሲ ርስሓት ምምጣጥ ዋጋ ግልፂ ጨረታ ሎት 03 ናይ በርበረን ጣፍን ዝጥሕን እንዳ መጥሓን መጥሓኒ ዋጋ ግልፂ ጨረታ ሎት 4 ናይ ጋራዥ ተሽከርከርቲ ፅገና ጉልበት ናይ ኢድ ዋጋ ግልፂ ጨረታ ሎት 5 ኤሌክትሮኒክስ ኣቅሑት ፅገና ናይ ኢድ ዋጋ ግልፂ ጨረታ ሎት6 ናይ ሰራሕተኛታት ደንቢ ክዳን ጋቦን ድሬፕ እና ካልኦት ስፌት ከስፊ ናይ ኢድ ዋጋ ዝክእል ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ካብ ዝምልከቶም መቅረብቲ ነጋዶ ክዕድግ ይደሊ ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሓምለ 17, 2012 (ልዕሊ 5 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ነሓሰ 1, 2012 08:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ዓዲግራትጨረታ መደብ:ናይ ንፅህናን ፅሬትን ኣገልግሎትፅገና ኮምፒተርን ኤሌክትሮኒክስንኣቅርቦት ምግቢ ፅገና ተሽከርካሪጨርቃ መርቂን ኣልባሳትን
ኤጄንሲ ልምዓት ደኣንት ምርግጋፅ ምግቢ ዉሕስና ከተማታት ክልል ትግራይ ናይ ፅሬት ሰራሕተኛ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ን 2013ዓ/ም በጀት ዓመት ዉዕሊ ክኣስር ይደሊ ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሰነ 9, 2012 (ልዕሊ 5 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሰነ 11, 2012 03:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ናይ ንፅህናን ፅሬትን ኣገልግሎት
ቢሮ ትምህርቲ ክልል ትግራይ ኣብ ካልኦት 4ተ ቦታታት ናይ ሓለዋ ስራሕ ፣ ናይ ዓበይትን ኣናእሽተይን መካይን ኣጎልግሎት ጋራዝ ደረጃ 3ተን ልዕሊኡን ዘለዎ፣ ናይ ፅሬት ኣጎልግሎት 5ተ ደብሪ ህንፃን ከባቢኡን፣ ፅገና ኤሌክትሮኒክስ ብግልፂ ብጨረታ አወዳዲሩ ብክንትራት ን1ዓመት ከስርሕ ይደሊ ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሰነ 3, 2012 (ልዕሊ 5 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሰነ 16, 2012 08:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ናይ ንፅህናን ፅሬትን ኣገልግሎትፅገና ኮምፒተርን ኤሌክትሮኒክስንፅገና ተሽከርካሪስራሕቲ ሓለዋ
ኣብ ቤት መዘጋጃ ክፍለ ከተማ 1ይ ወያነ ቤት ፅሕፈት ከተማ ልምዓት ከይዲ ስራሕ ሓ/ል/ፅባቐ ከተማን ኣብ 2012ዓ/ም ኣብ ክፍለ ከተማ 1ይ ወያነ ብሙሉእ ናይ ፅሬት ስራሕቲ ካብ ገዛ ንገዛን ጎዳናታትን ትካላት ጓሓፍ ምልዓል ፣ ድሬነጅ ፀረጋ ፣ ክፍቲ ቦታታት ፣ ሽንጥሮታት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ከስርሕ ስለ ዝደለየ ሕጋዉያን ነጋዶ ክትወዳደሩ ንዕድም ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጉንበት 27, 2012 (ልዕሊ 5 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሰነ 16, 2012 09:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ናይ ንፅህናን ፅሬትን ኣገልግሎት
የሰሜን ሪጅን ኢትዩ ቴሌኮም /መቐለ/ በትግራይ ክልል በመቐለ እና በተለያዩ ወረዳዎች የሚገኝ የኢትዮ ቴሌኮም ሾፖች በጨረታ አወዳድሮ የፅዳት ኣጎልግሎት ስራ ማሰራት ስለሚፈልግ በዘርፉ ንግድ ፍቃድ ያላችሁ ኣቅራቢዎች እንድትወዳደሩ ይጋብዛልዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ጉንበት 15, 2012 (ልዕሊ 5 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጉንበት 27, 2012 08:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ናይ ንፅህናን ፅሬትን ኣገልግሎት
ዓዲግራት ጀነራል ሆስፒታል ንግልጋሎት ዝዉዕሉ 1/ ናይ ሕትመት ሰነዳትን መዛግብቲን 2/ ናይ ደንቢ ክዳን 3/ ናይ ሽንት ቤት ገንዳ ምምጣት ግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ከብ ዝምልከቶም መቅረብቲ ነጋዶ ክዕድግ ይደሊ ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሚያዝያ 30, 2012 (ልዕሊ 5 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጉንበት 13, 2012 08:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ዓዲግራትጨረታ መደብ:ናይ ንፅህናን ፅሬትን ኣገልግሎትናይ ሕትመት ኣቁሑትንጨርቃ መርቂን ኣልባሳትን
ኮምሽን ኢንቨስትመንት ሰደድን ክልል ትግራይ ፈርኒቸር፣ ፅሕፈት መሳርሕን ሓለዋን ፅሬትን ብብርኪ ክልል ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ ነዞም ሲዒቦም ዝተዝርዘሩ ረቃሕታት እተማልኡ ነጋዶ ክትወዳደሩ ይዕድም ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ የካቲት 16, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ የካቲት 30, 2012 03:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ናይ ንፅህናን ፅሬትን ኣገልግሎትናይ ቢሮ ፈርኒቸርናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተትስራሕቲ ሓለዋ