ቤት መዘጋጃ ከተማ መቐለ ካብዚ ቀፂሎም ዝተዘርዘሩ አገልግሎታት ንበጀት ዓመት 2017 ዓም ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ግልጋሎት ክረክብ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጥቅምቲ 5, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጥቅምቲ 14, 2017 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ናይ ንፅህናን ፅሬትን ኣገልግሎትፅገና ኮምፒተርን ኤሌክትሮኒክስን
ቤት ፅሕፈት ል/እ/ምም/ር ፋይናንስን ወረዳ ራያ-ጨርጨር ካብ ናይ መደበኛ በጀት ንሴክተራት ዝውዕሉ ዝተፈላለዩ ቀወምትን ሃለቅትን ኣቕሑት ከምኡ እውን ስፔር ኣቕሑት ንምግዛእ ሰለ ዝደለና ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ መስከረም 29, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ጥቅምቲ 11, 2017 03:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ራያ ጨርጨርጨረታ መደብ:ናይ ንፅህናን ፅሬትን ኣገልግሎትመለዋወጢ ኣቁሑት መኪናናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት
ቐዳማይ ወያነ ገዛ ስራሕ ሕብረት ስራሕ ማሕበር ናይቲ ህንፃ ንብረትን ኣብቲ ሀንፃ ዝርከቡ ገዛውቲን ኣቑሑትን ብዝግባእ ንምሕላውን ናይቲ ኮምፕሌክስ ህንፃ ዕራት ንምሕላውን እናተሰርሓ መፂኡ እዩ::ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም መስከረም 18, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ መስከረም 27, 2017 09:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ናይ ንፅህናን ፅሬትን ኣገልግሎት
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ ኣብ ምምሕዳር ከተማ መቐለ ኣግኣዚ ኦፕሬሽን ዝርከብ ህንፃ ብናይ ፅሬት ግልጋሎት ወሃብቲ ትካላት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ዕድጊት ክንፍፅም ይደሊ። ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ነሓሰ 8, 2016 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ነሓሰ 23, 2016 03:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ናይ ንፅህናን ፅሬትን ኣገልግሎት
ሆስፒታል መቐለ ዝተፈላለየ ኣቅሑት ን2017 ብዘርፊ ንግዲ ስራሕ ሐለዋ ወይ እዉን ዋርዲያ : ብዉፅኢት ዉሕልና :ስጋ :እንጀራ :ኣትክልትን ፍራምረን: መመላለሲታ ማይ ቦጥ : አገልግሎት ፅሬት : ፅገና ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስን: ኮምፒተርን :ምምላእ ቀለም ፎቶኮፒን :አገልግሎት ማሽን: ፅገና ተሽከርከርትን ጋራጅ ኦክስጅን : ንሰራሕተኛታት አገልግሎት ዝዉዕል ሰርቪስ ማለት እዉን አዉቶብስ ኪራይ መኪና ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ምስ ዝሰዓሩ ዉዕሊ ብምእሳር ክዕድግን ኣገልግሎት ክረክብንዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሰነ 27, 2016 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሓምለ 11, 2016 08:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎትናይ ንፅህናን ፅሬትን ኣገልግሎትፅገና ኮምፒተርን ኤሌክትሮኒክስንምግጣምን ፅገናንኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትንኣቅርቦት ምግቢ ፅገና ተሽከርካሪመኪና ክራይማሽነሪ ክራይስራሕቲ ሓለዋ
ትካል ፋብሪካ ስሚንቶ መሰቦ አብቲ ትካል ካብ ዝርከብ ዓይኒ ምድሪ ረሳሕ ፈሳሲ ኣምጢጡ ከተማ መዘጋጃቤት ኣብ ዘዳለዎ ቦታ ንከፍስስ ካብ ግልጋሎት ወሃብቲ ትካላት ብምዉድዳር ንሐደ ዓመት ዉዕሊ ኣሲሩ ከስርሕ ይደሊ ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጉንበት 2, 2016 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጉንበት 21, 2016 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ናይ ንፅህናን ፅሬትን ኣገልግሎትመኪና ክራይ
ላጪ ጥዕና ጣቢያ ንዘለዎ ናይ ፅሬት መሳርሒ ፀገም ንምፍታሕ ኦም ካብ ዘለዉ ሕጋዊያን ነጋዶ ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክዕድግ ይዲዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጥሪ 28, 2016 (ልዕሊ 2 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጥሪ 29, 2016 08:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ናይ ንፅህናን ፅሬትን ኣገልግሎት
ማእከል ቤት ህንፀት ሽረ ሎት ሐደ መሳርሒ ኣቅሐት ፅሕፈት ሎት ክልተ ኣቅሑት ፅሬት ሎት ሰለስተ መሳርሒ ፅሕፈት ቀዋምን ሃላቅን ንብረት ሎት ኣርባዕተ ኣቅሑት መሳርሒ ህንፃ ሎት ሓሙሽተ ናይ ኤሌክትሮኒክስ ቀዋሚ ንናይ ፈርኒቸር ቢሮ ኣቅሑት ንብረት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ::ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሕዳር 27, 2016 (ልዕሊ 2 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ታሕሳስ 18, 2016 03:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ናይ ንፅህናን ፅሬትን ኣገልግሎትኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑትኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንናይ ቢሮ ፈርኒቸርናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተትናይ ቢሮ አቁሑት
ቢሮ ልምዓት ከተማን ኮንስተራክሽን ክልል ትግራይ ዳይሬክቶሬት ዕደጋን ፋይናንስን ንብረት ምም/ር ኣብ ናይ ሓባራዊ ህንፃ / ኮምፕሌክስ ህንፃ/ ዝርከብ ካብ ናይ 1ይ ምድር ክሳብ 6ይ ፍቅ ከምእዉን ካብቲ ህንፃ ወፃኢ ግቢ ዙርያ ዘሎ ናይ ፅሬት ግልጋሎት ዉሃብቲ ትካላት ናይ 2016 ዓም በጀት ዓምት ዉዕሊ ኣሲሩ ግልጋሎት ንምረካብ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጥቅምቲ 29, 2016 (ልዕሊ 2 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሕዳር 7, 2016 03:39 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ናይ ንፅህናን ፅሬትን ኣገልግሎት
ቤት ፅሕፈት ቤት መዘጋጃ ከይዲ ስራሕ ትልምን ፋይናንስን ክፍለ ከተማ ኹሓ ኣብ 2013ዓ/ም ኣብ ክፍለ ከተማ ኹሓ ሙሉእ ብሙሉእ ናይ ፅሬት ስራሕቲ /ካብ ገዛ ንገዛን ጎዳናታትን ትካላት ጓሓፍ ምልዓል ፣ ድሬነጅ ፀረጋ ፣ ክፍቲ ቦታታት ፣ ሽንጥሮታት/ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ከስርሕ ስለ ዝደለየ ሕጋዉያን ነጋዶ ክትወዳደሩ ንዕድምዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ጥቅምቲ 14, 2013 (ልዕሊ 5 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ጥቅምቲ 30, 2013 09:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ኩሓጨረታ መደብ:ናይ ንፅህናን ፅሬትን ኣገልግሎት