ቤት መዘጋጃ ከተማ መቐለ ካብዚ ቀፂሎም ዝተዘርዘሩ አገልግሎታት ንበጀት ዓመት 2017 ዓም ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ግልጋሎት ክረክብ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጥቅምቲ 5, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጥቅምቲ 14, 2017 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: ንግልጋሎት ፅሬት 20000 / ዒስራ ሽሕ ቅርሺ/ : ንፅገና ኣቅሑት ቢሮን ኤሌከትሮኒክስን: ምምላእ ቀለምን ንነብስወከፎም 5000 ቅርሺ
  • ቦታ: መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓሙስ ጥቅምቲ 14, 2017 04:30 ቅደሚ ሰዓት
  • ናይ ንፅህናን ፅሬትን ኣገልግሎት / ፅገና ኮምፒተርን ኤሌክትሮኒክስን
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

1 ናይ 2016 ግብሪ ዝከፈልሉ ዝተሐደሰ መለለይ ቁፅሪ ከፋላይነት ግብሪ: መረዳእታ ምስክር ወረቀት ምዝጋበ ተወሳኪ እሴት ታክስ ናይ ወርሒ ሰነ 2016 ዓም ሒሳብ ዘወራርድሉ መረዳእታ ምስክር ወረቀት መቅረባይነት

2 ሰነድ ጨረታ 100 ቅርሺ ብምክፋል ካብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረትን ካብ 4/2/2017 ዓም ምዉሳድ ይክእሉ

3 መከበሪ ጨረታ ንግልጋሎት ፅሬት 20000 / ዒስራ ሽሕ ቅርሺ/ : ንፅገና ኣቅሑት ቢሮን ኤሌከትሮኒክስን: ምምላእ ቀለምን ንነብስወከፎም 5000 ቅርሺ ከትሕዝ ዝክእል

4 እቲ ጨረታ 14/2/2017 ዓም ሰዓት 4:00 ቅድሚ ቀትሪ ተዓፅዩ ኣብ ተመሳሳሊ ዕለት ሰዓተ 4:30 ኣብ ቅድሚ ተጫረቲ ወይድማ ሕጋዊ ወከልቶም አብ ዝተረከብሉ ይክፈት ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም በዘይምርካቦም ሰነድ ጨረታ ከይተከፈተ ዝተረፈሉ ኩነታት ኣይህልዉን

5 ተጫረቲ ሰነድ ጨረታ ብክልተ ፖስታ ሐደ ዋናን ክልተ ቅዳሕን ዝተዓሸገ ፖስታ ከቅርቡ ዝክእሉ ኮይኖም ኣብ ልዕል እቲ ፖስታ ብግልፂ ዝረአ ዋናን ቅዳሕነ ዝብል ፅሑፍ ክህልዎ አለዎ

6 እቲ ቤት ዕዩ ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

7 ንተወሳኪ ሐበሬታ 0914767875 ወይ 0914414232 09147477482 መብርሂ ምሕታት ይከኣል

8 እቲ ጨረታ ዝዕፀወን ዝክፈተሉን ባዕል እንተዉዒሉ ኣብ ዝቅፅል ናይ ስራሕ መዓልቲ ብተመሳሳሊ ሰዓት ዕለት ዝክፈት ይከዉን

10 ኣብ መምሊ ዋጋ ስርዝ ድልዝ ወይ እወን ንፁር እንተዘይኮይኑ ተቀባለነት የብሉን

11 እቲ ቤት ዕዩ 20 ሚእተዊ ካብ ነብሰወወከፈ ነፀላ ግልጋሎት ክዉስክ ወይ ናይ ምንካል መሰል ከምዝለዎ ተጫረቲ ክፈልጡ አለዎም

 12 ኣብ ዝመለእዎ ዋጋ ምስተወሳኪ እሴት ታክስ ወይድማ ብዘይ ተወሳኪ እሴት ታክስ ምካኑ ከመላክእት አለዎ እንተዘይኮይኑ ግና ተወሳኪ እሴት ታክስ ከምዝተመለአ ገይሩ ይዉሰድ

13 ሰዓራይ ትካል ካብ ዝሰዓሮ 10 ሚእታዊ መከበሪ ዉዕሊ ከትሕዝ ዝክእል ክከዉን አለዎ

14 መዘካከሪ ንፅሬት ግልጋሎት ዝሰዓረ ተወዳዳራይ ኣብ መዓልቲ ክልት ግዜ ከፅሪ ዝክእል ማለት ቅድሚ ሰራሕተኛ ናብ ስራሕ ምእታዉ ከፅሪ ዝከዉን ክክእል አለዎ

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
  • ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (58)
    • ኮንስትራክሽን (1047)
      • ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4462)
        • ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (256)
          • ሕርሻ (512)
            • ህንፃ መሳርሒ (7194)
              • ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1689)
                • ምምካር (180)
                  • ትምህርቲን ስልጠና (199)
                    • ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1832)
                      • ምግብን መስተን (515)
                        • እግድ (40)
                          • ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (77)
                            • ፈርኒቸር (1283)
                              • ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
                                • ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
                                  • ጥዕና (266)
                                    • ናገዛ ኣቁሑት (88)
                                      • ኢንሹራንስ (4)
                                        • ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (288)
                                          • መሬትን ሊዝን (59)
                                            • ፅገና (833)
                                              • ናይ ሕክምና ኣቁሑት (426)
                                                • መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
                                                  • ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (2986)
                                                    • መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
                                                      • ምስሊን ቀረፃን (23)
                                                        • ስራሕቲ ሕትመት (1658)
                                                          • ስራሕቲ ምልላይ (83)
                                                            • ክራይ (737)
                                                              • መሸጣ (1182)
                                                                • ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (94)
                                                                  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8589)
                                                                    • ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (361)
                                                                      • መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
                                                                        • ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (832)
                                                                          • ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (360)
                                                                            • ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (579)
                                                                              • መኽዝን (33)
                                                                                • ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (237)
                                                                                  • ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (267)
                                                                                    s