ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ ዓብይ ዓዲ ኣብ በጀት ዓመት 2012ዓ/ም ኣብ 2ይ ጥሙር ዕድጊት ንከተማ ዓብይ ዓዲ ኣጎልግሎት ዝዉዕል ፣ መሳርሒ ፅሕፈት ፣ ኤሌክተሮኒክስ፣ ኣቅሑት ቢሮ፣ ኣቅሑት ፅሬት፣ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ መጋቢት 10, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ መጋቢት 30, 2012 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ዓ/ዓዲጨረታ መደብ:ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑትኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንናይ ቢሮ ፈርኒቸርናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት
ቢሮ ትምህርቲ ክልል ትግራይ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ፅሬት ኣቅሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ መጋቢት 9, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ መጋቢት 11, 2012 08:45 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት
ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን እንዳባጉና ኣብ 2012ዓ/ም በጀት ዓመት ንዝተፈላዩ ኣቁሑት ግልጋሎት ዝዉዕሉ መሳርሒ ፅሕፈት ፣ መሳርሒ ህንፃ ፣ ኣቁሑት ብረታ ብረት፣ ኣቁሑ ኤሌክትሪክ፣አቁሑ ፅሬት፣ ኣቁሑ ኤሌክትሮኒክስ ማሽነሪ፣ ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ፣ ኣቅሑት ፈርኒቸርን ፣ ኣቅሑት ሰርቨይን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፤ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ መጋቢት 8, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ መጋቢት 23, 2012 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ህንፃ መሳርሒናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑትኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢንኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትንናይ ምህንድስና ኣቁሑትናይ ቢሮ ፈርኒቸርናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተትሰራሕቲ ሓፂነ መፂን
በኤጀንሲ ማእድንና ኢነርጂ ክልል ትግራይ ባዩ ጋዝ ፕሮግራም ማስተባበሪያ ዩኒት የ ፅዳት እቃዎች ብፕሮፎርማ ኣወዳድሮ ለመግዛት ስለሚፈልግ ሕጋዊ ነጋዴ የሆናችሁ እንትወዳደሩ ይጋብዛልዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ መጋቢት 4, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ መጋቢት 8, 2012 08:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት
ንወረዳ ዓድዋ ከተማ ዓድዋን ኣብያተ ፍርዲ ኣገልግሎት ዝውዕሉ መሳርሒ ፅሕፈት፣ ፅገና ገዛ ፣ ፅገና ማሽን ፣ ኣናእሽተይ ኣቅሑት ፣ ኣቅሑ ፅሬት ፣ ዕድጊት ተሽከርከርቲ፣ ኤሌክትሮኒክስ፣ ሕትመት ፣ናዉቲ ኤሌክትሮኒክስ፣ ናይ ቢሮ ቀወመቲ ኣቅሑት፣ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ መጋቢት 4, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ መጋቢት 18, 2012 06:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑትኮምፒተርን ተዛመድቲ ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትንገዛውቲን ሕንፃ ስራሕቲንኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንናይ ቢሮ ፈርኒቸርፅገና ማሽነሪናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተትናይ ሕትመት ኣቁሑትንዕድጊት ሞተርሳይክል
ሓፈሻዊ 2ይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ከተማ ሸራሮ ንዝተፈላለዩ ስራሕቲ ኣጎልግሎት ዝዉዕሉ ናይ 2012ዓ/ም 1ይ ዙር ግልፂ ጨረታ ፣ መሳርሒ ፅሕፈት፣ ኤሌክትሮኒክስ ፣ መሳርሒ ህንፃ፣ መሳርሒ ፅሬት፣ ናዉቲ ቤተ ፈተነ፣ መፃሕፈቲ ቤተ ንባብ፣ ቁዋሚ ንብረት፣ ዕጥቂ ስፖርት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ መጋቢት 3, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ መጋቢት 17, 2012 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ሽራሮጨረታ መደብ:ህንፃ መሳርሒናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትንናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑትመፅሓፍቲን ትምህርታዊ መሳርሕታትኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንናይ ቢሮ ፈርኒቸርላብራቶሪይን መሳሪሒታተናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን እንደርታ ናይ 2012ዓ/ም በጀት ዓመት ነቲ ቤት ፅሕፈት ስራሕቲ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ዝተፈላለዩ ሴክተራት ፅሕፈት መሳርሒ ፣ ናይ ፅሬት ናዉቲ፣ ናይ ሕትመት ስራሕቲ ፣ ናይ ሞተር መለዋወጢ ኣቅሑት፣ ህንፃ መሳርሒ ፣ ኤሌክትሮኒክስ ናዉቲ፣ ናይ ቢሮ ናዉቲ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ዕድጊት ክፍፅም ይደሊ ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ መጋቢት 3, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ መጋቢት 16, 2012 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:እንደርታጨረታ መደብ:ህንፃ መሳርሒናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑትኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትንናይ ቢሮ ፈርኒቸርናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተትናይ ሕትመት ስራሕቲ
ኤጄንሲ ምር/ምዝ/ሰነዳትን ወ/ኩነትን ኣብ 2012 በጀት ዓመት ዝተፈላለዩ ናይ ንብረታት ብምድብ ሎት መቂሉ ሎት 1 ዝተፈላለዩ ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቅሑት ሎት 2 እስቴሽነሪ ሎት 3 ናይ መኪና ጎማ ሎት 4 ፅሬት ኣቅሑት ብብርኪ ክልል ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክግድግ ይደሊ ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ መጋቢት 1, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ መጋቢት 14, 2012 08:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑትኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት
ዋና ቤት ፅሐፈት ህወሓት ኣብ 2012 ዓም በጀት ዓመት ዝተፈላለዩ ግልጋሎት ዝዉዕል 2ይ ዙር ዕደጋ ዝተፈላለዩ ንበረት ማለት ናይ ፅሕፈት መሳርሒ : ኮምፒተራት: ናይ ኮምፒተር ቀለማት አቅሑት : ናይ ኤሌክትሪክ ኣቁሑት : ናይ ፅሬት ኣቅሑት : ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቅሑት: ፈርኒቸር አቁሑት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ካብ ሕጋዉያን ነጋዶ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ መጋቢት 1, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ መጋቢት 16, 2012 03:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑትኮምፒተርን ተዛመድቲ ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትንኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢንናይ ቢሮ ፈርኒቸርናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ ሸራሮ ናይ 2012ዓ/ም በጀት ዓመት 2ይ ዘር ዕድጊት ንዝተፈላለያ ኣብያተ ዕዮ አገልግሎት ዝውዕል መሳርሒ ፅሕፈት ፣ ኤሌክትሮኒክስ፣ ሕትመት፣ዕጥቂ ስፖርት፣ መፅሓፍቲ ፣ኣቅሑ ፅሬት፣ ሞተር ሳይክል፣ሳይክልን ፣ ቀወምቲ ንብረት፣ ብግልፂ መኪና፣ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፤ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ የካቲት 26, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ መጋቢት 11, 2012 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትንናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑትመፅሓፍቲን ትምህርታዊ መሳርሕታትኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንናይ ቢሮ ፈርኒቸርናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተትናይ ሕትመት ኣቁሑትንዕድጊት ሞተርሳይክል